ብሃለፍታ ዝቐዝፋ … ሕጊ ኣልቦ ትካላት ፍሊጶስ

(ዕሉል ጀነራል… ስቓይን ሞትን) 2ይ ክፋል ከም ኩሉ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር፡ ካብ ተራ ክሳብ ላዕለዋይ ጽፍሒታት፡ ተዋጊኡ ኣዋጊኡን፡ መሪሑን ተመሪሑን፡ ን“ናጽነት” ዝኣተወ ገዲም ተጋዳላይ’ዩ፡፡ ኣብ ወትሃደራዊ ቅዲ ኩናትን ኣቀማምጣ መሬትን፡ ዘለዎ ክእለት ካብቶም ብልጫታት ዘለዎም ሓለፍቲ ሓደ እዩ፡፡ ድሕሪ ስርሒት ናደው፡ ኣብ ወፍሪ ኣሶሳ (ኢትዮጵያ) ክልተ በርጌዳት (ብርጌድ 71ን ብርጌድ 20ን) ሒዙ ኣብ ውሽጢ 3...

ስለላን ኮለላን ኣብ ኤርትራ ምዓስ ተጀሚሩ፣ 10ይ ሕታም

ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ጆግራፊካዊ ኣቀማምጣኡ ኮይኑ፣ ዛጊት ን71 ዓመታት ዝወሰደ ገረብ ብሓኽላ ፕሮጀክት ኣሜሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፣ ገና ይወርድ ኣሎ። እቲ ውዲታዊ መስርሕ ግና ንህዝቢ ኤርትራ ንኣስታት ፍርቂ ዘመን ተኸዊሉዎ ክጉዓዝ ጸኒሑ። ኣብዚ እዋንዚ ግና፣ ህዝቢ ኤርትራ ንውሑድን ንብዙሕን ዓመታት ድኣ ክታለል ይኽእል እምበር፣ ንዘልኣለም ክታለል ከምዘይክእል፣ ዛጊት ግዳይ ጆግራፊካዊ ኣቀማምጥኡን፣ ባህርያዊ...

ሄርማን ኮሀን፡ ምምሕዳር ትራምፕ፡ ምስ ኤርትራ ነቲ ኣብ ግዜ ኦባማ ዝተበላሸወ ዲፕሎማሲያ ምሕዝነት ናብ ንቡር ንምምላስ ድልየት ከምዘለዎ ካብ`ቲ ምምሕዳር ሰሚዐ`ለኹ ኢሎም

ኣምባሳደር ሀርማን ኮሀን እንታይ እዮም ዝብሉ ዘለው? ካብ ብዓል ጣፍስ ብዓል ኣፍ። እቲ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ 1947 ዓ.ም.ፈ. ካብ ኣምባሳደር ፎርስተር ዱለስ ጀምሩ ድኣ ኣብ ኢድ መንግስቲ ኣሜሪካን ዓባይ ብሪጣንያን ከይከውን ዘሎ? እስከ መጻሕፍተ ታሪኽ ብምግንጻል ነቲ ታሪኽ ክንፈልጦ ንፈትን ዋሽንግተን — ብምኽንያት መገሻ ሚንስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ረክስ ተለርሰን ኣብ ኣፍሪቃ፡ ንድምጺ ኣሜሪካ ዝተዛረቡ...