ክንድቲ ንቡርን ጥንታዊን ባህሊ ኣግኣዝያን እኮ ክንደየናይ ከይከውን፣ ብመጠኑ ግና ከዘኽኽረና ዝኽእል ባህላዊ ደርፊ ኣግኣዝያን እንሆልኩም፣

 

ኣንቲ ኵሑሎ፣ ክስየ ቁመታ ንሳ ሰዊታ ኩመል ስገም መሲላ፣ ወዛንየ ወዛንየ !

 

ሽፎናት ዘለዎየ ናይሎናት ዘለዎየ! ሽፎን ክደነኒ ኣዳነይ ከይሓምያኒ!

 

 

ዘይትድፈር በጽሒ! ወዲ ምስሌነ ብዓል ወርቂ ጋማ!

እንታ ኣርሓ ሽደን ከማኻ ኣይተወልደን! ዘይትድፈር በጽሒ ከይደቀስኩ ዝሕልሞ……..ኣባኻ ምእታወይ፣ እኔኹ ጸዲቐ ኣይሞትኩን ብደወይ!