ክቡርወዲ ማይኍጓይላ ደበሳይ፣

ተደንከለ እምበር ኣ ይተ ደፍአን ከምዝብሃል፣ በትሪ ሙሴ ብቆርበት ተሸፊና፣ ኣብ ሰርወ ኣደራሽ ተሓቢኣ ንብዙሕ ዘመናት ጸኒሓ። ሎሚ ግና መዓልታ ቆጺራ ኣብ ኢድ ክቡር ሓውና ፈላስፋ  ተስፋጺዮን  ኣትያ። ተዓወት! ብየማናይ ኢድካ ከምሙሴ ዕተራሞ፣ በትርኻ ኣብ ኢድካ ተመን ከኣ ኣብ እግርኻ ስለዘሎ ግና፣ በታ በትርኻ ገርካ ከምታ ሙሴ ንተመን ፈርዖን ዝውሓጦ፣ በትርኻ ድማ ነዞም ጫውጫውዝብሉ ዘለው ኣትማን ጎዱፍ፣ በቲ ታሪኻዊ ኣስተምህሮኻ ጥራይ ርእሲ ርእሶም በሎም።  ንተድኣ ሃተፍተፍ ኢሎም እንጣጢዕ ጸዓዘጋ ጣዕጣዕ እንተበለ፣ ብሓደ መጉእ ጥራይ እዩ ዝጉዳእ ነይሩ ኢልካ ጥራይ መልሰሎም። ወይከኣ እታ በትርኻ ገበልኮይና ክትውሕጦም ትኽእል እያ ትምኢልካ ጥaይተዓዘቦም። ኣይትተሃመል ኣጽኒዕካ ሓዛ።ንሕና ከኣ እብ ጎኖኻ ደውኢልና ኢና።

ዓወት ንደቂ ኣግኣዝያን

ብሓልዮት ደቀባት ኣግእዝያን ኣትያን