ህወሓት ኣብ ቀራና መንገዲ፣ ብጎይትኦም ኩፍሎም

1 ‘’ጎረቤትካ ክላጻ ንስኻ’ውን ርእስኻ ማይ ኣጠልቂ’’ ኸም ኩሎም ናይ እምነታት ቅዱሳን መጽሓፍቲ ዝብልዎ ‘’ሰላም ባዕሉ ኣምላኽና’ዩ’’ሰላም ኣምላኽ ዝሃበና ጸጋ’ዩ። ‘’ብሰላም ክነብር ምስ ኩሉ ብሰላም ንመላለስ’’፣ሊቕና ጳጳሳት መንቆርዮስ ካብ ኣትላንታ ኣብ እዚ ወርሒ ንህዝቢ ዝሃብዎ ምዕዶ’ዩ። ልብኻ ሸፍጥን ኣብ እኩይ ስራሕን ተዋፊርካ ከሎኻ ሰላም ኣብ ሃገርን ጎረባብትን ክተንግስ ግን ከም ዘይከኣል ሊቓዉንቲ...

ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ! መራሕቲ ወያነን ጉዳይ ተኣምራት ላይነን።

ኣቶም ክልተ ገጽ ሓደ ቅርሺ ምስ እንዳ ሻዕብያ ዝኾኑ እንዳ ወያኔ፣ ዘይተነግረ እምበር፣ ዘይተገብረስ የልቦን!። ሓደ እዋን ፖሊት-ቢሮ ወያኔ፣ ንጉዳይ ልዑላውነት ኤርትራ ዝጻረር ሓደ ስዉር ኼባ ኣካያዱ። ኣብቲ ፍሉይ ኣኼባ ዝነበረ ኣጀንዳ ድማ፣“እዚ ልዑላውነት ኤርትራ ዝብል፡ብወገና ክንቅበሎ ኣይንኽእልን ኢና፣ መኽንያቱ ተጽዕኖ ብመንግስቲ ኣሜሪካ ስለዘሎና ከቢድ ጸገም ክስዕበና ስለዝኽእል፣ ብልዑላውነት ኤርትራክንኣምን...

ጉያ ጉያ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ፣ ካበይ ተበጊሱ፣ ኣበይ ንምብጻሕ እዩ ?

ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈለጠስ ኣይሃዳናይን!! እዚ ካብ ወርሒ ሰነ ጀሚሩ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ከኣ ኣብ ኤርትራ፣ ዝርአ ዘሎ ሓዲሽ ተርእዮ ዝመስል፣ ግንከኣ ብቕልጡፍ ጒያ ክኸይድ ንዕዘቦ ዘሎና፣ ብዘይተኣደነ ተስፋታት ዝተሰነየ እሞከኣ ብቅድመ ግንባርነት ሓደ መንእሰይ ወዲ 43 ዓመት፣ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢዪ ኣሕመድ ወፍሪ፣ ብሃንደበት ኣብሓደ ረፋድ ዱብ ኢሉ ዝወረደ ዘይኮነስ፣ መቐጸልታ እቲ ቅድሚ 66...

The secret history of the planet Earth from 2000 to 2018

Source: Benjamin Fulford – 2018-07-30 Author: BenjaminFulford Notice to readers: For the next three weeks, barring some unprecedented news event, the reports will be pre-written as I take my annual sabbatical off the grid and off the Internet. Your understanding...