ነዚኣቶምከ ትፈልጡዎምዶ? እዚኣቶም እዮም እምብኣር ንህዝቢ ኤርትራ ትዃን ውሻጠ ኮይኖም፣ ፕሮጀክት ኮሎንያል   ጣልያን ሓደ ብሓደ ዘተግብሩ ዘለው። killer_no_01ፈርኦን ኤርትራ ኮይኑ ንወለዶ ህዝቢ ኤርትራ ዘጽንት ዘሎ ኣርሜን እዚ ሰብዚ እዩ።
እስማት እቶም ቀተልትን  ቀንጸልትን፣ ወይድማ ኣሕሉቕ እቲ ኣምሆ ዘመን ብ “ሓለዋ ሰውራ”ን  ” እንዳቦይ ተዓገስን” ዝብሃል ይነበረ፣ ሎሚ ድማ ገሃነብ እሳት ቤት ማእሰርቲ ህይቢ ኤርትራ ብቪድዮ ወይ ዩቱዩብ ንኽትሰምዑ ኣብዚ መራኸቢ እዚ ጠውቑ። https://youtu.be/Avd_xTYXSPUmafia_kisha_manky_kassa
እዚኣቶም እዮም እምብኣር እቶም ዕሉላት ገበነኛታት። እዚኦም ድማ፣ሓጎስ ገብረሂወት (ክሻ)  የማነ ገብረኣብ (ህበይ ወይ ማንኪ) ፍሊጶስ (ትዃን) ኣብርሃ ካሳ (ሞሳድ)
ነዚ ሰብዚስ ትፈልጡዎዶ ? ንመላእ ህዝቢ ኣስመራን፣ ብፍላይ ድማ ንህዝቢ ኣውራጃ ሓማሴን ዝምንቊስ ዘሎ ስምኦን ገብረድንግል ኣብ ማዕረባ ትባሃል ንእሽቶ ዓዲ፣ ኣብ ኣውራጃ ኣከሎጉዛይ ተወሊዱ ዝብሃል፣ መበቆሉ ግና ትግራዋይ እዩ።

symon_gebredingil_killerno_

ነዚ ሰብዚስ ትፈልጡዎዶ ?

እዚ ሰብዚ ድማ ብ”የማነ ኣፈወርቂ” ዝፍለጥ ዝተጠመቐሉ ስሙን ስም ኣብኡን ግና ሰለሙን ኣብርሃ ይብሃል።

yemane_afewerki_selomon_abr። ቀንዲ መወለዱን መበቆሉን ክሳብ ለይቲ ሎሚ ዘይፈለጥናዮ ኣራዊት እዩ። ንሱ ካብ 1983 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ክሳብ 1990 ዓ.ም.ፈ. ሓላፊ ስለላ መርበብ ሻዕብያ ኣብ ዞባ ኤውሮጳ ኮይኑ፣ ኣብ ሃገር ጀርመን፣ ብፍላይ ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ኣንዳነበረ ከሎ፣ ኣብ ከተማ ሉድቪግስቡርግ 20 ኪ.ሜተር ካብ ከተማ ስቱትጋርት ዝርሕቀታ፣ ካብ ሓንቲ ጀርመናዊት ሓንቲ ጓል ወሊዱ እዩ። እታ ጓሉ ሎሚ ጓል 28 ዓመት ኮይና ኣላ። እዚ ኣረሜን ሰብዚ፣ ካብ 1991 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ኢሚግረሽን ኤርትራ ተመዲቡ ክሰርሕ ጀመረ፣ ብፍላይ ግና ኣብቲ ገና ብስም ንጉስ ትግራይ የውሃንስ ዝጽዋዕ ኤርፖርት ኣስመራ እዩ እቲ ቀንዲ ቤት ጽሕፈቱ ይነበረ። እቲ ቀንዲ መኽንያት ኣብ ኤርፕርት ምምዛዙ ድማ፣ ኩሎም ካብ ወጻኢ ነስመራ ዝኣትዉ ኤርትራውያን ኣጋይሽ ንምስላይ ንኽጥዕሞ እዩ። ቀንዲ መዝነቱ ድማ ሓላፊ ላዕለዋይ መደበር ፖሊስን ኣስመራን፣ ከምኡ ከኣ  ትሕቲ ኢስያስ እንኮ ገባርን ሓዳግን እዩ። ብተወሳኺ ድማ ነቶም ብኢስያስ ዘይፍተዉ ላዕለዎት መራሕቲ ይቕንጽል። ኣብ ትሕቲ ቊጽጽሩ ድማ ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ 7 ቪላታት ኣለውኦ። እዘን ቪላታት እዚአን ፍሉያት ሰባት ማለት ዝልዓለ ሓላፍነትን ስልጣንን ዘለዎም ግንከኣ ኢሰያስ ክወርደሎም ዝሓልሙ ሰባት ዝእሰሩለን ቪላታት እየን። እወ ብታርጋ ዘይብላ መኪና ተኣርዮም፣ ኣብ ከቢድን ኣቲኻ ዘይትወጸሉ ማእሰርትን ዝዳጎኑለን ቪላታት እየን። ከም ሓላፊ ምርመራ ፖሊስ ኣስመራ መጠን ድማ እዚ ሰብዚ፣ብቐጥታ ካብ ኢሰያስ ዝመጽእ ትእዛዝ ተቐቢሉ ዘተግብር ሓራዲ ማፍያ እዩ። እዚ ድያብሎስዚ ካብ 20 ግዜ ንላዕሊ ንተልኣቪቭ ከይዱ ኣብ ክፍሊ ታዕሊም ሞሳድ ብፍሉይ ትምህርቲ ቅትለትን ቅንጸላን ብፍላይ ከኣ ረቂቕ ታዕሊም ስለላን ኮለኣን ዝተዓለመ ኣረሜን እዩ። መጀመርያ ኮሎኔል ዝብል ካብ ጎይትኡ ኢሰያስ ተሸሙ። ድሕሪ ኣሽሓት ደቀባት ምቕንጻሉ ግና፣ ሎሚ ብሪገደር ጀነራል ኣቢሉ ኣሎ። እወ! ኢሰያስ ሽመት ነቶም ቀንጸልትን ሓረድትን ግንከኣ ብዘይካ ደም ካልእ ዘይሽትቶም ባርባራውያን ኮራኹሩ ባሊቃታት ሽመት ክውስኸሎም ከሎ፣ ብብይሒ ቅንጸላን ቅትለትን መዪኑ እዩ ይሸሞም። ኣብዛ ዘሎናያ እዋን-ኣላሌት ድማ ብፍላይ ንላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍ ድሕሪ ጎይትኡ ኢሰያስ ማለት ብቀጥታ ትእዛዝ ኢሰያስ ተቐቢሉ ዝጻናጸንን፣ዝኣስርን፣ዘእስርን፣ዘቐንጽልን ንሱ ባዕሉ እዚ ኣረሜን ብወዲ ኣፈወርቂ ዝጽዋዕ ሰብዚ ሰለሞን ኣብርሃ ዝብሃል እዩ።

ትርጉምን መንነትን ውድብ  ሃገረ-ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) ትፈልጡዎዶ?
ጭፍራ ወያንኔን ኢህግደፍንከ፣ ኣብቲ ፕሮጀክት ኣይሲስ ISIS እትዋት ከምይኾኑ ትፈልጡዎምዶ?
