ፊደላትና፣ መለለዪ መንነትን፣ ርቱዕ ሃይማኖትን፣ ታሪኽን፣ ኣተሓሳስባን፣ ባህልን ትግሪኛ ተዛረብቲ፣ ፊደላት ትግሪኛ እዮም።

ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ክከታተሉዎ እንሆ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ ኣሎና። ግድነት ክንበብን ክስማዕን ዘለዎ፣ ንመንነትናን ንትግሪኛ ልሳናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ። ስለምንታይ...