እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን: ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብትን

ቅንጸላ እድሪስ መሓመድ ዓሊን፣ ቀንጸልቱ ማፍያዊ ጭፍራ ህግደፍን መርድእ ብዜና ኣይንገርን .. ባህልናን ያታናን’ውን ኣይኮነን፡፡ ሚስጢር ቀተልቲ ሰባት፡ ብሃበ ተረኸበ ኣይትድሕደሖን፡፡ እቲ ምንታይ’ሲ ሳዕቤናት ስለ ዘለዎ፡፡ ንሎሚ ግን፡ ንዘመናት ውሽጠይ ከጨንቐኒ ዝጸንሐን ድቃስ ዝኸልኣኒን ሚስጢር፡ ንባህልን ያታን ጥሒሰ ክገልጾ ተገዲደ ኣለኹ፡፡ ብትእዛዛት ቤ/ጽ ፕረሲዳንትን ወኪል ሃገራዊ ድሕነትን ዝምርሑ ቀተልቲ ሰባት...

ስብሓት ነጋ ካብቲ ክሳብ ዝኣርግ ሒዙዎ ዝነበረ ልዑል ሥልጣን ወያኔ ተሰናቢቱ

እቲ ሓንሳብ ብ”ኣቦይ ስብሓት”፣ ሓንሳብ ድማ ብ”ኣያይስብሓት” እንዳተጸውዐ፣ ካብቲ ክሳብ ዝኣርግ ሒዙዎ ዝነበረ፣ እኳድኣ መሰታ ቀዳሞት ዓርኪ ዳሕሮት ኮይኑ፣ ልዑል ሥልጣን ወያኔ ትኽስ እንዳበለ ከካይድ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ሎሚ ብ1ይ ሚንስተር ኣቢዪ ኣሕመድ ካብ ስልጣኑ ተሰናቢቱ ተባሂሉ። እዚ ሰብዚ ካብ ዘመነ ሰውራ ጀሚሩ፣ ሓለቓ ሰለላን ኮለላን እዩ ነይሩ። ብፍላይ ድማ ነቶም ኣቦይን...

መንነት ምድረ ሓበሣ ትፈልጡዎዶ?

ካብ ኦሪታዊ እምነትን ክርስትና ሃይማኖትን፤ ኣየናይ እዩ እቲ ቅኑዕ? (እሩም)  ቅድሚ ነገስታት ኣብርሃን እጽብሃን፣ (ኤዛናን ሴዛናን) እምነት ምድረ ሓበሣ እንታይ ነይሩ? እቶም  ኣብርሃን እጽብሃን፣ (ኤዛናን ሴዛናን) ዝብሃሉ ነገስታት እኽሱም፣ መበቆሎም ካበይ እዩ? ኦሪታዊ ሃይማኖትዶ ይቕድምከ ወይስ ክርስትና? “ፈላጥ ዝብሃል ከምዘይፈልጥ እንተድኣ ፈሊጡ እዩ”። በለ ሶክራቶስ ንግስነት ኤዛናን ሴዛናን...

Why is the Pope Kissing Rotschild Hand?

 Shocking!! Pope Kissing the hands of Rotschild and Rockefeller! The Anti-Christ? By Irish Savant on May 15, 2018 Irish Savant — May 14, 2018 Although having abandoned Christianity as a teenager and subsequently dismissed all religion as mumbo I’ve begun to reassess...