ንሓይሊ ወይ ውድብ ሃገረ-ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) ት]ዝምሃዙዎን ዘዕጥቑዎን ብፍላይ እተን ሰለስት ስለላ መርበባት ዓለም እየን። ንሳተን ማእከላይ ስለላ መርበ ኣሜሪካ (ስ.ኣይ.ኤ)፣ ስለላ መርበብ ሃገር እንግሊዝ ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ተዋፊሩ ብስዉርን ብጸልማትን ጥራይ ቅያታት ሰርሕ ገዲም ስለላ መርበብ ኤም.ኣይ.6 እዩ። እቲ ሳልሳይ ስለላ መርበብ ድማ ብፍላይ ኣገልጋሊ ዋናታት ገንዘብ ከም ሮትሽልድን፣ ወነንቲ በልዚን ከም ብዓል ስድራቤት ሮክፌለርን ይኾነ ሞሶዓድን እዮም። ብፍላይ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ትካላት ብኣጽዋርን ስንቅን ዕጥቅን ወተሃደራዊ ስልጠናን ክምውሉዎም ከለው፣ ካልኦት ኢንዱስትሪ ኣጽዋር ዘለወን ሃገራት ወይ መንግስታት አውሮጳ ብስዉር ይተሓባበራ እየን። ሃገረ-ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) ብሓቂ ንሓቀኛ ምስልምናን ንረብሓ ኣስላምን ዝቃለስ ውድብ ኣይኮነን። ሓደ ጸራግ መንገዲ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት እዩ። እዚ መሳርሒ ይኾነ ኣይሲስ ISIS፣ ባዕሉ ዝሰርሖ ኣጽዋር ውግእ የብሉን፣ በተን ኣብላዕሊ ይተጠቕሳ ሃገራት ግና ማእለያ ዘይብሉ መስርያን ኣጽዋርን ይውሃቦን ይዕደሎን፣

እምብኣር ክቡራት ኣንበብቲ እቲ ቀንዲ ክንፈልጦ ዘሎና ኣገዳሲ ግንከኣ እዩ ስዉር ሓብሬታ፣ እቶም ንውድብን ሃገረ-ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) ዝምውሉ ስዉራት ሓይልታትን መንግስታትን ከምኡ ድማ ቫቲካን፣ ኣብቲ ሕቡእ እጀንዳኦም ብፍላይ ሃይማኖት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ክጠፍእ ኣለዎ ዝብል ስለዘሎ፣ ነዞም ሰብ ጭሕሚ ወጠጦ ኣልቅሂዳ ሎሚ ድማ “(ኣይሲስ ISIS)” ወይከኣ “ሃገረ-ኣስላም” ዝብል ስም ኣተሚቖም ብምውፋር እዩ። እቲ ሓቂ እኳ እዞ ጭሓማት ተያረብቲ ኣቑሑት እዚኦም እስራኤላውያንን ኣሜሪክዋያንን ኤውሮጳውያንን እዮም፣ ጭሕምን መጎልበብን ገሮም ግን ንህዝቢ ዓለም የዳናግሩው ኣለው። እወ፣ ንህዝቢ ዓለም ንኸታሉል ግና “ሃገር ኣስላም ንዓለም ክቆጻጸር ይሕልም ኣሎ”፣ እንዳበሉ በቲ ድምጺ ሓሶት ዝኾነ ማዕከናት ፕሮፓጋንዳኦም ብምዝርጋሕ፣ንህዝቢ ዓለም የዓንጅሉዎ ኣለው። እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ፣ ነቲ ሃይማኖት ክርስትና ብፍላይ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ከቶ ክሕግዙዎ ኣይተራእዩን፣ የግዳስ መሳርሒ ይገብሩዎ ኣለው፣ መታን ተኻላኺሉ ደው ከይብልን እዮም ዝከላኸሉ።  