ስርዓት ህግደፍ፡ ስጋ ሰብ በሊዑ ደም ሰብ ስለዘጉስዕ፡ ተናዚዙ’ውን ኣይጸድቕን’ዩ!

ማዕከናት ዜና ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣምባሳደር ዶናልድ ያማማቶ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ድሕሪ 14 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ዑደት ብምፍጻም ምስ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ምርኻቡ ብምጥቃስ፡“እቶም ‘ከነጥፍኣኩም ኢና፡ ኣይንፈትወኩምን ኢና’ ዝብሉና ዝነበሩ ጸላእትና፡ ጽንዓትናን ሓቅነትናን ስለዝሰዓረ፡ ‘በጃኹም ተዓራረኹና ፍተዉና’ ይብሉና ኣለው” ብምባል ዋጥየንን ኣቃጪጨንን። እንተኾነ“ንዓይ ነንጭዋ’ዶ ኣብ...

መጀመርያ ስልጣነን እምነትን ጭዋ ባህልን መንነትን ዓለም ኣበይ ነይሩ?

እቲ ቅኑዕ ታሪኽ ግንከኣ ብተዃሉ ኤውሮጳውያን “ሊቅውንቲ” ብፍላይ እቶም ዓንጠረኛታት ወይ ፍሪሜሶንስ ዝብሃሉ፣ ኣብ ጥንቆላን ኣስትሮልጂን ዝኣምኑ፣ ዝተደምሰሰ ኣብ ኣፍሪቃ ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱምን፣ መጠራን፣ ቁሓይቶን፣ ቡርን፣ ይሓን ወዘተ…ዝርከብ። ኣብ ኢትዮጵያንውን ኣብ ላሊበላን፣ ጎንደርን ወዘተ…፣ ኣብ ሱዳን ከኣ ኣብ መሮየ፣ ኑብያ ወዘተ…. ኣብ ግብጺ...

ግድነት ክርአ ዘለዎ ቪድዮ ብዛዕባ ባርባራዊ መግዛእቲ መላኺ ኢሰያስ ኣፈውርቂ።

ሓዳስ ህግደፋዊት ፊልም ኣብ ባይታ ዘየለ ሓሶታት ኢሰያስ ዘጋልጽ ሓበሬታ። ስእነት ዝስተማይ ኣብ ኤርትራ ኣብ ጥርዙ በጺሑ ከሎ፣  ቅሬታን ቁጣዐን  መሪሩ እንዳተሰምዐ፣ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ግና ንጋዜጠኛታት ዓለም ብሽካዕላል መጺእኩም ርኣዩዎ ንሕና ሃገርና ነማዕብል ኣሎና ክብል ይስማዕ። ጫማ ክትዕድግ ንዕዳጋ ወሪዳ ቁጽሪ ጫማኣን፣ እየናይ ናይ ጸጋም ኣየናይከ ናይ የማን ዘይትፈልጥ ክነስ፣ ሚንስተር ጥዕና ኮይና፣ ምሉእ ጥዕና...

Israel Cancels Deportation Orders Against African Migrants

African migrants and Israeli activists demonstrate against the Israeli government’s plan to deport African migrants, in Jerusalem, April 4, 2018. JERUSALEM — Israel has abandoned a plan to deport thousands of African migrants. About 37,000 African migrants have...