The Logic of globalism

by Irinia Medvedva, Tatyana Shishova ‘Nash sovremennik’ 11, 2001 (source: http://www.patriotica.ru/enemy/medv_glob.html) Translation, notes, and afterword by Edvin Buday Note by The Saker: normally such a translation would belong into the “Speeches, Statements,...

Morgan Tsvangirai, Longtime Foe of Mugabe in Zimbabwe, Dies at 65 ሞርጋን ጽቫንጊራ ኣብ 65 ዕድሜኡ ሞይቱ።ተሰሚሙ ድዩ ሞይቱ ወይስ ብባህርያዊ ሞት እዩ ሞይቱ? ግና ናይ ምርምር ጉዳይ እዩ።

ሞርጋን ጽቫንጊራ እቲ ንነዊሕ ዓመታት ንልኡኽ ጽዮናውያን ሮበርት ሞጋበ (ሰላዪ ሮበርት ሞጋበ ኣባል ውዲታውያን ማሕበር Jesuit እዩ።) ዝቃወም ዝነበረ ሓርበኛ ሃገራዊ እዩ ዝነበረ። ንሱ ኣቦመንበር ሰልፊ ዲሞክራስያዊ ለውጢ  ዚንባቨ (MDC) ኮይኑ፣ ንብዙሕ ዓመታት ብትብዓት ንሰልፉ ዘገልገለ ዚምባቨያዊ ሓርበኛ ነበረ። በቲ ዝተሰምዐ ወረ ብሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ደቡብ ኣፍሪቃ ዓሪፉ እዩ ዝብሃል። እዚግን ፍዱሕ...

ጅግና ኃይለ ወልደትንሳኤ ዑቕቡ (ድሩዕ)፣ነቲ ን30 ዓመታት ዝተቓለሰሉ ሓርነታዊ ሕልሚ ኤርትራ ከየስተማቐሮ፣ብሰንኪ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣብ ቤት ማእሠርቲ ዒራዒሮ ዓሪፉ ይብሃል ኣሎ።

ብ2001 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ኤርትራ፣ እቶም ነቲ ብሄርማን ኮሀን ኣብ ለንደን ዝተወሰነ ውዲታዊ ውሳኔ መሸጣ ኤርትራ ዝተቓወሙ 15 ገዳይም ሰበስልጣን ህ.ግ.ሓ.ኤ. ክእሰሩ ከለው፣ ብወገን ወያኔ ከኣ ነቲ ውዲት ኮሀን ዝተቋወሙ 15 ገዳይም ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም። እቶም 15 ሰበስልጣን ወያኔ ግና ንስለላ መርበብ ሲኣይኤ ንኸገልግሉ ናይ ጣዕሳ ወረቐት ስለ ዝመልኡ፣ ነጻ ተፈሪዶም።  ገሊኦም ንኣሜሪካ ተላኢኾም፣ ገሊኦም ከኣ ክሳብ...

Financial mega-battle to escalate in late February, early March

In english:   Benjamin Fulford – 2018-02-19 Source:  The secret battle for the planet earth is entering a critical phase over the coming weeks, especially in the realm of finance, where an epic three-way battle is raging, multiple sources agree. In this battle,...

ስለላ ኣብ ምድረ ባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ) መዓስ ተጀሚሩ?

7ይ ምዕራፍ ቅድሚ ብዛዕባ ባህርን ጠባይን ጅግንነትን መሳፍንቲ ትግራይ ምትንታንና፣ ኣቐዲምና ግና ባህርን እንታይነትን ህዝቢ ምደባሕሪ፣ ካብ መሳፍንቲ ትግራይ ብኸመይ ይፍለ? ዝብል ሕቶ ክንምልሽ ኢና። ሓቂ መራር እያ፣ ግና እቲ ሓቂ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ካብ ኣፈ-ታሪኽን ካብ ብዙሓት ጸሓፍተ-ታሪኽን ዝረኸብንዮ መጎታዊን ዝእመንን መርትዖ እዩ። ብፍላይ ንባህርን ጠባይን፣ ጅግንነትን ህዝቢ ኤርትራ ከምዘለዎ ገሩ ስለዝገልጾ ክኣ...