ጥንታውያን ደቂሰባት መንዮም? እቶም ቀዳሞት ነገስታት ዓለምከ መንዮም ዝነበሩ? ንግስነትን ኣምልኾንከ መጀመርያ ኣብ ኤውሮጳ ድዩ ነይሩ ወይስ ኣብ ኣፍሪቃ?

ካብ መላእ ዓለምከ ኣምልኾ ኣምላኽን፣ ንግስነትን፣ ምዕባሌን፣ ምዓስን ኣበይን እዩ ተጀሚሩ? እዚ ሎሚ ኣብ መላእ ዓለም ንርእዮ ዘሎና ብልጭልጭ ምዕባሌ ምዕራባውያን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ባዕሎም ኤውሮጳውያን ዘጥረዩዎ ኣይኮነን። ብርግጽ እዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ምዕባሌታት ምዕራባውያን፣ ኣምሆ ዘመን ካብ ኣፍሪቃን ግብጽን ዘሚቶም ዘምጽኡዎ እዩ። እወ፣ እቲ ቀንዲ ካብ ኣፍሪቃ ዝተሰርቀ ክቡር ነገራት፣  መሰረት ምዕባሌ ዝኾነ፣...

ርፖርታጅ፡ ምጭፍጫፍ “ማንኪን“፣ ማህሰይቲ ኢምባሲ ኤርትራን ኣብ ሮማ

“ማንኪ” ብፋስ ንማርተሎን ተጨፍጪፉ፡ አምባሲ አርትራ መንኲሱ፡ ኣባላት ህግደፍ እግረይ ኣውጽእኒ ኢሎም ሃዲሞም፡ ሓደ ጥርጡር ኣብ ቀይዲ ኣትዩ፡ ስደተኛታት ኣብ ፈቐዶ ፕያሳታት ሮማ ብሓጎስ ይስዕስዑ፡ ተሓባበርቲ ጣልያን ንስደተኛታት ኣብ ጎድንኹም ኣለና ይብል ትማሊ ረቡዕ ሰዓት 11፡00 ምሸት ኣቢሉ፡ ኣብ ሮማ ኣብ፡ ቪያሞ ንተብሎ ኣብ ዝርከብ፡ “ረስቶራንተ ማሳዋ“ ዝተባህለ ንብረት ህግደፍ ዝኾነ ረስቶራንተ፡ ክልተ...

ኣብዚ ዘሎናዮ መበል 21 ክፍለ-ዘመን፣ ካብ መላእ ዓለም፣ ህዝበን ግዳይ ጽዮናውያን ወነቲ ባህርያዊ ሃብቲ ዓለምን ስትራተጂን፣ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓትን ኮይኑ ዝሳቐ ዘሎ፣ ሃገራት ትፈልጡወንዶ ?

ኤርትራ  ካብተን 13 ሃገራት፣ ግንከኣ ህዝበን ግዳይ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ኮይኑ ዝሳቐን ዝሃልቕን ዘሎ ሓንቲ ሃገር እያ። ንመረዳእታ፣ ህዝባ ን30 ዓመታት ተቓሊሱ ነጻነት ሃገር ረኺቡ ከብቅዕ፣ እቶም ወነንቲ ወርቅን ባንክታትን፣ በልዚንን ስትራተጂካዊ ቦታታትን ዝኾኑ ጽዮናውያን ስለ ዘይፈቐዱ፣ ነቶም ንብረቶም ከደምቶምን ዝኾኑ ብኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምርሑ ጭፍራ ህግደፍ ትሳቐ ኣላ። መንእሰይ ወለዶ ሃገሩ ከየማዕብል ንስደት...

OUT OF 20 G20 LEADERS 19 ARE FRAUD ENDORSING BANKSTER SLAVES:

 Benjamin Fulford, JULY 10, 2017 In english: Source: Last weekend’s G20 meeting of so-called world leaders was very revealing because 19 out of 20 of them publicly endorsed the fraud based global warming scam known as the Paris accords. This happened despite the fact...

ክበዝሕ ክበዝሕ ከም ጨው ይነዝሕ!

እወ፣ እቶም ናይ ብሓቂ ዋርሳይ ሓርበኛታት ደቂ ኤረይ፣ “ንሓደ ህዝቢ ውሑድ ግዜ ክታለል ይኽእል እዩ፣ ብዙሕ ግዜውን ክታለል ይኽእል እዩ፣ ብህግደፍ ንዘልኣለም ክታለል ግና ኣይክእልን እዩ፣ ሎምስ ይኣክል“። ኢሎም ትማሊ ኣብ ሮማ ንኮራዅር ኩባንያ ህግደፍ መኪቶሞም። እቲ ኣማኻሪ እከይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ የማነ ገብረኣብ ወይ ”ማንኪ”! ተባሂሉ ዝጽዋዕ፣ ግንከኣ ግርማን ካሪዝማን ኣማኻርን መራሕን ዘይተዓደሎ፣ ብርግጽ ከኣ...