“ፕረሲደንት ኢሰያስ“ ብፓርላማ ዝተመርጸ ፕረሲደንት ሃገር ድዩ ወይስ ብውዲት ኣብ ስልጣን ዝመጸ ልኡኽ መላኺ እዩ?

ኣነኮ “ፕረሲደንት ኢሰያስ“ እትብል ቃል: ካብ ኣፈይ ኣይትወጽእን እያ:: መኽንያቱ ከኣ ብቑዕ መኽንያት ስለዘሎኒ እየ። ንሱ ድማ እዚ ሰብዚ ኣብ ውድድር ምርጫ ቀሪቡ ብሕግን ብህዝብን ስለዘይተመርጸ፣ ንዓይ ይኹን ነቶም ሕግን ኣገባብ ምርጫን ዝፈልጡ ሃገራውያን ግና ኣዝዩ ዘስደምምም ተርእዮ እዩ። እወ፣ብዙሓት ሰባት ግና ከይሓፈሩ ተጠሊዖም ብዙሕ ግዘ ደጋጊሞም፣ “ክቡር ፕረሲደንትና ኢሰያስ ኣፈወርቂ“፣ ወይከኣ “ፕረሲደንት...

ብሰንኪ ኢሰያስ ኣፈወርቅን ኣቢዪ ኣሕመድን፣ ታርኽ ወራር ኣዕራብ ኣብ ልዕሊ ምድረ ሓበሻ ከይድገም የፍርሕ እዩ።

ኣብታ ምድረ-ሓበሻ ምድረ-ባሕሪ ምድረ-ኣግኣዝያን፣ ምድረ-ሳባ ተባሂላ እትጽዋዕ ዝነበረት ሃገር፣ እቲ ካብ1882 ክሳብ 1941 ዓ.ም.ፈ.ዝገዝኣ ዝነበረ ኮሎያል ጣልያን ግና ብ1890 ዓ.ም.ፈ. “ኤርትራ” ዘይናታ ስም ኣጠሚቑዋ። ብ1991 ዓ.ም.ፈ. ከኣ እቲ ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ፣ ከም መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ኮይኑ “ሓዳስ ኤርትራ” ኢሉ ስም ደጊሙ ኣጠመቓ። ህዝቢ ምድረ ባሕሪ...

ሃገር ኤርትራ፣ ሃብታም ዝነበረት ብሰንኪ ሰላዪ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ደኽያ!

ብብልዮናት ዶላር ዝግመት ምህርቲ ዕደና ወርቂ ዘለዋ ሃገር ክነሳ፣ ብሰንኪ መግዛእቲ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ግና፣ መጓዓዝያ ባቡር ካብ ከተማ ምጽዋዕ ንከተማ ኣስመራ፣ በታ ብዘመነ ኮሎንያል ጣልያን እተሰርሐት ዝመረተትን ዋሕስና ሕይወት ንህዝቢ ዘይብላን ባቡር ኮይኑ መጓዕዝያ። ኣብዚ እዋንዚ ግና ይኣይ ኢትዮጵያውያን ንኤርትራ ከማዕቡሉዋ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንበይኑ ብዘይ ፍቓድ ህዝቢ ኤርትራን ብዘይ ምውካስ ሚንስተራቱን...

እቲ ሰውራ ኤርትራ ዝብሃል ትካል ህዝቢ ኤርትራ ዘይኮነስ: ትካል ሃጸያውያንን ጽዮናውያን እዩ!!

ህዝቢ ኤርትራ ብገርሁ ከሎን፣ ሰውራ ኤርትራ ከኣ ንሜዳ አርትራ ብግስ ክብል ከሎን፣ ጀሚሮም እዮም ሃጸያያንን ጽዮናውያንን ኣብ ውሽጢ መራሕቲ ሰውራ ኤርትራ፣ መልሚሎም ሰለልቲ ደቂ ሃገር ኣዋፊሮም። እቲ ሰውራ ኤርትራ ከኣ ትካል ሃጸያውያንን ጽዮናውያን እምበር፣ ትካል ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ከቶ ኣይፈልጥን። ነዚ ክትጥሕናዶ ትርህጻ! ነዚ ዘብርህ መጎታዊን ታሪኻዊን መረዳእታ ዝሓዘለ ትንተና ከኣ ብኸምዚ ዝስዕብ  ከነቕርቦ ኢናሞ፣...

Everything is a Hoax

Admin October 11, 2018 Other Writers Paul Craig Roberts Via The Truthseeker An Israeli expert on terrorism and covert assassination procedures explains that the alleged Russian GRU attack on the Skripals with a supposedly deadly nerve agent is a completely obvious...