ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር) ናይ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኤጀንሲ (ኢመደኤ ወይ ኢንሳ እንብሎ) ዋና ዳይሬክተር እዩ። ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ነባር ተጋዳላይ፣ ብዙሕ ብርክታት ሓሊፉ ኣብዚ ደረጃ ዝበፅሐ ኮይኑ ብትምህርቲ እውን ክሳብ ዶክትሬት ዲግሪ ዝበፅሐ ሙሁርን ብጣዕሚ ብሱልን እዩ። ቀዳማይ ዲግሪ ብኮምፒዩተር ኢንጂነርንግ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማይክሮሊንክ ኮሌጅ ተማሂሩ፡፡ ኣብ ዩኒቨረስቲ ኣዲስ ኣበባ...
Nov 15, 2018 GcMAF = Gc protein-derived macrophage activating factor) is a protein produced by modification of vitamin D-binding protein. ሕማም መንሽሮ ብባህርያዊ ፈውሲ ክፍወስ ከምዝኽእል ሊቃውንቲ ኣረጋጊጾሞ። ግንከኣ ዋላኳ ብብህህርያዊ ሕክምና መንሽሮ ሕማም መንሽሮ ክሓዊ ዝኽእል እንተኰነ፣ ትካላት ፋርማ ግና ብናተን መድሃኒት እንተዘይኮኑ...
“እቶም ነዚ ዘይፍትሓዊ እገዳ ገጥ ኢልኩም ዝተቓልስኩም፣ መንግስትን ህዝብን፡ ብምፍርራህ እትነብርሉ ዘለኹም ሃገር፡ ብፍላይ ብሃገረ ሆላንድ፡ ክምህ ከይበልኩም 2% ምኽፋል ዝቐጸልኩም ኣገናዕ ይግብኣኩም። ደጊም ፡ሓሊኾም ሒዞሙና ዝነበሩ፡ ወያነን እገዳን ስልዝትኣልዩ ሓቢርና ናብ ዕዮ ሃገር ንኺድ”። ጽዮናውያን ይuኑ እቲ ትካሎም ዝኾነ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዓለም፣ በቲ ኢሰያስ ንመብጽዓ ስውኣት ግሂሱ፣...
ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም እቶም 4 ሓያላት መንግስታት ዝብሃላ ዝነበራ . 1ይ. መንግስቲ ኣሜሪካ 2ይ. 2ይ.. መንግስቲ ሩስያ 3.ይ ብመንግስቲ 4ይ. መነግስቲ ፈረንሳን ነቲ ኣብ ሃገር ጀርመን ካብ 1933 ክሳብ 1945 ዓ.ም.ፈ.ዝገዝእ ዝነበረ ምወዳድርቲ ዘይነበሮ ሓያል መንግስቲ ሃገር ጀርመን ምስስዓሩዎ እንታይ ዓይነት ዘስካሕክሕ ተግባራት ከምዝገበሩ፣ ንብረትን ሃብትን ህዝብን መንግስትን ድማ ብከመይ ከምዝዘመቱዎ ዘርኢ...
ብሓንቲ ኤርትራ ዝቐረበ ሃገራዊ መልእኽቲ ንኢሰያስ...
Recent Comments