Muslims are taking over Europe faster than we realize

 August, 2017 (TurningPointProject) – “If you want to see the face of Europe in 100 years, barring a miracle, look to the faces of young Muslim immigrants.” Thus said Philadelphia Archbishop Charles Chaput at a recent Napa Institute conference. “Islam has a future...

More American Troops to Afghanistan, To Keep the Chinese Out? Lithium and the Battle for Afghanistan’s Mineral Riches. ብዙሓት ሰራዊት ኣሜሪካ ንኣፍጋኒስታን ዝውሕዙ ዘለውስ፣ ንቻይና ንኸዋጻጽኡ ድዮም? ሊስዩም ዝብሃል ኣዝዩ ክቡር ማዕድንን፣ ባህርያዊ ጸጋ ክቡር ሚነራል ኣፍጋኒስታን ንምዝማት እዩ። ኣብ ኤርትራ ዝዝመት ዘሎ ወርቂ ብሻን ሃይኮታን ከኣ ካብኡ ኣይፍለን እዩ።

ገና ኣይጸገብኩን እንዳበለ ደደጋጊሙ ዝዅልስ ስሱዕ ሰብሲ ክተፍእ ይሓድር (ኣልጠግብ ባይ ሲተፋ ያድራል: ምስላ ኣምሓራ) ይብሃል። ካብ ፕረሲደንት ዳብልዩ ቡሽ ኣትሒዙ ብሃጸያውያን ዝተባርዐ ወራር ልዑላዊት ሃገር ኣፍጋኒስታን፣ ኣብ ግዜ ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ከኣ ብምዕቡል ወፍሪ ቀጺሉ፣ ሎሚ ድማ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ “ንኣፍጋኒስታን ዝያዳ ሰራዊት ክልእኽ እየ” እናበለ ይፍክር ኣሎ። እምብኣር እዞም...

Facebook establishes new censorship centre in Germany. ፈይስቡክ ሓዲሽ ወፍሪ ፍተሻ ተጠቀምቲ ፈይስቡክ ጀሚ። ገጂፍ መደበር ፍተሻን ስለላን ድማ ኣብ ሃገር ጀርመን መስሪቱ።

ኩሉ ፈይስቡክ ዝጥቀም  ገርሀኛን ጋሻ ፈይስቡክ፣ እንታይ ብትሕሪ መጋረኍጃ ይኸይድ ከምዘሎ ክፈልጥ እንትዘይክኢሉ፣ ግዳይ ስለላ መርበብ ኮይኑ ሓዲግ መዲግ ክተርፍ እዩ። ስለዚ ኩሉኹም ተጠቀምቲ ፈይስቡክ ኣይትተሃመሉ፣ ብግርህነት ሕቡእ ምስጢርኩም ኣይተጋልጹ። ተወሳኺ ሓበሬታ ድማ ጉግለ እቲ ንኹለን መድለዪ መርበባት ገቢቱ ንመድለዪ ፕሮግራብም ብሒቱ ተዋፊሩ ዘሎ፣ እቲ ቀንዲ መድልዪ መርበብ ሓበሬታ መሳርሒ ስለላ መርበባት ዓለም...

The US military project for the world

Divergent interpretations in the anti-imperialist camp – Part 2 by Thierry Meyssan While all experts agree that the events in Venezuela are following the same model as those in Syria, some writers have contested the article by Thierry Meyssan which highlights their...