ሰሙናዊ ጂኦ ፖለቲካዊ ዜና፣

ነዛ ነነብረላ ዘሎና ጽብቕቲ ዓለም፣ ኣብ ውዲታዊት ዓለም ቀይሮም፣  ንህዝቢ ዕለም ብውሑዳት ርእሰማላውያን ክገዝኡዎንክነብሩላን ዝሓልሙዘለው  ውዲታውያን ሓይልታት ትፈልጡዎምዶ? ክቡራት ተኻታተልቲ ፣ ክሳብ ብቋንቋ ትግሪኛ ተርጒምና ነቕርቦ ብቋንቋ እንግሊዝኛን ጀርመንኛን ነቕርበልኩም ኣሎናሞ ሰናይንባብ Weekly geo-political news and analysis Khazarian mafia still planning big...

ትርጉም ምድረ ባሕሪ (ምድረ ኣግኣዝያን) ትፈልጡዎዶ?

ትርጉም ምድረ ባሕሪ፣  ኣብ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብን፣ ብቀይሕ ባሕሪን ብፈለግ ኒልን፣ ተከዘን ኣትባራን ዝማእከለን፣ኣግኣዝያን ዝብሃሉ ህዝቢ ዝሰፍሩዎ ሃገር ማለት እዩ። ግንከኣ ምኣዛ ዘለዎ ክላይመትን፣ ባህርያዊ ጸጋታት ከም ክቡር ማዕድናት ዝሕፈሶ ሃብታም መሬትን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ድማ  ክሳብ ማሕበር ሰይጣን ህግደፍ ነስመራ ዝቕልቀሉ፣ቅዱስ ኦሪታዊ እምነትን፣ ኩሩዕ መንነትን ጽፉፍ ታሪኽን፣ፍትሓዊ ሕገንዳባን፣ ዴሳዊ...

ፊደል ካስትሮ ኣብ 90 ዝዕድሜኡ ካብዛ ዕለም ተፈልዩ፣ ዓሪፉ። ብጽዮናውያን ዝተመልመሉ መለኽቲ፣ ከም ብዓል መላኺ ሕገ-ኣልቦ ተንቤናይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ድማ፣ ንረብሓ ህዝቢ ኤርትራ ዘይኮነስ ንረብሓ ጽዮናውያን ዝኽድሙ ገና ኣለው። ኢሰያስክንዲ ዕድመ ፊደል ካስትራ እንዲሕሪ ጸኒሑ ግና፣ ንሕና ኤርትራውያንከ ክንህሉ ዲና?

 እዞም ኣረሜን መለኽቲ ግንከኣ ኣገልገልቲ ጽዮናውያን እዚኦም፣ መንነቶም ሸይጦም ንመዋእል ንኽነብሩ ዋሕስነ ጽዮናውያን ብግቡኣ ኣለዎም። ክሳብ ብባህርያዊ ሞት ዝሞቱ ድማ ንህዝቢ ብባርባራዊ መግዛእቲ ንኽገዝኡዎ፣ ብስለላ መርበብ ጽዮናውያን ተሓልዮም ይነብሩ ኣለው። እወ፣ ፊደል ካስትሮ እውን እንተኾነ መሳርሒ ጽዮናውያን እንድዩ ንመዋእል ጸኒሑ። ረቂቕ ውዲታዊ መደብ ዕዮ ጽዮናውያን ከተግብር ከኣ ክሳብ ግዜ ሞቱ ትልኽ እንዳበለ...