ኡሁሩ ኬንያታ መን እዪ? ኣብዚ እዋንዚ ኣብ መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዘለው መራሕቲ  ብመደብ ብመሃንድሳት ጽዮናውያን ተመልሚሎም፣ ንባዕዳውያን ንኸገልግ፡ሉ ኣብ ስልጣን ዝመጹ ጥራይ ዘይኮነ፣ ብመደብ ዓሌቶምን መበቆሎምን ኣብቲ ዝገዝኡዎ ዘለው ህዝቢ ዘይኮኑ፣ እንታይ ድኣ ደቓሉ ወይከኣ ቅልውላው መንነት ዘለዎም እዮም። እቲ ቀንዲ ውዲት ድማ፣ ውሉዳትን ኩሩዓትን ደቂ ሃገር እንተድኣ ኮይኖም ንህዝቦምን ንሃገሮምን ንባዕዳውያን ኣሕሊፎም ክህቡ ስለዘይክእሉ እዩ።ንመረዳእታ፣ ሲሲ ገዛኢ ግብጽን፣ ቅድሜኡ ዝነበረ ሑሳኒ ሞባራክን፣ ፋሺስታዊ መላኺ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቅን፣ መራሕቲ ፖሊት ቢሮ ወያኔን ትግራዎትን ኤርትራውያን እምበር ካብቶም ብብዙሕ ህዝቢ ኣምሓራን ኦሮሞን ተቐባልነት ዘለዎም ደቀባት ኢትዮጵያውያን ኣይኮኑን። ንመረዳእታ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ  ሃይለማርያም ደሳለኝ ካብቶም ትሑታት ዓሌት ወላይታ ዝብሃሉ ሚኖሪቲ ዝኾነ እዩ። መብዛሕትኦም ገዛእቲ ኣፍሪቃውያን ደቓሉ እዮም። እዚ ድማ ባዕዳውያን ብመደብ ንረብሓኦም ንኸገልግሉዎም aiሎም ዝኣለምዎ ረቂቕን ግሁድን ማእለማ እዩ። ኣብ ሃገር ኬንያ ግና ንመጀመርያ ግዜ ማaከላይ ዕድመ ዘለዎ ፕረሲደንት ሃገር ኬንያ፣ ጥራይ ዘይኮነ ካብ ብቀጥታ ካብ ኩሩዓት ቤተሰብ ዝመጸ እኳድኣ ወዱ ንጅግና  ጄሞኬንያታ እዩ።  እንተድኣ ፕረሲደንት ኡሁሩ ኬንያታ፣ ብጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ከይተዓንቀፈ፣ ብቕሳነት ንሃገሩ ከመሓድርን ከማዕብልን  በቒዑን ክኢሉን ኣብ ጉዕዞ መራሒ ሃገር ኬንያ ክንዕዘቦ ኢና።
Uhuru Kenyatta.jpg
Uhuru Kenyatta
The President is elected by popular vote in the general election held during August every 5 years. For the election of the President to be determined valid, they must have

  • More than half of all the votes cast in the election

  • At least twenty-five per cent of the votes cast in each of more than half of the counties.

  • ብኡሁሩ ሙዪጋi ኬንያታ Uhuru Muigai Kenyatta

    Famous As: ውሩይ ፕረሲደንት ሃገር ኬንያ President Of Kenya

    Nationality: ሃገራዊ ከንያዊ Kenyan 

    Political Ideology: ስዓቢ ፖሎቲካዊ ስነሓሳብ ኣባልን መራሕን፣ እቲቀደም ናኑ ዝብሃል ዝነበረ ጸኒሑ ተና ዝብሃል ሰልፊ እዩ።Political Party TNA (2012–Present), KANU (Before 2012)

    Birth Date: ብዕለት 26 ጥቅምቲ 1961 ዓ.ም.ፈ. ዝተወልደ፣ ዳርጋ ማእከላይ ዕድመ ዘለዎ ወዲ 56 ዓመት እዩ።October 26, 1961

    Age: 56 Years

    Sun Sign: Scorpio ምልክት ጽሓይ ነፋሒቶ

    Born In: Nairobi ኣብ ናይሮቢ ዝተወልደ

    Father: Jomo Kenyatta ወዲ ጀሞ ኬንያታ

    Mother: Ngina Kenyatta

    Spouse/Partner: Margaret Wanjiru Gakuo

    Children: ኣቦ 3 ቆልዑ Jomo Kenyatta, Jaba Kenyatta, Ngina Kenyatta ዝተባህሉ እዩ።

  • Net Worth:ክሳብ  $500 Million ዝኣክል ሃብቲ ከምዘለዎ ይፍለጥ

    Founder/Co-Founder: Jubilee Alliance ንማሕበር ውህደት ዩቢሌ  ዝመሃዘ እዩ። ካብ ተጻባእቲ መሃንድሳት ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን የድሕኖ።

 ኡሁሩ ወዲ ጅግና መራሒ ሰውራ ኬንያ ነበር ጀሞኬንያታ እዩ።

•ብ1961 ኣብ ኬንያ ተወሊዱ

•እቲ ዝናኣሰ ናይ ኬንያ ፕረዚደንት’ዩ

•ኣባል ሰልፊ ጁብሊ ኬንያ

•ንርእሱ ‘ዲጂታል ፕረዚደንት’ ኢሉ ይሰሚ (ኣብ ማሕበራዊ መራኸታት ስለዝጥቀም)

•ኣብ 2013 ፕረዚደንት ኮይኑ ተመሪጹ

•ኣብቲ ናይ 2007 ምርጫ ኣንጻር ደገፍቲ ራይላ ኦዲንጋ መጥቃዕትታት ወዲብካ ተባሂሉ ተኸሲሱ ነይሩ

•ነቲ ክሲ ናይ ምዕራባውያን ውዲት’ዩ ብምባል ይነጽጎ

•ኣብ ኣሜሪካ ብፓለቲካዊ ስነ-ፍልጠትን ስነ-ቁጠባን ተማሂሩ

•ወዲ እቲ ናይ ኬንያ ቀዳማይ ፕረዚደንት ዝነበረ ጆሞ ኬንያታ እዩ

•ኣስታት $500 ርእሰማል ብምውናን ሓደ ካብቶም ዝሃብተሙ ኣፍሪቃውያን ምዃኑ ይንገረሉ

•ኣቦ 3 ቆልዑት’ዩ

•ብዓልቲ ቤቱ ድማ ማርጋረት ኬንያታ ትበሃል