NEIL KEENAN UPDATE | Recommendations & Background For President-Elect Donald J. Trump፣ We have long waited for a man to take the leadership reins and send the girls (Obama & Co.) back to wherever they came from. እዚ ኣብ ኣሜሪካ ተመሪጹ ዘሎ ሓዲሽ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ነቶም ንዓለም ብድልየቶም እምበር ብድልየት ህዝቢ ዓለም ክትጕዓዝ ዘይደልዩ ስዉራት ሓይልታት (ጎይቶት ኢሰያስ) ነቲ መደብ ዕዮኦም ደው ከብሎ መብጽዓ ዝኣተወ ይመስል ስለ ዘሎ፣

እዚ ኣብ ኣሜሪካ ተመሪጹ ዘሎ ሓዲሽ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ነቶም ንዓለም ብድልየቶም እምበር ብድልየት ህዝቢ ዓለም ክትጕዓዝ ዘይደልዩ ስዉራት ሓይልታት (ጎይቶት ኢሰያስ) ነቲ መደብ ዕዮኦም ደው ከብሎ መብጽዓ ዝኣተወ ይመስል ስለ ዘሎ፣ ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ድሕሪ ፕረሲደንት ኣብርሃም ሊንኮልን ፕረሲደንት ጆን አፍ ኬነድን ንመጀመርያ ጕዜ ሃገራዊ ፕረሲደንት ኣሜሪካ ኣብዚ ዓመት እዚ ተመሪጹ ኣሎ። ተዓወት! መንገዲ ሰላምን...

ምድረ-ባሕረነጋሲ (ኤርትራ) ኣብ መዋእል መንግስቲ ኢሰያስ፤ ተማራሚርካ ሓቂ ፍሊጥካን፣ ጸላእትኻ ኣለሊኻን፣ ሓቢርካ ምምካትዶ ይሓይሽ ወይስ “ፍሮ” ከምዚ በለ “ሓጎስ” ከኣ ከምቲ በለ”እንዳበልካ ኣብ ፓልቶክ (መርበብ ሕሹሹኽ)ዓንገረር ምባል?

ብጆግራፊ ጐረባብቲ ኰንና፣ ታሪኽ ኣተዓራሪኹና፣ ቍጠባ ከኣ ብጾት ገሩና፣ ባህርያዊ ሕጊ’ውን ኪዳናዊ ሓድነት ፈጢሩልና። እቶም ኣምላኽ ዝጸንበሮም ሰብ ክፈልዮም ኣይክእልን’ዩ። ጆን ኤፍ. ከነዲ “Geography has made us neighbors. History has made us friends. Economics has made us partners, and necessity has made us allies. Those whom...

እዋናዊ ዛዕባ…: ሰሙናዊ ትግባረ ኣዋጃትን ጉዕዞ ዕርበትን ጉጅለ ጠለማት ህግደፍ ! ብፍላይ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዝነብር ህዝብና ኣብ ጎኑ ተሰሊፍና ድርዒ ክንፈጥረሉ አእጃምና ነበርክት፡፡ ውሽጣዊ ተቓዉሞታት እንዳተጎሃሃረ ኣብዝመጸሉ ዘሎ ኣብዚ እዋን፡ ኣብ ግዳም ድማ ቆርበት በጊዕ ዝተኸደኑ ከም በዓል “ፎሮ 12” ዝኣመሰሉ ልኡኻት ክነስተብህለሎም ኣብ ፓልቶካትን ካልኦት ሚዲያታትን ዝነዝሕዎ ዘለዉ ስሚ ብስምረት ክነምክኖ ይግባእ፡፡

እዋናዊ ዛዕባ ጣቋ ሞራልን ሰብኣዊነትን ዘይብሉ ጉጅለ ህግደፍ ኣብዚ መውዳእታ እስትንፋሳቱ፡ ካብ መብጽዓታት ኣብ ተዋስኦታት ተሰጋጊሩ ከምዝርከብ ዛጊት ተረጋጊጹ ኣሎ፡፡ እወ! ክወግሕ’ዩ! ምውጉሑስ ኣይተርፍን! ዒቕ ካብ እንብሎ ዓመታት ሓሊፉና ’ዩ፡፡ እዚ ጉጅለ ጠለማት… እንታይና እሞ ዘይተንከፈ?? ናይ ትማል ሓዲግና ካብ መሰረታዊ ጠለባት ወዲ ኣዳም ጀሚርካ ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ንከይሃንጹ ኣብ 2007 ነቶም ምኩራት...

ደቀባት ኣጋኣዝያን ኣልፋን ኦሜጋን እዮም። ኣራባራብ ጽዮናውያን ኣንጻር ደቂ ኣግኣዝያን ካብ 1961 ዓ.ም.ፌ. ዝጀመረ ዘይኮነስ  ካብ 8ይ ክፍለ-ዘመን ክሳብ 21 ክፍለዘመን ዝቕጽል ዘሎ እዩ።

1ይ. ወራር ሮማውያን ኣብ ከባቢ ምጽዋዕ ብደቂ ኣጋኣዝያን ተሳዓሩ። 2ይ. ወራር ዮዲት ይሁዳዊት ኣብ 8ይ  ክፍለ ዘመን (እዛ ዮዲት እትብሃል ኣረሜን ካብ ፋላሻ ዝብሃሉ ዓሌት እያ ዝነበረት) ኣብ ልዕሊቶም ን300 ዓመታት ዝግዝኡ ዝነበሩ ነገስታት ነገደ ዛጕየ (ዘኣጕየየ) ከም ብዓል ንጉስ መሮኒን፣ ንጉስ ሳውርን  ወዘተ ኣረሜናዊ ኲናት ወሊዓ ንመጀመርያ እዋን ኣብ ታሪኽ ነገደ ኣግኣዝያን፤ክስዓር ዘይክእል ዝነበረ ገዲም...