ክቡራትን ክቡራንን ተኻታተልቲ መርበብ ሓባሬታ ደቀባት ኤርትራ፣ መንነትና ንምፍላጥ ዝሕግዘና ኣስተምህሮ፣ ብተመራማርን ኣጽናዕን ሓውና በዅረጽዮን ዝተዳለው ቪድዮታት፣ ንመበገሲ ካብ ቍ. 1 ክሳብ ቍ. 20 ቪድዮታት  ብዝርዝር ነቕርበልኩም ኣሎና’ሞ ሰናይ ምክትታል።

መንነትናን ታሪኻዊ ኣመጻጽኣናን፣ባህልናን ሃይማኖትናን ብግቡእ እንተድኣ ፈሊጥና ጥራይ ኢና፣ ስለምንታይ ንጠፍእ ከምዘሎና ክንርዳእ ንኽእል፣ ጸላእትና ብግቡእ ድሕሪ ምፍላጥና ጥራይ  ኢና ንመሰልናን ባህልናን መንነትናን እምነትናን ንኸይበርስ ክንከላኸል እንኽእል፣ ካብ ዝብል ተበግሶ እንሆ  ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ቪድዮ   ነቕርበልኩም ኣሎና።

ቦኽሪ ቅድመ ምዕባሌን ቅድመ ታሪኽን ቋንቋን ሰነዳዊ መግለጽን ኤሪትራን ኢትዮጵያን፣ ብመእምር በኵረጽዮን  በዅረጽዮን

Pre-historic development of the languages & scripts of Eritrea and Ethiopia ካብ ቀዳማይ ምዕራፍ ክሳብ 15 ምዕራፋት  ብዝርዝር እንሆ

ካልኣይ ምዕራፍ

ሳልሳይ ምዕራፍ

ራብዓይ ምዕራፍ

5ይ ክፍሊ

6ይ ክፍሊ

ሻብዓይ ምዕራፍ

ሻሙናይ ምዕራፍ

ታሽዓይ ምዕራፍ

ዓስራይ ምዕራፍ

መበል 11 ምዕራፍ

መበል 12 ምዕራፍ

መበል 13 ምዕራፍ

መበል 14 ምዕራፍ

መበል 15 ምዕራፍ

መበል 16 ምዕራ፣

ፍኖተ ታሪክ መንነት ኀበሳ/ሐበሣ/ሐበሻ ካብ መእምር

መበል 17 ምዕራፍ

ምዕራፍ 18 

ምዕራፍ 19

ምዕራፍ 20

መበል 21

መበል 22

መበል 23

መበል 24

 

መበል 25 ምዕራፍ