Mao Zedong Murdered 70 Million Chinese Mao: ብድሕሪ ምስሊ ማኦ ዘሎ ክፉእ ክውንነት (ድሕሪ ሞት መራሒ ሰውራ ቻይና ነበር፣ ማኦ ሴጡን ዝተጋህደ ረሳሕ ታሪኽ!!

ኣብዛ ብስዉራት ሓይልታት እትግዛእ ዘላ ዓለም፣ ክፉእ ታሪኽ ግዜእ ምስሓለፈን፣ እቶም ገበርቲ ታሪኽ ከኣ ምስሓለፉን ጥራይ እዩ፣ “ድሕሪ ማይ ኣብ ብዓቲ” ኮይኑ ታሪኽ እቲ ዝሓለፈ ኩሉ ንሓፋሽ ዝዝርጋሕ። መኽንያቱ ብኣዋኑ እንተድኣ ተዘርጊሑ፣ ሓፋሽ ክነቅሕ ስለዝኽእል፣ ተባሂሉ ስለዝእመነሉ። እንዳ ህውሓት (ወያኔ) ፍልስፍና ማርክሰ ለኒንነት፣ ሆጃኒዝብን (ማርክሰ ለኒንነት (ማለሊትን) እንዳጨርሑ ንመቐለ...

መፍትሕ ሕይወት፣ The ANKH is the key of Life in ancient Egypt.

ኣብ መዋእል ጥንታዊት ግብጺ መፍትሕ ህሕይወት፣ መስቀል The ankh is the key of Life in ancient Egypt. እዛ ምልክት እዚኣ መፍትሕ ሂወት እያ ትብሃል ኣብ ጥንታዊት ግብጺ። ኣብ ገልገለ ባጠራ ገንዘብ ከን ጥንታዊት ሲፕሩስ ወይከኣ ኣብታ ንኣብ ኣስያ እትርከብ (ብፍላይ ኣብታ ከተማ ማሉስ ኣብ ስሊስያ)  ከም ሎጎ ተለጢፋ ትርከብ። ኣርቶዶክስ ክርስትና ሃያማኖት ድማ ነዛ (ankh) ምልክት እዚኣ ሓደ...

ኩሉ ታሪኻዊ መለለዪ መንነት ምዕራባውያን ፣ ካብ ኣፍሪቃን፣ ካብ ግብጽን ዝተዘምተ እዩ። ግድነት ተኻታተልቲ ክትርእዩዎ ዝግባእ ታሪኻዊ ኣውድዮቪ ቪዝዋል ሓበሬታ።።

Reveals the secrets of Washignton D.C. ብ Anthony T. Browder ግድነት ክስማዕን ክርኣይን ዘለዎ ቪድዮ። እቶም ኣብ ቫቲካንን ዋሽንግቶንን፣ ሎንደንን ሮማን፣ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ተተኺሎም ዘለው ሓውልታት፣ ካብ ግብጺ ዝተዘምቱ እዮም። እቲ ምልክት ብዙሓት ሃገራት ኤውሮጳን ኣሜሪካን ድማ፣ ምልክት ኣውሳር ዝተባህለ ንጉስ ግብጺ እዩ ዝነበረ። እቲ ስርቅን ፍግርን ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኣመል...