ብሞት ዘይኮነስ ብሕልፈታት በኸዩ! ውዲታዊ ብልሓት ወያኔን ህግደፍን ትፈልጡዎዶ?

በዚ ሎሚ ዝኸይድ ዘሎ ርቡጽ ወፍሪ ዶር. ኣቢዪ ኣሕመድ፣ ዋላኳ ንሓጺር ግዜ ንሕልናን ስሚዒትን ገርሀኛ ህዝቢ ዝሰልብ እንተኾነ፣ግንከኣ ብልቦና  ክትክታተሎ ከሎኻ፣ ንፕሮጀክት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት (ኒዮሊበራሊዝም ጽዮናውያንን) ንምትግባር ዘብዘብ ዝተወሰኾ ዕንክሊል ይብል ከምዘሎ ክንርዳእ ንኽእል። እዚ ሰብዚ ብፍላይ  ውላድ ወያነ ብሓፈሽ ድማ ብማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካን፣ ብስለላ መርበብ እንግሊዝን፣ ሞሳዓድን...

ህጹጽ መጸዋዕታ ንኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ፣

ዘይወግሕ መሲሉዋስ ኣብ ቦኽራ ትጽሕጽሕ! ፖለቲካ ተደመሮ ኣብ ተመቕሎ እንክቕየር ከሎ።  በዚ ኣብዚ እዋንዚ”ተደሚርና ኢና”! “ሓደ ኮንና ኢና”! ፍቅር ያሸንፋል! እንዳበልካ ዝግዓር ዘሎ ሓዲሽ ጭርሖ ክንብህር ዘይኮነስ፣ ንድሕነትናን ንመንነትና ክንብል፣ እቶም ክልተ ተዛረብቲ ትግሪኛ ኾኑ ትግራዎትን ኤርትራውያንንሓቢርና ንኽንምክት ዘተባብዓና ጭርሖ እዩሞ፣ ሓደራ ብጽላለ ኢሰያስን ልኡኽ...

ኣኺላ ስዓታ ሓዙልና በሉ ነቲ ሽፍታ! ንዓሻን ደርጒሓሉ፣ ንለባምን ኣምተሉ።

ግፍዒ ካብ ምፍጻም ተሓሎ፣ ግፍዒ ምፍጻም፣ክብሪ ክቡራት የዋርድ፣ሓይሊ ሓያልት ከኣ የድክም፣ ቤቶም የፍርስ፣ ሃብቶም የጥፍእ፣ ዕድሚኦም ድማ የሕጽር። (ብሊቀ መዘምራን ሞገስ ዑቕባገርጊስ) ንኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምልከት ብሂል…..። ድሕሪ ጽላለ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ብዙሓት ኤርትራውያን ነቲ ፋሉል ኢሰያስ ኣብዚ ወርሒ እዚ ዝፈጸሞ ብመጎታዊን፣ ብሕጋዊን ኣገባብ ክቃወሙዎ ይርኣዩ ኣለው እሞ፣ እስከ ሓበሬታ ንምርካብ፣ነዘን...

ድርዳር ውዕላት ምስጢረ- ምድማር!

ብተስፋሚካኤል ኣብራሃ፡ 13.07.2018 እቶም “ኢሳይያስ ብዓንተቦኡ ኣይናትናን ኢዩ። ክሳብ ምስ ጸላኢና መንግስቱ ሃይለማሪያም ከይተረፈ ይማሳጠር ከምዝነ በረ” ንትብል ሓበሬታ ብሰበብ ጭብጥን ጓላን ዝጓኖኹማ ተቓወምትን ተደናገጽትን መንግስቲ ህግደፍ፡ ተደናጊርኩም እንተጸኒሕኩም ኣብ ደምበ ሓቅነት ክትጽንበሩ ሓንቲ ደረት ጥራይ ኢያ ተሪፋትኩም ዘላ። ንሳ ድማ ስለምንታይ ኢሳይያስ ንመንግስቱ ሃይለማሪያም ክቐትል ሰባት...

ካብ ብዓል ጣፍሲ ባዓል ኣፍ! ወፍሪ ትካል UNICEF ኣብ ኣፍሪቃ ስለምንታይ ከምዝኾነ ትፈልጡዎዶ?

 ስለምንታይ እዮም UNICE ንህዝቢ ኣፍሪቃ፣ ዋላኳ ብባህርያዊ ጸጋ ካብ ኩለን ክፍለ ዓለማት፣ ኣሜሪካን ኤውሮጳን ኣስያን ዝሃብተመ መሬት ከለዎ  ብስምን ብክታበትንውግእን ጥሜትን ዕርቃንን  ዘጽንቱዎ ዘለ? ስለምንታይ እየን ኣተን ብስም NGOን ዝፍለጣ ማእለያ ዘይብለን  ትካላት ከም ቀይሕ መስቀልን፣ “ባኒ ንህዝቢ ዓለም” ካሪታስን፣ ካልኦት ዝተፋላለያ ብስም ረዲኤት ትካላት ተዋፊረን ንህዝቢ ኣፍሪቃ...