እቲ ገና ብሕጂ መድብ ዕዮ ኣውጺኦሞ ዘለው ድማ ኣይሲስ ISIS ኣብ ሃገር ሶርያ ብሓይሊ ሩስያ ምስተዳኸመ፣ እቲ ተረፍ መረፍ ድማ ንልብያ ሰዲዶም፣ ካብኡ ኣንዳልሓመ ንሱዳንን ኤርትራን፣ንኢትዮጵያን ብፍላይ እኳድኣ ንኦርቶዲዶክስ ሃይማኖት ንምድምሳስ እዩ። እምብኣር ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ወይድማ ምሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት መዲቦሞ ዘለው መሬትን ባሕርን ባህርያዊ ጸጋን ሃገራት ንምይማት ጥራይ ዘይኮነ፣ ነቲ ቅዱስ ሃይማኖት ኣኦርቶዶክስን፣ ነቲ ውርዝ ባህልን፣ ጭዋ መንነትን ህይቢ ክርስትና ብፍላይ ነቲ ኣብ ኦሪታዊ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ይኣምን ህዝቢ ዓለም ብፍላይ እኳድኣ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራ ግዳይ ኣይሲስ ISIS ንኽገብሩዎ እዩ ዘሎ መደቦም።  እቲ ሙልቲ ሚልዮነር ኮይኑ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብኣማኢታት ዝቝጸር መስጊዳት ኣስላም ዘስርሕ ዘሎ ኣቡኡ ስዑዲ ዓረብ ኣዲኡ ድማ ኢትዮጵያዊት ዝኾነ ድቓላ-ዓረብ (Mohammed Al Amoudi) ሞሓመድ ኣል ኣማውዲ ዝብሃል ወይቶ ሲኣይኤን ሞኢሳድን ይኾነ ውልቀሰብ፣ ብፍላይ ኣብታ ኣማኒት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ዝኾነት ሃገር ኢትዮጵያ፣ ተዋፊሩ ኣሎ። ኣውራ ዕማሙ ድማ ካብታ ንብረት ጻዮናውያንን ሃጸይውያንን ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ ማእለያ ዘይብሉ ባጀት ተፈልዩሉ፣ ኣብ ፈቐዶ ዓድታት ኢትዮጵያ መስጊድ ኣስላም የስርሕ ኣሎ። ወያኔ ድማ ገንዘብ ስለዝኾነ ሃይማኖቶም ነዚ በደውን ድቓላን ይኾነ ሰብዚ፣ ግንክኣ ንብረት ስለላ መርበባትን ኣባል ኣይሲስ (ISIS) ዝኾነ Mohammed Al Amoudi ኣብ ኢትዮጵያ ድላዩ ክገብር ሰለፎም ጢል ኣቢሎም ፈቒዶምሉ ኣለው። ቅድስቲ ኦሪታዊት ኣርቶዶክሳዊት ቤት መቕደስ እትዮጵያ ኣብ ኢድ ወያኔ፣ ወዲቓ ትርከብ ኣላ። እታ ቅድስቲ ኦሪታዊት ኣርቶዶክሳዊት ቤት መቕደስ ኤርትራ ድማ  ኣብ ኢድ ህግደፍ፣ ወዲቓ ትርከብ ኣላ።bahly01000 እቶም ንጭፍራ ኣይሲስ ዝፈጠሩ ማሕበር ሰይጣን ድማ፣ ነዛ ኦሪታዊት ቤት መቕደስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ንምርካስን ንምድምሳስን እዩ መደቦም። ስለዚ ወያኔን ህግደፍን ገና ሰብ ዘይፈለጦን ዘይበጽሖን፣ ኣብ ሜዳ ከለው ኣልቃሂዳ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሎሚ ነቲ ስዉር ኣጀንዳ ኣይሲስ (ISIS) ተቐቢሎም፣ ብስዉር ክተሓባበሩ ንጽዮናውያን ቃል ኣትዮምሎም እዮም። እዚ ሰብዚ ካብ ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካን እስራኤልን ዓባይ ብሪጣንያን ሓራ ዘኾነ ሰብ ድዩ? ወይስ ብኣኣቶም ተመዚዙ ብባጀት መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ዝንቀሳቐስ ሰላዪን ኣባል ኣይሲስ ISISን እዩ?  
