ብሞት ዘይኮነስ በቲ ብሕጂ ዝመጽእ ሕልፈታት ብኸዩ!

በሉ እምብኣር፣ ሕጂ ከኣ እቲ ንማእለያ ዘይብሎም ደቂ ሃገር ኣብ ምእከል ካርቱምን ከሰላን ዘቐንጽል ዝነበረ ሓለቓ ቀንጸልቲ፣ ሰመረ ርእሶም ኢምባሲ ኢሰያስ ኮይኑ እዲስ ኣበባ ተሸሙ!እስከ ነዛ ብኣምሓሪኛ ቋንቋ ቀሪባ ዘላ ቪድዮ፣ መራሒ ሃዲሙ፣ ከም ሓኽሊ ድማ፣ በላይ ዘለቀ ግና ንሃገሩ ዓንጻር ኮሎንያል ጣልያን መኪቱ ለቢሙ። ድሕሪ ስዕረት ኮሎንያል ጣልያን ግና፣ እቲ ንጀጋኑ ኣርበኞች ኢትዮጵያውያን ጠንጢኑዎም ንኤውሮጳ ሓኪሉ ዝነበረ ሰላዪ ንጉስ ሃይለስላሴ፣ ንጅግና በላይ ዘለቀ ቀንጺሉ ኣብ ስልጣን ደየበ።

ካብቲ ስዉር ዓላማን መደብ ዕዮን ስምምዕ ኢሰያስን ዶር. ኣቢዪ ኣሕመድን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ካልኦት ከተማታት ክልላት ኢትዮጵያ ወይ ክፍለ ሃገራትን ክነብሩ ዝጸንሑ፣ ግንከኣ ንተልእኾ ኢሰያስ ዝቃወሙን ትካላት ዘለዎምን ኤርትራውያን በብሓደ ንምቕንጻል  ከምዝኾነ ዘይርዳእ ሰብ እንተሎ ግርህነትን ዕሽነትን ጥራይ እዩ። ሎሚከኣ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ 30 ዓመታት መሪር ቃልስን፣ ድሕሪ 27 ዓመታት ዕመተ ምትላልን ውዲትን፣ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንስውኣት ለጊጹ ምስ ኢትዮጵያ ተደiርና ይብል ኣሎ። ዋርሳይ ዓራት ንጉስ ሓይለስላሴ።

እስከ ፈኸራ ኣምሓራ ከኣ ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቪድዮ ተኻታተሉ።

Worku Andualem – Shillela | ሽለላ – New Ethiopian Music 2016 (Official Video)

https://youtu.be/87eNXlox7lA

ሰመረ ርእሶም፣ እቲ ካብ 76 ክሳብ 1990 ዓ.ም.ፈ.  ኣብ ምእከል ካርቱምን ከሰላን ዓሪዱ ንንጹሃት ሃገራውያን ዘቐንጽል ዝነበረ ሓለቓ ቀንጸልቲ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢምባሲ ኢሰያስ ኮይኑ፣ቤት ጽሕፈት ከፊቱ ይብሃል ኣሎ። ድሕሪ ሰመረ ርእሶም ኢንባሲ ህግደፍ ኮይኑ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዉ፣ ንማፍያዊ መርሒ ኢሰያስ ዝቃወሙ ኤርትራውያን በብሓደ ከምዝቕንጸሉ ክትዕዘቡ ኢኹም። ስምምዕ ኢሰያስን ዶር. ኣቢዪን እምብኣር ንሰላምን ንፍቕርን  ዘይኮነ፣ እቲ ግብረ ሽበራ ህግደፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ቀደሙ ንምቕጻል ጥራይ እዩ። ሓባእ ቒስሉ ሓባእ ፈውሱ ከምዝብህላ፣ ኢሰያስ ክሳብ ዘሎ ዘመነ ሽበራን ቅንጸላን ክቕጽል እዩ። እቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ዘለው ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ ኤርትራውያን እምብኣር፣ ከም ኣባጊዕ ፋሲካ ብሰመረ ርእሶም ቅድሚ ምሕራዶም ንሰመረ ርእሶም ክቕንጽሉዎ መድረኽ ይጠልቦም ኣሎ። ካብኡ ሓሊፉ ብፍላይ ብሓገዝ ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካን፣ ስለላ መርበብ ኤም.ኣይ.6 ዓባይ ብሪጣንያን፣ ስለላ መርበብ እስራኤልን ሞሳዕድን፣ ብፍላይ ከኣ በቶም ብስም  ብ”ጭፍራ ህዝባዊ ድሕነትን” ሃገራዊ ድሕነትን” ዝፍለጡ ዓሳኽር ወያኔን፣ ሻዕብያን፣ በብሓደ ከምዝቕንጸሉ ዘየጠራጥር እዩ። ከምኡውን እቶም ደቂ ገርሂ ልባ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲና ክነግድ ኢና ዝብሉ ደቂ ገርሂ ልባ ድማ ረሳኦም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተርፍ ክንሕብሮም ንፈቱ።

Semere Russom: The Alleged Notorious Killer of Khartoum is now in Addis Ababa

S. Hiyab
The Eritrean dictator, Isaias Afeworki, has the other day appointed Semere Russom as his Ambassador in the Ethiopian capital, Addis Ababa, where many Eritreans opposed to the repressive regime in Asmara have taken refuge since a long time. This is a sincere warning to

them and other Eritreans who intend to visit Addis Ababa in the future.

Semere Russom was dictator Isaias Afeworki’s envoy in the Sudan for many years since the mid-1970s. Prominent political and military leaders of the ELF were among the many victims inside the Sudan of Semere and his boss, Isaias Afeworki, in the years before and after independence. For example Yemane Teklegiorgis, a veteran EPLF fighter and member of its security outfit (Halewa Sewra) was with Semere Russom the day Haile Gharza was murdered inside Khartoum in 1984. Yemane, now an author of a book on those and similar grisly killings organized by Semere Russom in the Sudan, will hopefully retell the story himself as he already did in writings and his bold interviews with Eritrean opposition mass media.

Among Semere’s ELF victims were:
1.)  Haile Gharza
2.)  Saeed Saleh
3.)  Woldedawit Temesghen
4.)  Idris Hangela
5.)  Mahmoud Hasseb

But Haile Gharza was not the only victim of Semere Russom and his master, Isaias Afeworki. Earlier on 5 June, 1983, Saeed Saleh was murdered in Kassala. Woldedawit Temesghen fell on 20 July 1985 followed by the murder of Idris Ibrahim Hangala on 20 September 1985; Mahmoud Hasseb on 3 September 1989.

Even the former leader of the ELF army, Abdalla Idris, was targeted personally by Semere Russom in Khartoum although the targeted figure could skillfully escape death.