ጸላእትና አለሊና ነኽንምክት ክሕግዘና ዝኽእል  ሐበሬታ

ኣብዛ እንነብረላ ዘሎና ዓለም (ፕላኔት)፣ ብፍላይ ካብ ክፍላ የካቲት 2020 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ተኸሲቱ ዘሎ ተርእዮ ኣዝዩ ዘስደምም ንዕዘብ ኣሎና። ንሱ ድማ ብጉልባብ ኮሮና ቫይረስ [COVIC ID19] ዝብሃል “ተላባዒ ሕማም፣ ካብ ሃገር ቻይና ተበጊሱ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሑ ስለዘሎ፣ ኩሉ ወዲሰብ ማስክ ወድዩ፣ ካብ ሓደ ሰብ  ሜትሮን ፈረቓን [1.50] ተረሓሒቑ ክንቀሳቐስ ኣለዎ”: ዝብል ኣዋጅ ኣብ መላእ ዓለም ብኩለን መንግስታ ሃገራት ዓለም ስዝተኣወጀ፣ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝነብር ህዝቢ፣ሓቂ መሲሉዎ በቲ ኣዋጅ ኣሚኑን፣ ተማእዚዙን፣ ማስክ ወድዩ ካብ ሰባት ተርሓሒቑ፣ ነቲ ትእዛዝ ይፍጽሞ ኣሎ።  ሊቃውንቲ ከምዘረጋገጹዎ ግና፣ “ኮሮና ዝብሃል ሕማም ብርግጽ የለን፣ ምናልባት እንተሎ  ኮይኑ ከኣ: ካብ ኖርማል ጉንፋዕ ወይ ኡንፊልወንዛ ንላዕሊ የለን”። ካብኡ ሓሊፉ ግን እዚ ብሜድያታትን ሓካይምን፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ክንክን ጥዕና [WHO] ዝንዛሕ ዘሎ ወፍሪ፣ ብድሕሪ መጋረጃ ኮይኖም ንሓደ ንጹር ዓላማ ንምትግባር ኮነኢሎም ብመደብ ዝግብሩዎ ዘለው ምኻኖም፣ ብዙሓት ሊቃውንቲ ኣረጋጊጾሞ እዮም።

እምብኣር እዚ ሓደገኛ ወፍሪ እዚ፣ ንህዝቢ ዓለም  “ቀዛፊ ሕማም መጸካ” እንዳበልካ፣ ኣብ ራዕድን ፍርሕን ኣጥሒልካ፣ ንክትቆጻጸሮ ተባሂሉ ዝተማህዘ እከይ ፖለቲካዊን ስነ-ኣእምራዊን ትሕዝቶ ዘለዎ መዘና ዘይብሉ ውዲታዊ ወፍሪ እዩ። ርግጽዩ እዚ ጻዕዳ ሓሶት እዚ፣ ንብዙሓት ደቂ ሰባት ከምዘደናገረን ከምዘሃመለን ፍሉጥዩ። እወ፣ ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለም ዝነብር ዘሎ ኩሉ ህዝቢ፣ ነዚ እከይ ውዲትዚ ከም ሓቂ ተቐቢሉ፣ ነቲ ዝተባህሎ ትእዛዝ ኣኽቢሩ፣ ብፍርሒ ዝተሰነየ ናብራ ይነብር ኣሎ። ስለዚ እዚ ወፍሪ “ኮሮና ቪሩስ” ሓሶትን እንዳፈሸለ ዝኸይድ ዘሎ እዩ። ስለዚ ኹሉ ሕዝቢ ዓለም፣ ብዛዕባዚ ቅሉዕ እክይ ውዲትዚ፣ ክሓስብን ክመራመርን መድረኹ ይጠልቦ ኣሎ። እዚ ሓሶትዚ ከም ሓቂ ተቐቢልካ ኣሚንካን፣ ተማእዚዝካን፤ ብገርሂ ግንከኣ እንዳፈራሕካ ካብ ምንባር፣ ካብ ሰማይ ዝወረደ መቕጻዕቲ ዘይኮነስ እቶም ካብ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ኣትሒዞም ክሳብ ሎሚ፣ ዘይተኣደነ ሜላታትን ውዲታትን እንዳቐየሩ ንህዝቢ ዓለም ብውግእን ብህውከትን፣ ክላገጹሉ ጸኒሖም እዮም። ኣብዚ እዋንዚ ግና ረቂቕ ሜላ ግንከኣ ጽባሕ ዝፈሽል ውዲታዊ ሜላ ተጠቒሞም፣ ንህዝቢ ዓለም ተላጊጾም ክምንቁሱዎ ኮነ ኢሎም ይጓየዩ ኣለው።

