ምእሳር በረኸት ስምኦን! እዚ ሰብዚ መንዩ?

እዚ በረኸት ስምኦን ዝብሃል ሰብዚ ንምዃኑ መንዩ?  በብኡን በዲኡን ኤርትራዊ እዩ። ኣብ ከተማ ጎንደር ተወሊዱ ዝዓበየ፣ ኢትዮጵያዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ኢትዮጵያዊ ዜጋ እዩ። እዚ ሰብዚ፣ዓቕሚ ኣዳም ምስ በጽሐ ንኢትዮጵያ ንክቃለሰላ ኢሉ፣  ኣብ ኢ.ህ.አ.ፓ. (EPRP) Ethiopian People’s Revolutionary Party የኢትዮጵያ ሕዝባዊ አብዮታዊ ፓርቲ: ህዝባዊ ሰውራ ኢትዮጵያ ዝብሃል፣ ገስጋሲ ሰልፊ...

Michael Jackson: Stars are Illuminati Sex Slaves?

henrymakow.com January 30, 2019 We continue our review of MK-Ultra and the entertainment industry “The bimbos that Hollywood has foisted on us as “stars” are largely mind-controlled playthings of the elite.”  Michael Jackson may have been...

መስቀል ካበይ እዩ ተቐዲሑ? The Master Key

እታ ኣብ ሃገርና ካህናትን ዓበይቲ ዓድን፣ ጓሶትን ኣብ ኢዶም ዝሕዙዋ በትሪኸ (ብትሪ) ካበይ ዝመጸትያ? AFRICAN CREATION ENERGY ኣስትሮሎጊን ሓይሊን (ኤነርጂ) ብኣሪቃውያን እዩ ተማሂዙ። እዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ምዕባሌ፣ መሰረቱ ካብ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ግንከኣ ሮማውያንን ግሪኻውያንን ዘሚቶም ዝቐድሑዎ እዩ። ብሓጺሩ ካብ ኣፍሪቃ ተሰሪቑ ዝመጸ ሰነዳት ፍልጠን ፎርሙላ ቊጽርን ከሚስትርን ፊዚክን እዩ። ነቲ ዝተረፈ...

ድሕሪ ምምስራት ህ.ግ.ሓ.ኤ.ን፣ ምፍናው ተ.ሓ.ኤ.ን፣ ቃልሲ ኤርትራ መቐጸልታ መደብ ኮሎንያል ጣልያንን፣ ትካል ምዕራባውያን እዩ ኮይኑ።

ጀርመናውያን፣ ብፍላይ እኳድኣ ሽቫበን ዝብሃሉ ክፍሊ ህዝቢ ጀርመን፣ ግንከኣ ካብቲ ልዑል ጀርመንኛ ቋንቋ ተባሂሉ ዝስመ፣ ኣሞከኣ መብዛሕትኦም ጀርመናውያን ዝዛርብሉ ቋንቋ፣ ፍልይ ዝበለ ድያለክት ኣዘራርባ ቋንቋ ጀርመን ዝዛረቡ ክፍሊ ህዝቢ ጀርመን፣ ንሓደ ክርድኦም ዘይከኣለ ሰብ፣ ከምዚ ኢሎም ይምስልሉ፣- “ዓሻ ተወሊዱ፣ ዓሻ ኮይኑ ዓባዪ፣ ዓሻ ምዃኑ ከይተረድኦ ከኣ፣ ብዕሽነቱ ሞይቱ“ ይብሉ። ኣነ ብወገነይ ከኣ፣ ከም...