እታ ፋብሪካ ሓሶት ዝኾነት ትካል ስለላ መርበብ ሰላዪ ኢሰያስ፣ ግንከኣ ብባዶ ሰለስተ እትፍለጥ ትካል ሓሶት፣ ነቶም ማእለያ ዘይብሎም ጀጋኑ ደቀባት ኤርትራ፣ እኳድኣ  እቶም  ገዳይም ተጋደልትን ላዕለዎት  ሓለፍቲ ሰበስልጣን ህግደፍ፣ብትእዛዝ ኢሰያስ ብስሚ ተሰሚሞም ወይ ብመርዚ ተመሪዞም ዝሓለፉ ክንሶም፣ “ገለ ብሃንደበት ሓሚሞም ተሰዊኦም፣ ገሊኣቶም ከኣ፣ ሕማም ልቢ ወሲዳቶም”፣ ወይ ድማ ብሓደጋ መኪና ሞይቶም ኣንዳበለት ኣብዘን ዝሓለፋ28 ዓመታት ክትሕሱ ከሪማን ሓግያን እያ።

ዋዕላ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

https://youtu.be/jpvZ4q6DwtY

ክቡራት ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ መርበብ ሓብሬታ ደቀባት ኤርትራ፣ እስከ በሉ፣ ካብቶም ብትእዛዝ ኢሰያስ ብዙሓት ግንከኣ ውሑዳት ካባኣቶም፣ ብመዚ  ተመሪዞምን፣ ካብ ማኪና ጸዲፎምን ዝጠፍኡ ደቂ ሃገር፣ ብከምዚ ዝስዕብ ዝርዝር ከነቕርበልኩም።

-ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ወጻኢ ጉዳያት ብኣብ ሽጋራ ዝኣቱ መርዚ ተመሪዙ ሞይቱ።
-ሳልሕ መኪ ሚኒስተር ጥዕና ኣብ መግቢ ዝኣተወ ስሚ ተሰሚሙ ሞይቱ።
-ዓንደሚካኤል ኣማሓዳሪ ከተማ ኣስመራ፣ ካብ 4ይ ደርቢ ኣጽዲፎም ቀንጺሎሞ/
-ሰይድ ባረ ኣማሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ፣ ኣብ መግቢ ዝኣቱ መርዚ ተመሪዙ ሞይቱ።
-ዓብደላ ዳውድ “ኣልኮሊዛቶ ገባእኮ” ኢሉ ዝደረፈ፣ ተመሪዙ ሞይቱ።
-ዓማር ሼኽ ጋዜጠኛ ዓረብ ብኻራ ዝተቐትለ ኣብ ቃኘው
-ብ/ጄነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ) ኮነ ኢሎም ብመኪና ሓደጋ ከምዝቕንጸል ኮይኑ።
-ቫይናክን ደሱ ተስፋጽዮንን (09)
ብመኪና ሓደጋ ከምዝቕንጸል ኮይኑ።

ፈላስፋ ገጣማይን ደaሳይን ዶክቶር ርእሶም (ኣለውና፣ ኣለዋና) ብረቂቕ ውዲት ኣብ ሆስፒታል ተሰሚሙ ሞይቱ።

-ጉጅለ 15 13 11 ዳርጋ ብምልኦም፣  ኣብ ኢራዒሮ ሰመናዊ ባሕሪ ተዳጒኖም ኣለው።
-ጉርጃ
-ቁሱን
– ገሬ ሓላፊ ሰንበል ትካል ሓጺንን ዕንጨይትን
– ኮሎኔል ያቆብ ተኽለኣብ ስለያ ሓ/ባሕሪ
– ኮሎኔል ጊላይ ጋርድ ናይ ፕረዚደንት ኣብ ኣሜሪካ ምስኡ ገይሹ ሬሳ ኮይኑ ዝተመለሰ
– ብ/ጀ ገ/ሂወት ዘሚካኤል /ወድ ሊቀ/
-ስነጥበባዊ ኢሰያስ ጸጋይ
-ስነጥበባዊ የማነ ባርያ ኣብ መስተ ዝኣቱ መርዚ ተመሪዙ ሞይቱ።
-ስነጥበባዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ኣብ ቀዪሕ ባሕሪ ብጒጅለ ቅንጸላ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ባሕሪ ኣጥሒሎም ትንፋሱ ኣሕሊፎሞ።

ካብ ሃብታማት ሰብ ጸጋ

-ሳምሶም ኣምጻእን ልኣኽን ብጥዪት ተቐንጺሉ።
-መሓመድ ሓጎስ ዋና ፋብሪካ ኦሞ ኣብ መንገዲ ሽ

ግርኒ መገዲ ባጽዕ ብሓደጋ መኪና ሞይቱ።
-ፍቕረ ኣምጻእን ልኣኽን ብጥይት ተቖልዩ ሞይቱ።
ጀነራል ስብሃት ኤፍሬም፣ ብትእዛዝ ኢሰያስ ብጥዪት ተቐንጺሉ ሓሊፉ።

ኣብ መግዛእቲ ሰላዪ ባዕዳውያን ኣሰያስ፣ ኣብዛ መሬት ኤርትራ ዘይተነግረምበር ዘይተገብረስ የልቦን።

ኣብ ጽቕጽል ብሰፊሑ ክንገልጾ ኢና።

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ

30.06.2019 ዓ.ም.ፈ.