THE CORONAVIRUS HOAX IS A MASSIVE PSYCHOLOGICAL WARFARE OPERATION TO USHER IN FORCED VACCINATIONS, QUARANTINES, RELOCATIONS, INCARCERATIONS, TRAVEL RESTRICTIONS, FORCED MEDICAL PROCEDURES, FOOD SHORTAGES, AND AN END TO ALL OF YOUR RIGHTS

 እዚ ኮሮና ቫይረስ ዝብሃል ሰብ ዝሰርሖ ብስም ተላባዒ ሕማም ኣምሲልካ ንህዝቢ ዓለም ተቖጻጺርካ ንምውሓዱ እዩ ቀንዲ ዓላምኡ። እወ መላገጺ እዩ፣ ብኣዝዩ ዝበርትዐ ስነ-ኣእምራዊ ወፍሪ ውግእ ዝተሰነየ እዩ። ቀንዲ ዓላማኡ ድማ፣ ኣገዲድካ ንጥዑይ ሰብ፣ ከይትሓመመ ብመደብ ስሚ ከቲብክ ምቕታል እዩ።
እተን ቀንድ ረቓሂታት ወፍሪ ኮሮና፣ እዘን ዝስዕባ እየን

1. ተፋላሊኽ ተጉዓዝ፣

2. ተወሸብ፣ ማእሰርቲ፣

3. ካብ ሓደ ሃገር ኣብ ሓደ ሃገር ንኸይትጉዓዝ ምእጋድ።

4. ብግዲ ትሕዝቶኡ ዘይትፈልጥ ክታበት ከምኽተብ ምግዳድ

5. ኮነ ኢልካ ዋሕዲ ቀረብ መግቢ ምውሓድ።

6. ኣብ መደምደምታ ድማ ነት ዝነበረ መሰረታዊን ዲሞክራስያዊን መስልካ ወድሰብ ምቕንጣጥ  እዩ። 

እቲ ቀንዲ ሳዕቤናት ኮሮና ቪራስ ድማ፣

u. ምምካን ለ. ባርነት ሐ. ቁጽሪ ሕዝቢ ምውሓድ 

እዚ ዝብሃል ዘሎ ወፍሪ ኮሮና ሕሶትን ላግጺን ጥራይ ከምዝኾነ፣ ሕዝቢ ዓለም እምብኣር ከይ ውዓለ ከይሓደረ  ክፍልጦ መድረኽ ይጠልቦ ኣሎ። በዚ ወፍሪ ኮሮና ቫይረስ ተዳሂሉ፣ ካብ ሰማይ ዱብ ኢሉ ዝወረደ ሕማም ገሩ ዝኸይድ ሰብ ክልተግዜ ክሓስብን ኣሎዎ። እንተዘይoይኑ ባሕ ብጎሓት ከጣዕሶ እዩ። ኮነ ኢሎም እቶም ማበር ጸልማት ብመደብ  ዝፈብረኹዎ ወፍሪ እምበር ባህርያዊ ኣይኮነን!!?  እወ! መቐጸልታ እቲ ካብ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ጀሚሮም፣ ክሳብ 2ይ ኲናት ዓለምን እዚ ዘሎናዮ ዘመንን፣ ከካይዱዎ ዝጸንሑ እከይ መስርሕ፣ እኩብ ድምር ናቱ ድማ፣ እዚ ሎሚ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ. ክፍጸም ብዕዕይንና ንርእዮ ዘሎና ወፍሪ “ኮሮና ቫይረስ” እዩ። ኣይንተሃመል!!!

እቶም ማሕበር ሰይጣን እሞ ከኣ ካብ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ጀሚሮም ዝነበሩን ክሳብ ሎሚ ንዓለም ዝዝውሩዋ ዘለውን እምብኣር እዞም ዝስዕቡ እዮም :-

ንመረዳእታ:-
መፈብርኽትን መሃዝትን ዝሓለፉ ኵናታት ወይ ወራራት 1ይን 2ይን ውግእ-ዓለም ዝነበሩ:

1) ጆስዊዪት => ቫቲካን ቀድም ሮማን ኢምፕያ)

2) ወነንቲ ባጤራ፣ባንኪ (ጽዮናውያን) =>ስድራቤት ሮትሻይልድ

3) ወነንቲ ነደዲ (Sfandard Oil)=> ሮክፌለር:

