ዳቪድ ሮክፈለር ሓደ 2ይ ሃብታም ኣብ ዓለም ኣብ 101 ዕድሜኡ ዓሪፉ። ዳቪድ ሮክፈለር ሃብታም ኮይኑ ጥራይ ዘይኮነስ ብጭካኔን ብሰይጣናዊ ኣምነትን ንዓለም ሰጥ-ለበጥ ኣቢሉ መታን ንክገዝኣ፣ 6 ግዜ ልቢ ቀያዪሩ። ኣብ መወዳእታ ግና፣ መን ዝነበሮ ድኣ ክነብር እሞ ብስቓይ ደኣ ኣብ 101 ዕድሜኡ ተሰናበተ።

                               ዳቪድ ሮክፈለር ጎበዝን ማእከላይ ዕድመን ምስ ኣረገን ዘርኢ ስእላዊ መግለጺ

ዳቪድ ሮክፈለር መሃንድስ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ኮይኑ ንመላእ ዓለም ብስዉር ክገዝእ ዝጸንሐ እዩ። እዚ ማለት ድማ ንዂሎም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ብስዉር ደሞዝ ኣናከፈለ ብትእዛዙ ከምዝገዛኡ ክግብር ዝጸንሐ ሰብ እዩ። ንሱ ዋና ማእከላይ ባንክ ዓለም ኮይኑ፣ ሃንዳስን ቀያስን ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት (ግሎባሊዝም) እዩ። ክታበት ሓደ ከም ውግእን ጥሜትን ፕርጀክት ኮይኑ ብገንዘብ ምወላ ሮክፈለር ዝቖመ እዩ። እቲ ንወድሰብ ፖልዮ ዶ ካልእ ሕማማት ከይሕዞ ተባሂሉ ብፍላ ንቖልዑ ዝኽተብ ክታበት፣ ቁጽሪ ህዝቢ ዓለም ንምጒዳልን፣ ወይ ድማ DNA ደቂሰባት ዝቕይርን ስማዊ መድሃኒት ዝትሕዝትኡ እዩ።  ገርሀኛ ህዝቢ ዓለም ግና ሓቂ መሲሉዎ ደቁ ፖሊኦ ከይሓሙ ኢሉ ነዚ ስሚ እዚ ንኽውግኡ ይፈቅድ። ነቲ ብስም ክታበት ተባሂሉ ንቆልዑን ዓበይትን ዝውጋእ መድሃኒት (ስሚ) ዝውንን ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣምብኣር፣ ዳቪድ ሮክፈለር ነበረ። ክታበት ሓደ ካብቶም ንህዝቢ ዓለም ንኸውሕዱን፣ ከጽንቱን ተባሂሉ ብመሃንድሳት ጺዮናውያንን፣ ግሎባሊስን (ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት) ብውዲት ዝተማህዘ እዩ። ዋናኡ ድማ ሮክፈለር ነበረ። እቶም ፍሉጣት ፖርጀክትታት ጥፍኣት፣ ከም ፕሮጀክት-ውግእ፣ ኮነ ኢልካ ዝተማህዘ ፕሮጀክት-ጥሜትን፣ ምንዛሕ ፕርጀክ-ሕማም ኤይድስን፣ እቲ ከም ኲናት ዘገልግል ግንከኣ ንህዝቢ ዓለም ንኸውሕድ ተባሂሉ በተን ፋርማ ኢንዳስቲ ዝተማህዘ ትካል እዩ። መዋሊኡ ግና ዳቪ ሮክፈለር ነበረ።

David Rockefeller, a globalist central banker who advocated a “New World Order” and mass population control while wielding vast influence over world leaders, died Monday at the age of 101.

እንሆ እምብኣ ዳቪድ ሮክፈለር፣ ካብቲ ኣምላኽ ዝወሰኖ ዓቐን ዕድመ ወድሰብ ንኽሃድም፣ ብዙሕ ግዜ ማለት ክሳብ 6 ግዜ እኳ ልብን ቀልብን ቀዪሩ ንህዝቢ ዓለም ንኸጽንት ዕድሜ ከናውሕ ገልዳሕ ኣንተበለ፣ዓለም ትሽዓተ ዘይትመልእ 10 ስለዝኾነ ግና፣ ከይፈተወ ዓሪፉ። ካብቶ ወከልቱ ኮይኖም መቲ ሲስተም ክቕጽሉዎ ተመዲቦም ዘለው ድማ፣ ሄንሪ ኪሲንጀርን፣ ቢል ጌትን፣ ጆርጅ ሶሮን፣ ከም ብዓል ኪሊንተንን፣ ስድራቤት ቡሽን ካላኦት ሓደስቲ ዝተኸትቡ ኣባላት እቲ ውዲታዊ ሲስተምን እዮም።

 ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
18.06.2017 ዓ.ም.ፈ.