ቅሉዕ ዝምታ ባህሪያዊ ጸጋታት ሃገር ኤርትራ ብኩባንያ ዕደና ቢሻን ካልኦት ባዕዳውያን ዘመቲ ባህርያዊ ሃብቲ ኤርትራ። እወ!! ሃገር ንባህሪያዊ ጸጋታትን ሰብኣዊ ዓቕምን ኣማእዚኑ፡ ንራህዋ ህዝቢ ከይተሓለለ ርሃጹ ብዘፍስስ ብሉጽ ፖለቲካዊ መሪሕነት ምስ እትምራሕ ዓለም ዝሰመያ፡ ኩሉ ዝትምነያ፡ መሬታዊት ገነት ትኸውን፡፡ 2ይ ክፋል፡

 ንጉዳይ ወጻኢ ሸርፊን ኣታዊታት ማዕድናትን፣ ልክዕ ከም ሓሺሽ ጌሩ ዝቖጽር ኣባጓይላ ኢሳይያስ፡ “ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ” ከምዝብልዎ ለባማት፡ “እንኮ ወናኒ ጸጋታት ሃገርና” ንሓጎስ ኪሻ ሂቡዎ። ይኣይ ኪኢላ ተረኺቡለይ ድማ ኣውራ ሓላፊ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮይኑ ንኸገልግል ነቲ ጴጥሮስ ሓጎስ ዝተብሃለ ወዲ ሓጎስ ኪሻ መዝነት ሂቡዎ። ኣብርሃም  ኢሳይያስ ድማ ሓለቓ ሓይሊ ኣየር ክፍሊ ኦፕረሽን ኮይኑ ንኸገልግል በቲ ልኡኽ...

መለለዪ ህዝቢ ኣግኣዝያን ትፈልጡዎዶ?

ብፍላይ ነዘን ዝስዕባ ሕቶታት ክንምልሰን እንተድኣ በቒዕና፣ ስለምንታ ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ ይጸንት ከምዘሎ ክንርዳእ ንኽእል ኢና። ሀ) ህዝቢ ኣግኣዝያን ዝጠፍእ ዘሎ፣ ብጭፍራ ህግደፍ ጥራይ ድዩ፣ ወይስ ንህግደፍ ዝዓሰቡዎ ስዉራት ሓይልታት (ጽዮናውያን) እዮም? ንምዃኑኸ እንታይ ስለዝበደለ እዩ እዚ ህዝቢ እዚ ንኽጸንት ተፈሪዱ? ለ) ስለምንይ ግና ማእለያ ዘይብሉ ምዕድን ሃገር ብባዕዳውያን ንወጻኢ ተጓሕጒሑ እንዳግዓዘ ከሎ፣...

Trump elected as President – risks and opportunities

But is he really? So it has happened: Hillary did not win!  I say that instead of saying that “Trump won” because I consider the former even more important than the latter.  Why?  Because I have no idea whatsoever what Trump will do next.  I do, however, have an...