“እ ገ ዳ” ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ህግደፍ ሓቂድዩ ሓሶት?

ኣብ ኤርትራ ብባዕዳውያን ሃገራት ይኹን፣ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም “መንስቲ ህ.ግ.ደ.ፍ.፣ ኣብ ሶማል ዝርከብ ኣልሸባብ ዝብሃል ኣኽራሪ ኣስላማዊ ሓይሊ ኢዱ ስለዘእተው፣ ኣጽዋር ከኣ ስለዘቀባበለን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ “እገዳ” ተደንጊጉሉ ኣሎ“ ክብል ኣፍሊጡ ነይሩ። ብዙሓት ተኻታተልቲ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃን፣ ሶማልን፣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምዘረጋገጹዎ ግና፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብትእዛዝ መንግስቲ ኣሜሪካ፣ከም ፕሮክሲ...

መዘክር፣ መስርሕ ምድማር ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ኣብ ግብሪ ክውዕል ድዩ ወይስ ክፈሽልዩ?

24 May 1993: ነጻነት ኤርትራ ተረኺቡ ተባሂሉ፣ ብሕቡራት መንግስታት ዓለም ድማ ተፈሊጡ። በቲ ዓለምለኻዊ ሕጊ ዝፈቕዶ ግና  ብዛዕባ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ክትክሕሶ ዝግብኣ ካሕሳ ግን ኣይተላዕለን። “ሓጺሩኒ እንተበልኩዎስ ተደቢርቱ ይስዕስዕ” ከምዝብሃል፣ እንደገና ብስም ዶባዊ ኲናት ተባሂሉ ዝተባርዐ ኲናት ድኣ ተባርዐ። 6 May 1998: መሰረት ዘይብሉ ዶባዊ ኲናት ተወሊዑ። ካብ 200000 ንላዕሊ...