ስለምንታይ እዩ ኲናት ኣብ ሃገት ኣዕራብ ወይ ማእከላይ ምብራቕ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኢራቅን፣ ሶርያን ተባሪዑ?

ነቲ ብሃገረ ኣስላም (ISIS) ዝጽዋዕ ኣስላማዊ ኣኽራሪ ሓይሊ ግብረ ሽበራ፣በየኖት መንግስታት እዩ ዝምወ?

እቲ ዝልዓለ ተክኖሎጂካዊ ኣጽዋር ንሃገረ ኣስላም (ISIS) ዝጽዋዕ ኣስላማዊ ኣኽራሪ ሓይሊ ግብረ ሽበራ መንዩ ዘዕጥቖ?

መልሲ ናይዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቒሶም ሕቶታትን ኣብዚ ዝስዕብ ቪድዮ ስምዑዎ።

ግድነት ክስማዕ ዘለው እዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ ብፍላ ንማእከላይ ምብራቕን ምስፍሕፋሕ ዓባይ እስራኤልን 

Someone Secretly Redrawing the Middle East for a Hidden Agenda?

Is a radical ideology other than Islam orchestrating a systematic redefinition of the Middle East? Today Rick details this nefarious agenda and later, Fior speaks with a 12 year old Iraqi Christian who escaped the jihadist force backed by this hidden cabal. The team also discusses the “ISIS” drone attack against Russia, Google employees planning secret trials to oust conservatives, and the latest revelations with Fusion GPS and the Trump dossier.

Today’s Audio Streamcast. Click the audio bar to listen:

ብፍላይ ኣብ ከባቢ ሲናይን፣ ሶርያን፣ ኢራቕን ስዑዲ-ዓረብን: ብሓፈሻ ድማ ኣብ ከባቢ ማእከለይ ምብራቕ ዝነብር ህዝበ-ክርስትያንን፣ኣስላምን ኣህሊቖም፣ካብ ጆርዳንን ሶርያን ስዑዲ ዕረብን፣ ኢራቕን፣ግብጽን መሬት መናጢሎም፣ይኣይ ጽባሕ ብጊሓት ከምዚ ኣብዚ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ካርታ፣  “ሓዲሽ ዶብን ካርታን ዓባይ እስራአል” ንምሕንጻጽ እዩ እት ኣውራ ሕልሚ ጽዮናዊት እስራኤል።