ጽዮናውያንን ቫቲካንን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም፣ ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያንን ሃይማኖት ኦርትዶክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖትን፣ እንታይ ከምዝፈጸሙ ትፈልጡዎዶ? እቲ ልኡኽ ባዕዳውያንን መሳርሒ ቫቲካንን ጽዮናውያንን ኢሰያስ ኣፈወርቂኸ፣ ንብጹእ ወቅዱስ ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጠንዮስ፣ ዝተወልድሉ ዓዲ ሕምብርቲ ኣብ ኣውራጃ ሓማሴን ዝርከብ፣ ካብ 27. Mai 2007 ክሕይሮም ከሎስ፣ ካብ ጽዮናውያንን ቫቲካንን ዝተዋህቦ ትእዛዝ ምዃኑ ምናልባት ሓሲብኩምሉዶ ትፈልጡ? እዩ እምብኣር!!!!

እቲ መጀመርያን መወዳእታን ኣማኒ ቅኑዕ ሃይማኖትን፣ምዕባሌን እቲ ኣብ ከባቢ ፈለግ ኒል ዝነብር ህዝቢ ምዃኑ፣ ተመራመርቲ ታሪኽ ኣረጋጊጾሞ እዮም። እቶም ቀንዲ ዩሁዳውያን ዝብሃሉ ዓሌት ድማ ንሶም እዞም ኣብ ከባብ ግብጽን ኤርትራን ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝነብሩ ዘለው፣ ህዝብታት እዮም። እቶም ብስም “ዩሁዳውያን ኢና “ዝብሉን፣ ኣምሆ ዘመን ነክርስቶስ ዝሰቐሉን፣ ሎሚ ድማ እስራኤል ትብሃል ሃገር መስሪቶም፣ ንዓለም ዘጨንቑ ዘለዉ፣ ግንከኣ ካብ ኤውሮጳ ሃገራት ተኣኻኺቦም ንደቂ ጳለስጢና ደምሲሶም፣  ብዓመጽ ዝተሃዘቡ ፣ ኣብ ጣኦትን ኣብ ምንዝርናን፣ ጥንቆላን፣ ግብረሰዶምን ብፍላይ እኳድኣ፣ ኣብ  ድያብሎስ ዝኣምኑ ድኣምበር፣ ኣብ ቅኑዕ ኣምላኽስ ኣሚኖም ኣይፈልጡን aዮም። እታ ቀንዲ ተሓባባሪቶም ድማ እታ ቫቲካ እትብሃል እንዳ ድያብሎስ እያ። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕዝን እቶም ቀንዲ ጸላእቲ ህዝቢ ኣፍሪቃን እምነት ኦርቶዶክስን፣ ጽዮናውያንን ቫቲካንን እዮም። እቲ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣፍሪቃ ብስዉርን ብውዲትን ዝፍጽምዎ ዝነበሩ እከይ ግብሪ፣ እንሆ ሎሚ ግና ድሕሪ ክንደይ ዘመናት ብግህዶ እቲ ጒዶም እንዳተገልጸን እንዳተቐክልዐ ይመጽእ ኣሎ።

ኣብዚ በጺሕናዮ ዘሎና፣ መዋእል እቲ ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ተዋፊሮምሉ ዘለዉ ወፍሪ፣ ውግእን ወረ ውግእን ግብረሽበራን፣ ክታበት ስምን፣ ምቕያር ባህርያዊ ዘርእታትን ፈልስን፣ ምዝንባዕን ምድቓልን ባህርያዊ ዘርኢ ወድሰብን ጥራይ ዘይኮነስ፣ ንኣእምሮ ደቂሰባት ብረቂቕ ክቆጻጸሩዎ ገልዳሕ ይብሉ ምህላዎም እዩ። ንኣእምሮ ወድሰብ እንተድኣ ተቖጻጺሮሞ ድማ፣ ንመንነትን ህላዌን ወድሰብ ንኽቆጻጸሩዎ ቀሊል እዩ። ሽዑ እቲ ህዝቢ ፈዛዝ ሕብረተሰብ ጥራይ እዩ ዝኸውን። እንተድኣ ብንቍሓት ኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ተኻታቲልናዮ፣ ብሰንኪ ልኡኻት ሳጥናኤል ጋንታ ህግደፍ፣ ህዝቢ ኤርትራ ዳርጋ ፈዚዙ እዩ ዘሎ። በቶም ክናናን ምናናን ጭፍራ ባዶ ሰለስተ ህግደፍን፣ ጎይቶቶም ጽዮናውያንን ካብቲ ቅያ ዝሰርሖ ታሪኻዊ ጅግንነቱ ፣ ብማይንድ ኮንትሮል ገሮም ኣፍዚዞሞ ንዕዘብ ኣሎና።

