The Lincoln Myth: Ideological Cornerstone of the America Empire

Paul Craig Roberts Institute for Political Economy Thomas DiLorenzo “Lincoln is theology, not historiology. He is a faith, he is a church, he is a religion, and he has his own priests and acolytes, most of whom . . . are passionately opposed to anybody telling the...

THE LATE AND VERY GREAT

Dick Gregory, the US comedian and civil rights activist who used humour to break down racial barriers, has died aged 84. BY ANDREW CHEETHAM ON 21 AUGUST 2017 ‘Dick Gregory, the US comedian and civil rights activist who used humour to break The Independent Culture Dick...

ነቶም ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጸሎቶም ዝኾኑ “ተቓወምቲ ኢና” ዝብሉ፣ ኣረገውቲ ኤርትራውያን፣ ብወያኔ ክንደይ ውርሓዊ ምጽዋት ከም ዝምጽወተሎምሲ ትፈልጡዎዶ?

ገለ ክፋል እዚ ሓበሬታዚ፣ ካብቲ ፕሮክሲን መተካእታ መርበብ ሓበሬታ ህግደፍ “መስከረም” ዝብሃል ዝወጸ ሓበሬታ ዝተቐድሐ ምዃኑ ንተኸታተልትና ክንሕብር ንፈቱ ። ነቶም ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጸሎቶም፣ ግንከኣ ተቓወምቲ ድዮም ተቐየምቲ  ምዃኖም፣ መለለዩ ዘይብሎም። ንኸይቃለሱ መታን ክቃለሱ ተባሂሉ፣ ካብ ካሳ ሰንዓ-ፎርም ወያኔ ዝምጽወተሎም ምጽዋት ከምዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ እዩ ይብሃል ኣሎ።...

ብዕለት 17 ነሓሰ 2017 ዓ.ም.ፈ. ንኽልተ ኮራኹር ኢሰያስ ብጽምዲ ኣብ “መቓብር ሓርበኛታት“ ዕዙዝ ቀብሪ ስነስርዓት ተገሩሎም:: ኢሰያስ ከኣ ካብ ቍሸት ዓዲ ሃሎ ብኣፈርክቡ ንኸምስል ኣብቲ ቀብሪ ተረኺቡ ነበረ።

ብዘመን ባርባራዊ መግዛእቲ ልኡኽ መላኺ ተንቤናይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ንጀጋኑ ደቂ ሃገር ኣብ ትሕቲ መሬት ኣስፊሩ፣ ነቶም ኮራኹሩ ካብ ብኣእምርኦም ብኸብዶም ዝሓስቡ ግና፣ ክሳብ ብመርዚ ወይ ብሰላሕታ ጥዪት ዝቕንጽሎም፣ ኣብ ልዕሊ መሬት የስፍሮም ! ኣብ ቀብሪ ስነስርዓቶም ድማ ብኣካል ተረኺቡ ጥሩምባ ኣንፊሑ የፋንዎም። ንኽትበልዓ ዝደሌኻ ኣባ ጉምባሕሲ ዛግራ ትብላ። ኣብቲ ኣምሆ ዘመን መቓብር ደቀባት ቤት ምኻን ዓዲ ሰግዶን...