ዕድሜኡ 54 ዝኾነ ኢጎር ሸፈርድ [Igor Shepherd] ሩስያዊ ክኢላ ስነ-መርዚ [Toxicologis] – ጸረ ኮቪድኣይዲ ወይ ኮሮና ቫይረስ ተባሂሉ ተቐሪብ ዘሎ ክታበት፣ ዓሌትን ዘርእን ሕዝቢ ዓለም ንምጽናት ዝተፈብረኸ ድምጺ ዘይብሉ ኣጽዋር ውግእ እዩ ክብል ኣጋሊጹ።

እዚ ዕድሜኡ 54 ዝኾነ ኢጎር ሸፈርድ [Igor Shepherd] ሩስያዊ ክኢላ ስነ-መርዚ [Toxicologis] -ኮይኑ ሞያኡ ልዑል ወተሃደራዊ ሕኪም [Russian military doctor] ሩስያ እዩ። ነዚ ካብ ክፍላ የካቲት 2020 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ኣብ መላእ ዓለም ዝተዘርግሐ፣ ብፍላይ እኳድኣ ቁጠባዊ ቅልውላው ኣብ መልእ ዓለም ኣስዒቡ ዝርከብ ዘሎ ብ”ኮሮና-ቫይረስ” “ተጻባኢ ባልዕ” ዝፍለጥ “ተላባዒ ሕማም” ንምፍዋስ ተባሂሉ ተዳልዩ ዘሎ ክታበት፣ ንዘርኢ ህዝቢ ዓለም ንምጽናት ብመደብ ዝተፈብረኽ ኣጽዋር ውግእ እዩ ክብል ብግህዶ  ኣጋሊጹዎ።

ውላኳ ኣብዛ ክልተ እዮም ነይሮም።  1 ንነብረላ ዘሎና ዓለም፣ ካብ ቅድመ ልደተ ክርስቶስ ጀሚሩ ውግእን ዕግርግርን ብቕጻሊ እንተነበረ፣ ካብቶም ዓበይቲ ውግኣት ዓለም ግን፣ ካብ 28 ሓምለ 1914 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ክሳብ 11 ሕዳር 1918 ማእለያ ዘይብሎም ሕዝቢ ዘህለቐ ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ ተባሪዑ ማእለያ ዘይብሎም ህዝብታ ኤውሮጳ ኣህሊቑ። እቲ ብ2ይ ኲናት ዓለም ዝፍለጥ ኲናት ድማ ካብ ዕለት 01 መስከረም 1939 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ  ኣብ 26። ሓምለ 1945 ኣብቂዑ። እቲ ኩiናትቲ ካብ 200 ሚልዮን ህዝብታት ዝበልዕ መሪር ኲናት ነበረ።

ስለዚ ቀዳማይ ኩናት ዓለም ሓሊፉ 2ይ ኩናት ዓለም ስዒቡ ንሱውን ዝበልዕ በሊዑ ኣብቂዑ። ዓለም ድማ ድሕሪ 2ይ ኩናት ዓለም፣ ካብ 1945 ዓ.ም.ፈ. ክሳብ የካቲ 2020 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ዝልዓለ ምዕባሌ በጺሓ። ሒጂ ግን

ሎሚ ድማ መቐጸልታ 2ይ ውግእ ዓለም፣ ብሳልሳይ ኲናት ዓለም ክግለጽ ዝኽእል ብዝረቐቐ ውዲት ዝካየደሉ መስርሕ ንዕዘብ ኣሎና። እወ፣ ሓደ ካብቲ ምስርሕ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ዓለም ኣብ ራዕድን ፍርሕን ሸሚምካ፣ ብሕማም ኮሮና ጥራይ ከምዝሓስብ ገርካ ሓዲግ መዲግ ከምዝኸውን ምግባር እዩ። ብርግጽ ኩለን ማዕከናት ዜና ዓለምን፣ ምራሕቲ መንግስታት ሃገራት ዓለምን፣ ትካላት መድሃኒ ፋርማ ኢንዱስትሪን፣ ሓካይምኒ ተላፊኖም ረቂቕ ፕሮፓጋንዳ ከካዪዱ ንዕዘብ ኣሎና።እዚ ተርእዮ እዚ እናተራእየ ግና፣ ሓፋሽ ዝቢ ዓለም ክሳብ ሎሚ ብሰላማዊ ሰልፍታት ገሩ ነዚ ውዲታዊ ወፍሪ እዚ ክምክቶ ኣይበቓን። ጥራይ ምጽባይ ግን!!

ብሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ፣ ብዙሓት ሊቃውንቲ ዓለም ከምዘረጋገጹዎ፣ “ዓላማ እዚ ብኮሮና ቫይረስ ኣሳቢብካ ዝኸይድ ዘሎ ወፍሪ፣ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ካብ 8 ቢልዮን 80% ብኽታበት ኣጽኒትካ፣ ኣብ ዓለም 500 ሚሊዮን ሰባት ጥራይ ንኽነብሩ እዩ ተባሂሉ” እዩ ይብሉ። ብተወሳኺ ክሕብሩ ከለው እዞም ሊቃንትን ካiላታት ሕክምናን፣ እዚ ወፍሪ እዚ ሳልሳይ ውግእ ዓለም ኢልካ ክትርጎም ይኽእል እዩ ይብሉ።

እዚ ውዲታዊ ወፍሪዚ፣ ንቁጽሪ ሕዝቢ ዓለም ብመርዛም ክታበት ከቲብካ ንምጒዳል፣ ተባሂሉ ዝተፈብረኸ ውዲታዊ መደብ ዕዮ እዩ። እወ፣ ንወዲሰብ ከም ባርያ ጌርካ ኣብትሕቲ ቁጽጽርካ ንምእታዉ እዩ።

እተን ቀንዲ ክፍጹሙወን ተመዲበን ዘለው ፕሮግራማት ድማ 4 እየን።

ንሳተን ድማ እዘን ዝስዕባ መደብ ዕዮታት እየን፤

1ይ. ቁጠባ ዓለም ንድሕሪ መሊሽካ ከምብሓዲሽ ምህንጽ

2ይ. ትካላት ኢንዱስትሪታት ብ4 ወለዶ ስም ከምብካልእ ኣገባብ ምህናጽ

3ይ. ምሕደራ ዓለም ብእንኮ ማእከላዊ መንግስቲ ገርካ ምግዛእ

4ይ. ፖለቲካ ኣካባቢ ኢንቫይሮመንት ብኻዲሽ መልክዕ ምቕያር

ዛጊት ኣብዚ እዋንዚ ተጀሚሮም ዘለው ወፍርታት ድማ፣ ባራትን ኣብያተ መግብን ዓጺኻ፣ ንዋናታት ባራትን ኣብያተ መግብን ነጊዶም ከይነብሩ፣ ኣድኪኻ ተጸበይቲ ምጽዋት መንግስቲ ምግባር። ነቶ ኣብ ባራትን ኣብያተ መግብን ሠቂሎምን ከዲሞምን ዝነብሩ ሰራሕተኛታት ከኣ ንምብታኽ  ብግህዶ ይርእ ኣሎ።

ምስዚ ዓንቀጽ እዚ ዝተሓሓዝ ብእንግሊዝኛ ቋንቋ ዝተዳለው መግለጺ ኣብዚ ጠዊቕኩም ተኻታተሉ

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቅባት ኤርትራ 08 ታሕሳስ 2020 ዓ.ም.ፈ.