ኣብ መጻሕፍቲ ታሪኽ እንተድኣ ብግብእ ተወኪስና፣ እቶም ቀዳሞት ባረዩ ዝነበሩ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ኣይኮኑን። ዝተፋላለየ ሕብሪ ቆርበት ዝነበሮም ደቂሰባት ባረዩ ነይሮም እዮም። ንኣብነት፣ ቀይሕ ሕብሪ ቆርበትን፣ ብጫ ሕብሪ ቆርበትን ዝነበሮም ደቂ ሰባት፣ ቅድሚ ባርነት ኣፍሪቃውያን ባረዩ ነይሮም እዮም። ታሪኽ ከምዝሕብሮ፣ ኲናት ኣብ ዝግበረሉ እዋን፣ እቲ ሓያል ዝስዓት ወይ ወተሃደራዊ ሓይሊ ዝነበሮ፣ ነቶም ስዒሩ ዝማረኾም ምሩኻት፣ ቀጥታ ከምጥሪቱ ባረዩ እዩ ዝገብሮም ነይሩ። ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ እቶም ቀዳሞት ኣብ ግብጺ ባረዩ ዝነበሩ ዩሁዳውያን እዮም። ህንጻታት ፒራሚዳትን ኣብያተ መንግስቲ ፍሮእዖንን ይሰርሑን፣ ጓሶት ጥሪት ፈርኦናውያን ከምዝነበሩ እዩ ታሪኽ ዝምስክሮ። ድሕሪ ክንደይ ባርነዊ ስቓይ ድማ ሓደ ሙስየ ዝተባህለ ይሁዳዊ፣ ነቶም ከም ባረዩ ኮይኖም ኣብ ትሕቲ ሰበስልጣን ፈርኦናውያን ዝጭቆኑ ዝነበሩ እስራኤላውያን ሓራ ከምዝወጽኦም ይፍለጥ።

ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ፣ እቶም ቀንዲ ህዝብታት ደቂ ሰባት፣ ካብ ስሃራ ንደቡብ ዝርከቡ እዮም ዝነበሩ። ካብ ደቡብ ግብጺ ዝርከብ ፈለግ ኒል፣ ኣብ መሮየን ፑንትን፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሳብ ኡጋንዳን ደብብ ኣፍሪቃን እዮም ነይሮም።

እቲ ዘምናዊ ወድሰብ መበቆሉ ካብ ምድረበዳ ስሃራ ንታሕቲ ዝርከብ ቦታ እዩ። ንሱ ድማ ቅድሚ ቶም ባንቱስ፣ ኔግሮስ፣ሆቴቶትስ ከምኡውን ቡሽማን ዝብሃሉ ኣፍሪቃውያን እዩ ዝነበረ። ካብ 1619 ክሳብ 1920 ቅ.ል.ክ. ኣፍሪቃውያን ተመንቊሶም እዮም። እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ፣ እቲ ስኑዕ ታሪኽ ኤውሮጳውያን ከምዝሕብሮ፣ ኣዶልፍ ሂትለር መራሒ ሃገር ጀርመን ነበር 6 ሚልዮን ይሁዳውያን መንቊሱ ዝብል ጽውጽዋይ እዩ። እቲ ሓቂ ግን ካብ 30 ሚልዮን ዝበዝሑ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን፣ በቶም “ጻዕዳ ሕብሪ ኣሎና” ኢሎም ዝብድዑ፣ ግንከኣ ሙጒሊ ዝመስል ሕብሪ ቆርበቶም፣ ብፍላይ “ይሁዳውያን ኢና” ብሃልቲ ግንከኣ ዘይኮኑ፣ ካብ ቱርኪ ካዛርያ ዝመጹ ጸኒሖም ጽዮናውያን ኮይኖም ገንዘብን ንግድን ዝወነኑ፣ ብጅግንነትን ብተፈጥራዊ ሓይልን ቅርጺ ኣካላትን ኣፍሪቃውያን፣ ጸሊም ቆርበት ዝቐንኡ፣ ካብ ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዝርሓቑ፣ ማሕበር ሰይጣን፣ብመደብ መንቊሶሞም እዮም።

ማሕበር ካቶሊክ፣ ችቫቲካን ድማ ቀንዲ ጸላኢት ኦርቶዶክስን ጸሊም ቆርበትን እያ።

 እቲ ካብ 31 ኦክቶበር 1503 ዓ.ም.ፈ.ክሳብ 21 የካቲት 1513 ዓ.ም.ፈ. ን9 ዓመታትን 113 ምዓልታትን ኣብ ስልጣን ዝነበረ፣ ስም ጵጵስንኡ፣ ዩልዩስ 2 ወይከኣ ፓፓ ዩልዩስ ሰኩንዱስ ዝብሃል ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያ ቫቲካን፣ ክውለድ ከሎ ድማ መጸውዒ ስሙ ጁልያኖ ደላ ሮቨረ ዝብሃል ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ባረዩ ከምዝጠለበ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ቫቲካን ካብ ጥንቲ ጀሚሮም፣ ብግብሪ እምነት ድያብሎስ እምበር እምነት ኣምላኽ ዘይብሎም፣ ናምነት ተዋህዶ ሃይማኖት ከጥፍኡ ዝሓልሙ ማሕበር ዮም። ቫቲካን እታ ቀንዲ ዓሌታዊ መርገጽ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣፍሪቃ ዘለዋ ትካል ጽዮናውያን እያ።

