ውዲታዊ ውዕል ዶር. ዓቢዪ ኣሕመድን ኢሰያስ ኣፈወርቅን እንታይ እዩ ትርጉሙ ?

ፈደረሽን ንምፍራስ 10 ዓመታት ወሲዱ፣ ነጻነት ኤርትራ ንምምጻእ 30 ዓመታት ወሲዱ፣ ነጻነት ኤርትራ ንምብርዓን ግና 27 ዓመታት ወሲዱ። ንኣሜሪካን እንግሊዝን ፈደረሽን ኤርትራንኸፍርሱ፣ 10 ዓመት ወሲዱሎም፣ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ 30  ዓመታት ተቓሊሱ ዘምጽኦ ነጻነት ኤርትራ ንኸፍሽሉ ድማ፣ ገረብ ብሓኽላ ንኢሰያስ ኣፈወርቂ ሰላዪ ኣሜሪካ ከም ፈረስ ብቅድሚ ግናብር ብምውፋር፣ መላፍንቱን ዘብርዩዎን ዝትክኡዎን ኣሕዋቱ ደቂ...

መንነት 1ይ ሚኒስተር ዓቢዪ ኣሕመድን፣ ምብጻሕ ንኤርትራን ብኣውድዮ-ቪድዮ

ምብጻሕ ዶር ኣቢ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ። ጉዕዞ ንቀርኒ ኣፍሪቃ  ንፕሮጀክት ዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምትግባር ዝኸድ ዘገምታዊን ውዲታዊን መስርሕ። US Deputy Assistant Secretary Yamamoto Travel to East Africa https://youtu.be/jtXb3G16FM8 ዶር. ዓቢዪ ኣሕመድ ንኤርትራ ኣትዩ፣ ብህዝቢ ኣስመራ ድማ ምውቕ ኣቀባብላ ተገሩሉ። እዚ ድሕሪ ዑደት ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ብፍላይ...