ደሃይ ኣስመራ’ዶ ኣለኩም ? እዛ ዓዲ ጀጋኑ ግንከኣ ሃገር ገርሀኛ ህዝቢ እምበር ብትግራዎት ተወሪራ!!

ድሕሪ ዑደት ፍሉይ ኣሜሪካዊ ልኡኽ ዶናልድ ያማሞቶ Donald Yamamoto ሓጺር ዑደት ነስመራ ምግባሩ፣ ብቕጽበት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ስትራተጂካዊ መልእኽቲ መንግስቲ ኣሜሪካ ከተግብር ጀመረ። እወ፣ ኣብቲ ዓመት ዓመት ንህዝቢ ንምጥባር ተባሁሉ ብ “መዓልቲ ስውኣት” ዝፍለጥ ዕለት ብ20 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. መራሒ ጭፍራ ህግደፍ ኢሰያስ ኣፈውቂ፣ ተጠሊዑ “ወያኔ GAME OVER”!...

Europe on the Brink of Collapse?

Admin January 18, 2019 Leave a comment By Peter Koenig January 17, 2019 Information Clearing House The Empire’s European castle of vassals is crumbling. Right in front of our eyes. But Nobody seems to see it. The European Union (EU), the conglomerate of vassals –...

እዛ “ኣውራጃነት” ትብል መርዛም ቃል ኣብ ሰውራ ኤርትራ መንዩ ምሂዙዋ? ስለምንታይከ ተማሂዛ?

ብኣወንታዊ ኣተሓሳስባ፣ ኣውራጃነ መንነትዩ ኲርዓትዩ ኣወንታዊ ከኣ እዩ። መኽንያቱ ወገን ዘይብሉ፣ ኣውራጃ ስለዘይብሉ። ኣውራጃ ዘይብሉ ድማ ሃገር ስለዘይብሉ እዩ። ከምዚ ሰላዪን መሳርሕን ጽዮናውያን ዝተጠቕመሉን፣ ኣብዚ እዋንዚ ድማ ሓደሓደ ሰባት ካብ ተስፋ ምቝራጽ ዝተላዕለ ካብ ኢሰያስ ቀዲሖም ብዛዕባ ኣውራጃ ኣልዒሎም ብኣሉታዊን መርዝን ክዛረቡ ክትሰምዕ ከሎኻ እንታ እዚኣቶምሲ፣ ቍሩብዶ ኣይምሃሩን እዮም? ወይስ ኮይኑዎም...

ፊደላትና፣ መለለዪ መንነትን፣ ርቱዕ ሃይማኖትን፣ ታሪኽን፣ ኣተሓሳስባን፣ ባህልን ህዝቢ ትግሪኛ ተዛረብቲ እዮም።

 ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ክከታተሉዎ እንሆ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ ኣሎና። ግድነት ክንበብን ክስማዕን ዘለዎ፣ ንመንነትናን ንትግሪኛ ልሳናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ። ስለምንታይ...