ኣዋጅ ኲናትዶ ኣዋጅ ፍቕርን ሰላምን? ንዓሻን ደርጉሓሉ ንለባምን ኣምተሉ።

ኣብ ኣስመራ ሰላማዊ ሰልፊ ዝውዓሉ ህዝቢ፣ ግንከኣ ዝተባህሎም ጥራይ ዝደግሙ ክፍሊ ህዝቢ ኣስመራ “ምስ ኢትዮጵያ ተደሚርና ኢና”! ኢሎምና? ነዚ ክትጥሓናዶ ክንድዚ ትርህጻ! ልሳን ኢሰያስ ብቋንቋ ኣምሕርኛ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ድማ ብዋጋ ሰውራ ኤርትራን፣ ህዝቢ ኤርትራን ብዘይ ቅድመ ኲነት “ምስ ኢትዮጵያ ተደሚርና ኢና” ይብለና ኣሎ። ኣናፍራ ቅቛሕ ዘይፈለጠስ ኣይሃዳናይን! ሓደራኻ ንበሎ...

Will Marijuana Save the World?

July 14, 2018 (Marijuana. a Lost History. Documentary by Chris Rice) A good cannabis high is like opening the shades and letting light stream into a darkened room.  Our relationship with cannabis goes back to the very dawn of the human species. Pot has been an...

ኢሰያስን ዶር. ኣቢዪን ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ 66 ዓመታት ምስ ጐደልና! “ተደሚርና ኢና”! ይብሉና ኣለው።

ኢሰያስ “መልእኽቲ ህዝቢ ኤርትራ ሒዙ” ንኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ኢሰያስ ቅድሚ ንኣዲስ ኣበባ ምብጋሱ፣ ኣብቲ መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ዋርሳይ ይከኣሎ፣ “መልእኽትኹም ሂዘ ንኣዲስ ኣበባ ክኸይድ እየ” እሉ መግለጺ ሂቡ። ንህዝቢ ኤርትራ ግና ኣይሓበረን።  ኣቀባብላ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢሰያስ ኣፈወርቂ እዚ ኣብዚ እዋንዚ ንገርሀኛ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምዕንጃል፣ ኮነ ኢልካ  ማእለያ...

ጽባሕ ብጊሓት እንታይ ከምዝመጾ ከይተረድኤ፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ “ንደመር! “ተደሚርና ኢና”! ሰላም! ፍቕሪ! እንዳበለ ነቲ ውላድ ወያኔ ዶር. ኣቢዪ፣ ብስምዒት ክጭርሓሉ ውዒሉ!

ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈለጥስ ኣይሃዳናይን ስለምንታይ እዩ ኢሰያስ ኣብ ክንዲ ሕጋዊን ዲሞክራስያዊን ምሕደራ ህዝቢ ኤርትራ፣ ሓድነት ምስ ኢትዮጵያ ዝመርጽ? ህዝቢ ኣስመራ ንሓደ ብወግዒ ዘይተሓበሮ “ክቡር ጋሻ” ግንከኣ ውላድ ኢህኣደግ ዝኾነን፣  ብመሃንድሳት ምዕራባውያን ከኣ ተመልሚሉ ዝተላእከን ቀዳምይ ሚንስተር ኢትዮጵያ፣ ንደመር! ፍቕሪ ! ሰላም! ኢሉ እንዳጨርሐ፣ ብዓጀባ ተቐቢሉዎ። እወ፣ እዚ ዶር. ኣቢዪ...