ሓደ ህዝቢ ብሓደ ገዛኢ ውሑድ ግዜ ክታለል ይኽእልዩ፣ ብዙሕ ግዜውን ክታለል ይኻልዩ፣ ንዘልኣለም ክታለል ግን ከቶ ኣይክእልንዩ። እዚ ብህዝቢ ኤርትራ ከይተሓርየ፣ ብኢደወነኑ ን27 ዓመታት ኣብ ማፍያዊ መንግስቲ ተወጢሑ ንህዝቢ ዘሳቒ ዘሎ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ግና ንዘልኣለም ንህዝቢ ኤርትራ ንኸዳናግሮ ገልዳሕ ይብል ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራ ብንቕሓትን ብልቦናን ንኢሰያስ ከለልዮ ኣለዎ። ህዝቢ ኤርትራ ተሳሒሉ ዝበልሐ ህዝቢ እዩ። ንርእሱ ኮይኑ ድማ ንካልእ ክኸውን ዝኽእል ህዝቢ እዩ። ሎሚ ግና ብሰንኪ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገሩ ጓና ኮይኑ ይነብር ኣሎ።
Recent Comments