ፍትሒ ጎዲሉኒ ዝብል ተቃዋሚ፣ ንፍትሕን፣ ንቅዋምን፣ ንዲሞክራስን፣ ኣብ መቐለ ከይዱ ድዩ ዝርከበን?? ኤርትራ ተቃዋሚ ዝብሃል ከም ዘይብላ፣ እቲ መኸተ ኣብ መንጎ ሃገራውያንን፣ ኣብ መንጎ ሃገር ዝሸጡን ጒሓላሉ ጥራይ እዩ ዘሎ። መድረኽ መልክዑ ቀዪሩ፣ እዩ። ህግደፍ ባዕሎም ጉልባቦም ዝቐልዑ ወያኔን ህግደፍን ጥራይ እዮም። ወያኔ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ እዮም። ኣብ መንጎ ሸየጢ ሃገርን መጫንውቶምን ዘይተርፍ ኲናት ክጅምር እዩ። ካብ ምንታይ ተበጊስኩም ኢኹም ትቃለሱ ዘለኹም??

ይኣክል!! ሓደ ቁማርተኛ ኣብ መወዳእታ ግዜ ምስ በተኸር ጥራይ እዩ ክርዳእ ዝኽእል። ጉዳይ ኤርትራ ንብዙሕ ግዜ ዝኸደ ጸወታ ቍማር እዩ። ሎሚ ግና ድሕሪ ክንደይ ኣረባራብ ጉዱ ተቐሊዑ እዩ። ስልዚ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ተመክሮኡ ተማሂሩ፣ ነዞም ክናናን ምንናናን ብግቡኣ ለልዩ ክምክቶም መድረኽ ይጠልቦ ኣሎ።

 ሰዓቱ ዝኣኸለ ምቅላዕ ንተቓወምት ኢና በሃልቲ፣ብድሕረይ ሳዕሪ እይትብቆላ ኢልኩም፣ ዕንክሊል ትብሉ ዘለኹም፣ ህዝቢ ኤርትራ ብግቡእ ኣለልዩኩም እዩ።

 ታሪኽ ሒወት ወዲ ጣባ 2ይ ክፋል፣

ንኢትዮጵያ ዝገዝኣ ዘሎ፣ ኣብ ሽሮ ሜዳ ዝርከብ ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ሲ.ኣይ.ኤ. እዩ። ወያእኔ ድኣ ተውሳኺቶም፣ ንገንዘብ ህዝቢ ኢትይጵያ ንኽዘምቱን፣ ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ንኸጽንቱን ዝተመልመሉ፣ ንብረት ሲ.ኣይ.ኤይ እዮም።

ቃለ ምሕታት ወዲ ጣባ፣ ምስ ራድዮ ኤርትራ ምስ ናዝ ፣ብዕለት 20.05.2017 ዓ.ም.ፈ.

ቀዳማይ ክፋል፣ ተወሳኺ ኣብ ባህልና

 

ግዜኡ ዝኣኸለ ምቅላዕ ንተቓወምቲ ኢና ብሃልቲ

 

ብሓልዮት መርበብ ደቀባት ኤርትራ፣ 04.11.2017 ዓ.ም.ፈ.