እዞም ካብ 1948 ዕ.ም.ፈ. ጀሚሮም ካብ ፈቐዶ ኩርናዕ ዓለም ተኣኻኺቦም፣ ብሓገዝ ወነንቲ ባጤራ ንደቂ ፓለስቲንያ ሰጒጎም ብስም ሃገረ እስራኤል ኢሎም ክሳብ ሎሚ ንኣስታት 70 ዓመታት ብውግእን ሽበራን ጥራይ ዝገዝኡ ዘለው፣ ብሓቂ እቶም ቅኑዓት ኣመንቲ ኣምላኽን የሱስ ክርስቶስን ድዮም፣ ወይስ ሕቡኣት ሕብረተሰብ እዮም? እቶም ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነብሩ ህዝብታት፣ ከም ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፣ ሶማላውያንን፣...
ወትሩ ኣብ ሓድሽ ዓመት ሓድሽ ተዋስኦ ዘይፍለዮ ኣባጓይላ ኢሳይያስ፡ ዓመተ 2018 ከኣ፡ ከምኣመሉ ምስ ሱዳን ብሓዱሽ ወጥሪ፡ ምስ ግብጺ ብ“ሃነፍነፍን ጽግዕተኝነትን” ፈሊምዋ ኣሎ፡፡ ፖሊሲታት “ብድሕረይ ዳንዴር ኣይትብቆላ” ኢሉ ከም ቀይዱ ዝበተኸ ፈረስ፣ ንጸድፊ ጠኒኑ ክጸድፍ ገልዳሕ ዝብሎ ዘሎስ፣ ህዝቢ ኤርትራ ከምተረድኦስ ይስቆሮ ዶኾን ይኸው?ምኽርን ምዕዶን ወኻሩ ጎይተቱ ሰሚዑ፣ መንነቱ ኣጥፊኡ ይጸድፍ...
Benjamin Fulford (investigative reporter) Peter Staffan January 15, 2018 Benjamin Fulford (investigative reporter) Global tensions are rising visibly, as the petrodollar-funded U.S. corporate government faces a January 18th start of gold-backed...
ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ህዝባዊ ስልጣን መንጢሉ ኣብ ስልጣን ካብ ዝውጣሕ ዳርጋ ሎሚስ 28 ዓመታት ሓሊፉ። እዚ ዘይሓፍር ባንቡላ ጽዮናውያን ሰብዚ፣ ብግዝያዊ መንግስቲ ጥራይ ኣሎኹ እንዳበለ፣ እንሆ ዛጊት ካብ 1993 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ፣ ዳርጋ ሎሚስ 28 ዓመታት ኣሕሊፉዎ። እቲ ኣዝዩ ዝገርም ከኣ፣ኣብዘን ዝሓለፋ 28 ዓመታት፣ ነቲ መብጽዓን ራእዪን ህዝቢ ኤርትራ ራሕሪሑ፣ብኣንጻሩ ግና ብመሃንድሳት ዓሰብቱን...
ስለምንታይ እዩ ኲናት ኣብ ሃገት ኣዕራብ ወይ ማእከላይ ምብራቕ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኢራቅን፣ ሶርያን ተባሪዑ? ነቲ ብሃገረ ኣስላም (ISIS) ዝጽዋዕ ኣስላማዊ ኣኽራሪ ሓይሊ ግብረ ሽበራ፣በየኖት መንግስታት እዩ ዝምወ? እቲ ዝልዓለ ተክኖሎጂካዊ ኣጽዋር ንሃገረ ኣስላም (ISIS) ዝጽዋዕ ኣስላማዊ ኣኽራሪ ሓይሊ ግብረ ሽበራ መንዩ ዘዕጥቖ? መልሲ ናይዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቒሶም ሕቶታትን ኣብዚ ዝስዕብ ቪድዮ ስምዑዎ። ግድነት...
Recent Comments