መጺእኩምዶ! ህግደፍ እከይ ብዓል ሕማቕ ዛንታ! መቓብርካ ኣኺሉ ስዓታ! ቋሬጣኻስ ባዕልኻ ሰንክታ!

ነዊሕ ተጸቢና መጺእኩምዶ ክንደይ ሳዕ ድኣ’ሞ ማዕዶ-ማዕዶ   ኢሰያስ (ህግደፍ) እከይ ብዓል ሕማቕ ዛንታ መቓብርካ ኣኺሉ ስዓታ ቋሬጣኻስ ባዕልኻ ሰንክታ!!! ኣእምሮኻ ኩሉ ተደፊኑ ካብዚ ኹሉ ዝብሃል ስኢኑ እነኹልኩም ውሰዱኒ ኰይኑ ሓዲግ-መዲግ ኣይ ስራሕ ኣይ ብዓል መጽሓፍካ ተደርብዩ ደብተር ምትላል ኩሎም ኢሎሙኻ ድሓን ውዓል በል ርኣዮም ፍንጫሕ መሰንገልና መንዮሙኻ ሰጊሮም ኣባና መጺእኩምዶ ንደርፍ ኣለና ምድሪ ቤትና...

An Electronic Fence in your Mind tucked into your Back Pocket . .

By JOHN KAMINSKI “The society that separates its scholars from its warriors will have its thinking done by cowards and its fighting by fools.” – Thucydides, History of the Peloponnesian War (410 BC) Sorry to say this, but somebody needs to beat the hell out of the...

ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ዓለም ኈነቫ ስዊዘርላንድ

ገረብ ብሓኽለ ይኣክል! ምስ ዝኾነ ኣይንድመርን ኢና!! ሎሚ ኣይንድመር ጽባሕ ኣይንድመር!! ጭፍራ ማፍያ ህግደፍ ግደፍ! ቅዋም ይጽደቕ! ህግደፍ ምስ ኣቢ ኣሕመድ  ይደመር እምበር: ህዝቢ ኤርትራ ግና ኣስስላሙን ክርስትያኑን፣ እሱራትን ሰራዊቱን፣ መንእሰያቱን፣ ኣብ ውሽጡ ነንሓድሕዱ ቅድም ክድመርዩ!!! ነቲ ብጻማን ወጽዓን ህዝቢ ኤርትራ ዝሽቅጥ ዘሎ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣  ብምቅዋም ካብ መላእ ኤውሮጳ ዝተኣኻኸቡ...