4) ወነንቲ አጽዋር =>ስድራቤት ሮትሻይልድ

5) ወነንቲ Big Pharma =>ስድራቤት ሮትሻይልድነ ሮከፌለርን: ወነንተመ ፓቴንትታት ልዑል ቴክኖሎጂ

እዞም ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሮም ዘለው ማሕበር ጸልማት፣ ንኹሎም መራሕቲ መንግስታት ዓለም መለሚሎም ዓሊሞም፣ ብግንዘብ ኣታሊሎም አብ ስልጣን ዝሰቕሉዎምን ዘውረዱዎን ንሶምእዮም። ንመጻኢ ከቆጸጸሩወን ዝደልዩ ብባህርያዊ ፀጋን ብጆግራፊካዊ አቀማምጣን: ገደስቲ ዝኾና ቦታታት ድማ  ንምውናን ከይደቀሱ ዝሓድሩ ስሱዓት እዮም። እተን ካብ መላእ ዓለም ብባህርያዊ ፀጋን ብጆግራፊካዊ አቀማምጣን ብሉጻት ዝኾና እዘን ዝስዕባ ሰለስተ ቦታታት እየን።

ሀ] አፍጋኒስታን => ኩነታት አፍጋኒስታን እንታይ ከምዘሎ ግሉጽ እዩ።

ለ] ማእከላይ ምብራቕ [ ኢራቅ: ሶርያ ] ኩነታት አብ ሃገራት ዓረብ  እንታይ ከምዘሎ’ውን ነጹር’ዩ።

ሐ] ቀርኒ አፍሪቃ [በፍላይ ኤርትራ ብሓፈሻ ሶማልን ኢትዮጽያን] ኩነታት አብዚ ዞባ እዚ እንታይ ከምዘሎ መግለጺ ዘየድልዮ እዩ።

ብዘይ ምግናን ብርግጽ ሕዝቢ ምድረባሕሪ ሎም ኤርትራ፣ ብታሪኽ ይውረር ድአምበር ወሪሩ አይፈልጥን። እንታይ ስኢኑ’ሞ ክወርር???? ንዘዝመጹ ወረርቲ ካበ ቅ.ል.ክ. ጀሚሩ

[1.] ንወራር ግሪኻወያን

[5].ንወራር ሮማውያነ

[3.]ንወራር ከሊፋውያንን: ንኢሰማዒላውያን (አስላም አዐራብ) 4.ንወራር አሕመድ ግራኝ 5.ንወራር ቱረኪ

[6.] ንወራር ግብጺ

[6.]  ንወራር ማህዲ ሱዳን

[8.] ንወራርኮ ሎንያል ጣልያን ብ27.01.1887 አብ ኵናት ዶጓሊ 85% ኤርትራውያን 15% ትግራዎት። አብ ኩናት ዓድዋብዙሓት ጀጋኑ ኤርትራውያን ውዒሎም። ንኮሎንያል እንግሊዝ ድማ ኩሎም አቦታት “ን10 ዓመታት ፈላሊኻ ዝገዛእካና የቐንየልና: ተፋነወልና” ኢሎም፣ ብዘይ ወግእ ጉሒፎሞ።

[9] ትማል 1991ድማ ንኮለንያል ሶቭየት ሕብረት መኪቱ ስዒሩዎ። ክሳብ ጭፍራ ሻዕብያ ሎሚ ህግደፍ 1991 ዓ.ም.ፈ. ነስመራ ዝአቱ ጸኒሑ እዩ። መኪቱ ይስዕሮም ነበረ። ከምኡ ስለዝኾነ ከኣ ካብ መሬቱ ከይግዓዘ፣ ባህሉን፣ መንነቱን፣ መሬቱን ባሕሩን ዓቂቡ ጸኒሑ ከብቅዕ ሎሚ ትግራዎት መሳርሒ ምሮማውያን ኮይኖም ይላገጽሉ ኣለው።።

ስለዚ አቶም መሀንድሳት ጸልማት! አብ ላዕሊዝጠቐስናዮም; ንሰለላን ኮለላን ዘገልግሉ ድኻታትን: ግንከአ ጎርሓትን ጠላማትን ኮይኖም ከገልግሉዎም በቕዑ ትግራዎት ጥራይ ምዃኖም ምስ አለለዩ፣ ካብ ውሽጦም መልሜሎምን ዓሊሞምን: ንብዓል ተንቤናይ ኢሰያስ “ቾፕላ”! ኢሎም ብገረብ ብሓኽላ የረበረቡዎ አለው.
ነዚ እንተደአ ተረዲእና: ሽዑ ጸላእትና አለሊና; በየናይ ሜላ ከም ንቃለስ ዝመርሓና: መደብ ዕዮ ክንቅይስ ንኽእል። ብፍላለይ ንህዝቢ ኤርትራብሐፈሻ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማለሰን አምላኽ መንፈሱ የውርደሉ!

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ

20.11.2021 ዓ.ም.ፈ.