Undressing, a well dressed Lie!
ዕሩቕ ክነሱ ግንከኣ ጽቡቕ ዝተኸድነ ሓሶት።

ብዶክቶር ረይ ሃጂንስ ተጸኒዑ ዝተዳለወን ዝቐረበን ቪድዮ።
“በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን”

እስከ ነዚ ብዶክቶር ረይ ሃጂንስ ቀሪቡ ዘሎ ቪድዮ ንከታተሎሞ፣ እየናይ እዩ  እቲ ሓቂ፣ ኣየናይከ እዩ እቲ ሓሶት ፈሊና ክንርዳ መታን ክንክእል። ብጽቡቕ ክዳን ዝተሸፈነ ሓሶት ሓቂ ማለት ኣይኮነን። ይኹን እምበር ተመራርና እቲ ሓቂ ኣየናይ ምዃኑን፣ ግንከኣ ነቲ ብውሕሉል ሜላን ውዲትን፣ንሓቂ ኣብ ሓሶት ለዊጡ፣ ንህዝቢ ዓለም ዘደናገረ ሓይሊ ንኽንፈልጥ ሓላፍነት ነፍሲወከፍና እዩ። ሓቂ ብርእሳ እንተተቐብረት፣ ብእግራ ትቕልቀል፣ ከምዝብሃል፣ ኩሉ ግዜ ንሓቂ ንሓቂ ካብቲ ዝተቐብረቶ ኲዒቱ ዘውጽእ መስርሕ ውድዓዊ ሓቂ እዩ።

 

Dr. Ray Hagins – The Truth Is Unbelivable The Truth is unbelievable! The Lamplight Grupe, Inc. proudly presented ሓቂ ኣይትእመንን እያ። ድሕሪ ነዊሕ ምርምርን መጽናዕትን ግና ሓቂ ትርከብ እያ።