Just another day in Islamisized Europe ኣብታ ደፋእ እናበለ ሃይማኖት ምስልምና ዘንጸላልዋ ዘሎ ኤውሮጳ፣ ትማሊውን ብውዲት ዝተኣልመ ግብረ ሽበራ ኣብ ማእከል ከተማ ባርሰሎና ተፈጺሙ።

17 agosto 2017 Lascia un commento Article by Leo Zagami ኣብ ወርሒ የካቲት 2017 ዓ.ም.ፈ. ቅድሚ 6 ወርሓት ኣቢሉ ይኸውን፣ ካብ ፍርቂ ሚልዮን ንላዕሊ ስፓንያውያን “ስደተኛታት፣ ብድሓን ይምጽኡ”! እና ጨርሑ  ኣብ ከተም ባርሴሎና ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። መኽንያቱ ድማ እቶም መሃንድሳት ጽዮምናውያን፣ ኩሉ ባዕሎም ይፍጽምዎ ስለዘለው፣ ኣብ 2015 ዓ.ም.ፈ. 1 ሚልዮንን...

ሓዲሽ ስካንዳል ኣብ ውሽጢ ቫቲካን። New Scandal about to erupt in the Vatican?

New Scandal about to erupt in the Vatican? እዛ ሚርያም ዎልዱ እትብሃል 34 ዝዕድሜኣ ኤርትራዊት፣ ብየክቲት 2016 ዓ.ም.ፈ. ጥንሲ 7 ወርሓት ከላ ኣብ ገዝኣ ብውዲት ተቐንጺላ ሞትይታ ተረኺባ። ክሳብ ሎሚ ድማ ቀታሊኣ ኣይተፈልጠን። ድርባይ ግዜምበር ድርባይ ሰብ የልቦን! Source: 16 agosto 2017 Lascia un commento Article by Leo Zagami Part–time...

ብጽዮናውያንን ብመሃንድሳት ጽዮናውያንን ዝምወል ግሁድ ዘመናዊ ዕዳጋ ባርነት Another NGO Suspends Migrant ‘Taxi Service’ After Libyans Block ‘Rescue’ Ships

ብጽዮናውያንን ብመሃንድሳት ጽዮናውያንን ዝምወል ግሁድ ዘመናዊ ዕዳጋ ባርነት ኣፍሪቃውያን፣ ሎሚ ድሕሪ 600 ዓመታት ዘምነ ብርነት ኣፍሪቃውያን፣ ኣብ መበል 21 ክፍለዘመን ማለትዩ ብጽዑቕ ወፍሪ ተዋፊሮምሉ ንዕዘብ ኣሎና።  ኣበይ ንምጻሕ ኮን ይኸው??? ኣብዚ እዋንዚ ብፍላይ እኳ ድኣ ድሕሪ ውድቀት መዓመር ጋዳፊ፣ መራሕ ሃገር ሊብያ፣ እተን ብኣፈን ንኸምስላ፣ ንህዝቢ ዓለም  ድማ ንምድንጋርን ንምዕንጃልን፣ ገበርቲ ሰናይ ኢና...

መበል 45 ፕረሲደንት ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ድሕሪ 5 ወርሓት ኣብ ስልጣን መብጽዓ ህዝቢ ኣሜሪካ ከምዝጠለመ ተፈሊጡ! ሓበሬታ ብቪድዮ

በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን እያ። እቲ መበል 45 ፕረሲደንት ሕቡራት ሃገራትኣሜሪካ፣ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝብሃል፣ ዋላኳ ኣብቲ ዝምረጸሉ እዋን ኣሜሪካ ትቐድም፣ ዝብል ጭርሖ ሒዙ እንተተበገሰ፣ ግና ንሓፋሽ ህዝቢ ኣሜሪካ ንምድንጋር እምበር፣ሓቂ ከምዘይብሉ ተመራመርትን፣ሊቃውንቲ ታሪኽን ከምዘረጋገጹዎ ተፈሊጡ። እዚ ሰብዚ እቲ ቀንዲ ንብረት እታ ንእሽቶ ሃገር ጽዮናዊት እስራኤል እምበር፣ ንህዝቢ ኣሜሪካ...