ባህልና መለለዪና እዩ። እዚ በረኸታት ክብርታትናን ባህልናዶታ ይጠፍእ?
unbenannt-1ባህልና መለለዪና እዩ። ሓንቲ ካብተን ወረጃ ኤታት ምስ ስልማታን ቊንኣን ኣከዳድንኣን ክንድይኳ የማዕርገላ። እዚ ድማ ሓደ ኣካል ውርዙይ ባህልና እዩ። ነዚ ንምምንቋስ እዮም እምባኣኣር ብዓል ክናናን ምናንን ጭፍራ ህግደፍ፣ ድርዲሪት ተዓጢቖም ኣጥፊእካ ጥፋእ ዝብል መደብ ዕዮ ካብ ጎይተቶም ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ተቐቢሎም ይጽንቱና ዘለው።
bahly01
ኣስተብህል፣
ጭፍራ ህግደፍን ወያኔን ነዚ መደብ ዕዮ ግብረ ሽበራ ሃገረ ኣስላም (ISIS ኣይሲስ)፣ ብስዉር መላፍንቱ ኮይኖም እዮም ዝኽድሙ ዘለው። ንመረዳእታ፣ ኢሰያስ ንክርስትያን ደቂ ከበሳ እንዳጽነተ፣ ነስላም ግና ኣብ መታሕት ይኹን እእብ ስምሃርን ደንከልን ኩናማን ወዘተ. . . የማዕብሎም ኣሎ። ኩነታት ኣስላም ኣብ ኢትዮጵያን እንተተዓዪብናኦ ድማ ኣይከም ቀደሙን። ከመይ ከምዘሎ ብንቕሓት ምክትታሉ ናትና ግደ ይኸውን። እታ ብርኩታ ኣምኒ ላታ! ንኣብነት ሎሚ ቅነ ብፍላይ ኣስላም ኤርትራ፣ ከም ሰልፊ ኣልናህዳ ጀበርትን ካልኦት ኣኽረቲ ሃይማኖት ምስልምና ኤርትራን፣ ኣብ ኣዲስ እበባ ሰሚናር ከካይዱ ቀንዮም። ስለምንታይ ከምዝኾነ ትፈልጡዎዶ ይመስለኩም? እወ! ገርሀኛ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ግና፣ ወያኔን ህግደፍን ፈላልዩ ስለዘደንቆሮም የሎ፣ እቲ ምዕራባውያን ዝምውሉዎ ግብረ ሽበራ (ISIS ኣይሲስ) ግና ካብ ሶርያ ብሓይሊ ሩስያ ተደምሲሱ፣ እቲ ተረፍመረፉ ግና፣ ንቅዲስቲ ኦርቶዲክሳዊት ቤተ ክርስትያን ንኸርክስን ክድምስስን፣ ንስሜንን ምብራቕን ኣፍሪቃ ክልሕም ይሓልም ኣሎ። ስለዚ (ISIS ኣይሲስ) ኣብኦም ገጹ ክዋፈር ምዃኑን፣  ገና ኣይፈለጥዎን ኣለው። ጸረግቲ መንገዲ (ISIS ኣይሲስ) ድማ መራሕቲ ወያኔን ህግደፍን ምዃኖም ገና ኣይተሰቆሮምን ኣሎ። እቲ ካብ ኩሉ የስደምም ድማ እዞ ፕሮፌሶራትን ዶክቶራትን ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ነዚ ሕቡእ ምስጢራዊ ፕሮጀክት፣ ግንከኣ ጽባሕ ብጊሓት ይክሻሕ ኣጸቢቖም ይፈልጡዎ እዮም።
 ክንበብ ዘለዎ ኣገዳሲ ዓምዲ
Nightmare Spreads From Syria To North Africa 
 By Katherine Frink