There’s a teeny chance that a giant asteroid might blast Earth in 2135, so scientists are working on a solution. Posted on March 7, 2018, at 4:32 p.m. Dan Vergano BuzzFeed News Reporter Reporting From Washington, DC An asteroid collision depiction NASA / Via...
9ይ ምዕራፍ ተመን ብህይወቱ ኣብ ጉድጓዱ ከሎ፣ ፍልሖ ይበልዕ። ምስ ሞተ ከኣ ነቲ ረሳኡ ፍልሖ ይበልዑዎ። ግዜ ብምንም ዓይነት ኣብ ዝኾነ ይኹን ስዓት እዩ ዝቅየር። ሓደ ወድሰብ ብህይወት ከሎ ዋጋ ማንም ሰብ ከነኣእስ የብሉን። ምናልባት ንግዜኡ ሓያል ሰብ ክትከውን ትኽእል ኢኻ፣ ግዜ ግና ካባኻ ንላዕሊ ዝበለጸ ጉልበት ከምዘለዎ ክትርዳእ ፈትን። እስከ ከም ኣብነት ንምጥቃስ፣ ካብ ሓንቲ ገረብ ዝወጸ ዕንጨይቲ ሓደ ሽሕ ክርቢት...
ብወዲ ጥሮታ ዕለት 02.03.18፡ ምንጪ ሓበሬታ in English: The Battle of Adwa እንሆ በሉ ወያ ኣብ ናይ ህላወን ሞትን ኩነት ተቐርቂራ ትሕመስ ዘላ ሃገረ-ኢቲዮጲያስ ንዓመታዊ ዝኽሪ ክቡር በዓል ‘ዓ ወት’ ውግእ ዓዱዋ ትሸባሸበሉ፣ ትድግደገሉን ትዕጠቐሉን ትርአ። ብወገነይ ሎሚ ግደፍ ነቲ ቅድሚ 122 ዓመታት ዝተገ ብረ ውግእን ትርጉማቱንሲ ነቲ ናይ ዕለት 28/05/1991 ‘ዓወት’ውን እንተዝቐምሶ...
Source: Benjamin Fulford – 5.3.2018 The Khazarian mafia faction that has been trying to start World War III and kill 90% of humanity is now on its last legs, multiple sources agree. The clearest sign of this was an executive order and a 636-page annex issued on...
ብማሕበር ገዳይም ወተሃደራት ኢትዮጵያ ተጸኒዑ ብቪድዮ መልክዕ ብወግዒ ኣብ ዩቱብ ዝተዘርግሐ ታሪኻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ኢሰያስ ኣፈወርቂ። ብርግጽ ቅድሚ ሎሚ እውን እንተኾነ፣ ብሕዳሪናይ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኢሰያስ ሰላዪ ከምዝኾነ ብሰፊሑ ተተንቲኑ ነይሩ እዩ። ስለዝኾነ ከኣ፣ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ብሓፈሻ ብትእዛዝ ኢሰያስ፣ ብፍላይ ድማ ብትእዛ ስለላ መርበብ ሲኣይኤ ብ1992 ዓ.ም.ፈ. ብጉጅለ ቅንጸላ...
Recent Comments