Scapegoating Iran

Admin June 19, 2018 Other Writers By Chris Hedges June 17, 2018 “Information Clearing House” –  NEW YORK—Seventeen years of war in the Middle East and what do we have to show for it? Iraq after our 2003 invasion and occupation is no longer a unified country. Its once...

Rebirth of Manchuria plotted as Europe faces summer of discontent

 Author: Benjamin Fulford – 2018-06-18 Source: Once again the world faces a long hot summer of discontent, with the major action likely to be in Europe and East Asia this year. The EU is likely to experience regime change due to popular anger as warm weather...

ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ? ንኢትዮጵያን ኤርትራን ብስዉር ዝገዝእ ዘሎ ሓይሊ መንዩ? ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ግድነት ክፈልጡዎ ዘለውዎም ስዉር ታሪኻዊ ሓቂ።

                                                      1ይ ምዕራፍ ፍሉይ ሕታም “ፈላጥ ዝብሃል ሰብ ከምዘይፈልጥ ዝፈልጥ እዩ”። ግሪኻዊ ፈላስፋ ሶክራተስ መእተዊ ነዚ ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝካየድ ዘሎ ኣዝዩ ዝተሓላለኸን ረቂቕን ፖለቲካዊ መስርሕ ንምርዳእ፣ ብሓፈሻ መጀመርያ ኣብቲ ጠንቂ ምዕባሌ ዝኾነ ታሪኽ ኮሎንያል ኤውሮጳን፣ ብፍላይ ከኣ ነቲ ካብ ኣምሆ ዘመን...

ፊደላት ትግሪኛ ክብርታትናን፣ መሰረት ኩሉ መንነትናን ባህልናን እምነትናን እዮም።

 ስለምንታይ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 13 ቅ.ል.ክ. ጀሚሩ ክሳብ መዋእለ ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ ብሰንሰለታዊ መግዛእቲ ይሳቐ ኣሎ? ካብ ዓለም እንታይ ዝተፈልየ መንነት ስለዘለዎ እዩ? ስለምንታይከ ህዝቢ አርትራ፣ ካብ ቅድሚ ልደተ-ክርስቶስ ዝነበረ ዘመን (13000 – 900 BC) ጀሚሩ ብግሪኻውያን፣ ካብ 30 ክሳብ 600 ድ.ል.ክ. ብወረርቲ ሮማውያን፣ ካብቲ ንቡርን ጥንታዊን መነባብርኡ ተዘናቢሉ። ቀጺሉ ከኣ ካብ...