Pope Julius II.jpg                                          Julius II Papa IULIUS Secundus

ከምኡውን፣ ንኣብነት፣ ኮሎንያል ጣልያን ብ1886/87 ዓ.ም.ፈ. ንኤርትራ ክወሩ ክብገሱ ከለዉ፣ እቲ ሽዑ እዋን ካብ 1878 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ክሳብ 20 ሓምለ1903 ን25 ዓመታትን 150 መዓልታት ስልጣን ጳጳስ ጨቢጡ ዝነበረ

 Leo XIII.jpg
ጳጳስ ሌዎ 23 Papa LEO XIII
እዚ ትርእዩዎ ዘሎኹም ብስም ጳጳስ ሌዎ 23 Papa LEO XIII ዝጽዋዕ ዝነበረ፣ ንሃይማኖት ተዋህዶ ንኽድምስሱን፣ ነቲ ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዘለዎ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኽወሩን፣ ንኮሎንያል ጣልያን ብ1886  መሪቑን ባሪኹን እዩ ኣፋኒዩዎም። ብ21 ጥሪ 1887 ዓ.ም.ፈ. ድማ ምርቓን በረኸትን ጳጳስ ከይዓጀቦም፣ ጀጋኑ ኤርትራውያን፣ ነቲ ጀጃዊ ሰራዊት ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ግምባር ዶጓሊ መላስ ኣውያት ዘይብሉ ተሳዒሩ እዩ። ብድሕሪ ኲናት ዶጋሊ ድማ ኣብ ኲናት ዓድዋ ሰራዊት ኮሎንያል ጣልያን ኣብ መንጎ 3 ስዓታት aዩ ተሳዒሩ። ድሕሪኡ ግና መሃንድሳት ኲናት ኮሎንያል ጣልያን ብነፋሪት ስሚን ጋዝን እንዳነስነሱ፣ ንህዝቢ ኢዮጵያ ብምጽናት፣ ብጀነራል ግራስያኒ ተመሪሑ ሰራዊት ኮሎንያል ጣልያን ንኣዲስ ኣበባ ኣተወ። ብመኽንያት ስዕረት ኣዶልፍ ሂትለር ድማ፣ ኮሎንያል ጣልያን ንዘልኣለም ንኢትዮጵያን ኤርትራን ክገዝኣ ዝነበረ መደቡ በተን ሽዑ ዝነበራ “4 ሓያላት መንግስታት” ዝብሃላ (ኣሜሪካን እንግሊዝን ሩስያን ፈረንሳን) ተሳዒሩን ሓፊሩን ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተሰናበተ። ሎሚ ግና መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን፣ ገረብ ብሓኽላ፣ ንጭፍራ ህግደፍ ልኢኾም ዛጊት ንህዝቢ ኤርትራ ኣላሽ ከብሉዎ ገልዳሕ ይብሉ ኣለው። 

እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ግና፣  ብዘይካቶም ካብ ብኣእምርኦም ብኸብዶም ዝሓስቢ ፕሮፌሰራት ደቂ አርትራ፣ ግንከኣ መሳርሒ ጽዮናውያን ኮይኖም ዘገልግሉዎም ዘለው፣ መብዛሕትኡ ዝህዝቢ ጸላኢኡ ቫቲካንን ጽዮናውያንን ምዃኖም ገና አየስተብሃሉሉን ኣሎ። ምዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮም ይመጹ፣ ከምዝብሃል ግና፣ ድሮ እቲ ውዲታዊ መደብ ዕዮ ጽዮናውያንን ቫቲካንን ዛጊት ምስጢሩ እንዳተቐልዐ ይመጽእ ኣሎ። ገና እውን ክቕላዕ እዩ። መኽንያቱ ድማ በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን ስለዝኾነት። ንኹሉ ድማ ከነርክበሉ ኢና።

197-Benedict XII.jpg

Benedict XII Benedictus

ቅድሚዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ክልተ ጳጳስት ቫቲካንዝነበረBenedikt XII ዝብሃል ጳፓስ ድማ፣ ነቲ ኣብ የሩሳሌም ኣብቲ ጎልጎታ ዝብሃል ክርስቶስ ዝተቐብረሉ ቦት ዝብሃል ዝነበረ፣ ጥንታዊ ቤት መቕደስ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ምስ ብዝህሕ ክቡር ስልማቱ ዝነበረ፣ እዚ ጳጳስ እዚ ብምልኡ ዝመትዎ ኢሉ ስለዝኣዘዘ፣ ሮማውያን ብምልኡ ስላማትን ክቡር መጻሕፍትን ታቦትን ዘሚቶም ንቫቲካን ኣግዒዞሞ።

 ብሓልዮት መጽናዕትን ምርምርን መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ  9 ሓምለ 2017 ዓ.ም.ፈ.