ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብሓቂ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ሓራ ከውጽኦ ድዩ ንሜዳ ኤርትራ ወፊሩ፣ ወይስ መተካእታ ንጉስ ሃይለስላሴ ኮይኑ ንባዕዳውያን ከገልግል?

ምድረ-ባሕረነጋሲ (ምድረ-ታህጋርያን፣ ምድረ ሓማውያንን ሴማውያንን (ሓማሴን)፣ እዛ ካብ 1890 ብኮሎንያል ጣልያን “ኤርትራ“ ዝብል መጸውዒ ስም ዝተዋህባ፣ ብመቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ህግደፍ ከኣ “ሓደስ ኤርትራ“ ዝተባህለት፣   ሎሚ እዛ ዓዲ ኩሩዕ መንነት፣ ዓዲ ጀጋኑ፣ ዓዲ ርትዓዊ እምነት፣ ዓዲ ኣስላምን ክርስትያንን፣ እሞ ከኣ ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደለት ክነሳ፣ ሎሚ ግዳይ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ኮይና፣ ኣብ ጻዕሪ ሞት ትርከብ ኣላ።

እስከ  መግዛእቲ “ሓዳስ ኤርትራ“ ኣብ መዋእል ሕገ-ኣልቦ ጭፍራ ህግደፍ ወይ መላኺ ኢሰያስ፣ ካብ ኩሎም እኩባት ወረርታን ገዛኣታን ዝሓሸ ድዩ ዝገደድ ምዃኑ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተተንቲኑ ዘሎ ታሪኻዊ ትንተና ነስተብህለሉ።

እቶም ንኤርትራ ብመትከል ሃራ ክትከውን ዘይደልዩ መራሕቲ መንግስቲ ኣሜሪካ እዞም ዝስዕቡ እዮም።


John Fitzgerald Kennedy
ብ29 ግንቦት 1917 ተወሊዱ ብ22 ሕዳር 1963 ዓ.ም.ፈ. ብውዲታዊ
ኢድ ወነንቲ ባጤራን ባንክታትን ተቐንጺሉ።(May 29, 1917 – November 22, 1963)

ዋላኳ ተባዕን ሓላዪ ሃገራት ኣሜሪካ እንተነበረ ኣንጻር ወነቲ ባህርያዊ ጽጋ ዓለምን ፌደራላዊ ባንኪ ኣሜሪካን ዝኾኑ
ይሁዳውያን ብትብዓት ስለዝተቓወመ በቶም ማሕበር ጸልማት ተቐንጺለ። ብዛዕባ ኣኣብ ኣኤርትራ ዝነበሮ መርገጽ ግና ጆን ኤፍ ከነዲ
እዝዩ ዘይፍትሓዊ እዩ። ተመራመርቲ ታሪኽ ክምስክሩ ከለው ግና፣ እታ ንጉስ ሃይለስላሴ “ኤርትራ
መሬታምበር ህዝባ ኣየድልየናንዩ ዝበላ ሕማቕ ዘረባ፣ካብ ጆን ኤፍ ከነዲ ዝቐድሓ እዩ”።ካብቲ ጆፍ ኬነዱ ዝተዛረቦ
ዘረባታት ሓደ ከምዚ ይብል፣- Geography has made us neighbors. History has made us friends. Economics has made us partners, and necessity has made us allies. Those whom God has so joined together, let no man put asunder. John F. Kennedy   ብትግሪኛ ድማ፣  ብጆግራፊ ጐረባብቲ ኰንና፣ ታሪኽ ኣተዓራሪኹና፣ ቍጠባ ከኣ ብጾት ገሩና፣ ባህርያዊ ሕጊ’ውን ኪዳናዊ ሓድነት ፈጢሩልና። እቶም ኣምላኽ ዝጸንበሮም ሰብ ክፈልዮም ኣይክእልን’ዩ። ጆን ኤፍ. ከነ

George H. W. Bush presidential portrait (cropped).jpg               
ሎርጅ ቡሽ ፕረሲደንት ኣሜሪካ ከሎ         ኣብ 94 ዕድሜኡ ዓሪፉ ኣብቲ መወዳእት ዕድሜኡ ኣብ ሆስፒታል ከሎ ከምዚ ይመስል ነበረ።
George Herbert Walker Busህ ብ12 ሰነ 1924 ዓ.ም.ፈ. ተወሊዱ ብ2018 ዓ.ም.ፈ. ከኣ ዓሪፉ።
ሎርጅ ቡሽ መበል 41 ፕረሲደንት ሃገራት ኣሜሪካ ኮይኑ ነርባዕተ ዓመት ማለት ካብ 1889 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ
ክሳብ 1993 ዓ.ም.ፈ.  ነበረ። ንብዙሕ ዓመታት ድማ ዳይረክተር ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ኮይኑ ኣገልጊሉ።
ጆርጅ ቡሽ ተኻታተልቲ ስለላ መርበ ኣሜሪካ  ከምዝገልጹዎን ንሕናውን ከምዘርከብናሉን፣ ብ1980 ዓ.ም.ፈ.
ንሱዳን ንካርቱም ዋና ከተማ ሃገር ሱደን ከም ዝመጸን፣ ክሳብ ከሰላ ከምዝበጽሐን፣ ምስ መራሕቲ ወያኔን ሻዕብያን
ተራኺቡ፣ ድማ፣ ንውድብ ተ.ሓ.ኤ. ካብ ሜዳ ኤርትራ ተላፊኖም ንኸውጽኡዋ ውዕል ከምዝተሰማምዐን ይፍለጥ።
ብኡ መሰረት ድማ ወያኔን ሳዕብያን ተላፊኖም ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ካብ መሬት ኤርትራ ንሱዳን ከምዘብጹሑዋ
ታሪኽ ዘረጋግጾ ሓቂ እዩ። ስለዚ ጆርጆ ቡሽ ድማ ብልዑላውነት ዘይኣምን ኣሜሪካዊ ብዓል ስልጣን ነበረ። ጽሓፍቲ ታሪኽ
ከምዘረጋግጹዎ እቲ ንሂሮሺማን ናጋሳክኒ ኣቶም ቦምብ ዝደርበየ ፓይሎት ሓደ ጆርል ቡሽ ከምዝነበረ ይገሉ።
ጆርጅ ቡሽ ሓደ ካብቶም ወነቲ በልዚንን ጋዝ ሓደ ርእሰማላዊ ወዲ ተክሳስ እዩ። ከም ዳይረክተር ማእከላይ ሰለላ መርበብ
ኣሜሪካ ድማ ዓቢ እጃም ከምዝተጻወት ይንገረሉ።

In Defense of Henry Kissinger - The Atlantic

ሄንሪ ኪሲንጀር መበቆሉ ኣብ ሃገር ዝተወልደ ይሁዳዊ እዩ። እቲ ኣብ ታሪኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ልዑል እጃም
ዝተጻወተ ብዓል ስልጣን እዩ። ሄንንሪ ኪሲንጀር ብልዑላውነት ኤርትራ ብፍጹም ዘይኣምን ብዓል ስልጣን እዩ።
ሄንሪ ኪሲንጀር ሎሚ ዕለት 15 ግንቦት 98 ዓመቱ ኣብዒሉ።

ብስፍሕ ዝበለ ሓበሬታ ንምርካብ እስከ ኣብዚ ጠውቑ