ዕሸል ሰላዪ ተማሃራይ ኢሰያስ ኣቢ ኣሕመድ ዓሊን ዋርድያታቱን። ስነ-ኣእምራዊ ሽበራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ

ኣብ ዓዲ ሃሎን ኣብ ምጽዋዕን ኮብሊሉ እንዳውዓለን እንዳሓደረንሲ ኣብ ኣኢትዮጵያ ከይዱ ከም መራሒ ሃገር ክርአ ከሎስ ኣይገርምንዶ?

ሎሚ ቅነ ብባዶ 3 ዝነፍስ ዘሎ ወረ ድማ፣ ሽፍታ ኢሰያስ  መወዳእታ ሳዓቱ ስለዝቀረበት፣ ካብቲ ንብዙሕ ዓመታት ተሓቢኡሉን ሓኪሉሉን ቊሸት ዓዲ ሃሎ ለቂቁ፣ ምእንቲ ብባሕሪ ጌይሩ ንምህዳም ክጥዕሞ፣ ኣብ ባጽዕ ኣብ ጎቦ ገደም ክሕባእ ይሸባሸብ ኣሎ። እዚ ግን ጽውጽዋይ እዩ፣ ኢሰያስ ሃጸያውያን 100 ሰባት እሰር እንተበሉዎ 2000 ዝኣስር ድያብሎስ ዕድሜኡ ከናውሑሉ እዮም ኣምበር ከምለስ ከቃብጹዎ ኣይደልዩን እዮም። ኢሰያስ ውኪሎም እዩ። ኣንታይ ድዮም ኣብ ሶርያን ኢራቕን፣ ሊብያን፣ ኣፍጋኒስታን ዝፍጽሙ ዘለው። እሞ ኤርትራ ድኣ እንታዮም ኮይናቶም ካብ ኢሰያስ ክካላኸሉላ። ወይ ጉድ ኢሰያስ ፕሮጀክ ጽዮናውያን እኳዩ ዘሳልጥ የሎ።