ክትበልዓ ዝደሌኻ ኣባ ጉንባሕስ ዘግራ ትብላ። ኤውሮጳውያን ብፍላይ ፈረንሳን ጀርመንን ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዘካይድኦ ዘለዋ ወተሃደራዊ ወፍርስ፣ ንምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ብሓቂ ብቁጠባዊን ብህንጻ ምዕባሌ ሃገርን ክሕግዛ ድየን፣ ወይስ ታሪኽ ባርነትን ኮሎንያልን ንኽደግማ እየን?

ታሪኽ ይድገም ኣሎ። ዘመነ ባርነት ሓሊፉስ፣ ዘመነ ኮሎንያል ኣርኪቡ፣ ንሱ ድማ ኣብቂዑ ዘመነ ሓዲሽ ኮሎኒ ወይከኣ ኒዮ-ኮሎንያሊዝም ኣርኪቡ። ንሱ ተወዲኡ ከብቅዕ ከኣ፣ ሎሚ ማይ ዘይሓለፎ፣ ብዘይካ ምግባት ካልእ ዓላማ ዘይብሉ፣ግሎባላይዘሽን፣ ወይከኣ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ዝብሃል ስርዓት መጺኡ። እዚ ኩሉ ላዕልን ታሕትን ድማ ንመላእ ኣፍሪቃ ንምቍጽጻር ጥራይ እዩ። እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ ኩሎም እቶም መለኽቲ...

ቅድሚቶም ካብ የሀዋ ኣምላኽ ኣብ ጎቦ ሲናይ ንነቢዪ ሙሴ ዝተዋህቡ 10 ትእዛዛት፣ ኣብ ጥንታዊት ግብጺ 42 ትእዛዛት ከምዝነበሩስ ትፈልጡዎዶ?

እቲ ነቢዪ ሙሴ ኣብ ጎቦ ሲናይ 10 ትእዛዛት፣ ካብ ኣምላኽ ተቐቢሉወን ዝብሃል፣ ክሳብ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ?  ሽዑ ዘመን ወይከኣ ቅድሚኡ ዝነበረ ዘመናት ካልኦት ቅዱሳት ትእዛዛት ነይሮም ድዮም? መጻሕፍቲ ታሪኽ ከምዝትርኽዎ ከኣ፣ ነቢዪ ሙሴ ኣብ ግብጺ ተወሊዱ። ከምኡ ድማ ኣብ እንዳ ንጉስ ፈርዖን ከምዝዓበየ እዩ። እቲ ጥበብ ከኣ ኣብ እንዳ ንጉስ ፈርዖን ኮይኑ እዩ ተማሂሩዎ።  ንጉስ ፈርዖን በትሪ ጥንቆላ ነይራቶ፣ ነቢዪ...

Systems failure in the West and how to solve it

 Author: Benjamin Fulford, JULY 31, 2017 In english: Due to my annual holiday the next two reports will be prewritten unless extraordinary events cause me to interrupt my holiday to cover them By now it is obvious to anyone who is actually using their brain that...