ክሳብ መርዛም ክታበት ኮሮና ንኸትበኩም: ኣብ ገዛኹም ተዓጸኹም ጽንሑ። ድሕር ግን ተሰሪዕኩም መርዚ “ፈውሲ” ኮሮና ክትክተቡ ኢኹም!! እዚ ሕማም ተላባዒ ኮሮናቫይረስ እንዳተባህለ ዝባራዕ ዘሎ ዓለምለኻዊ ፕሮፓጋንዳ, ንህዝቢ ዓለም ንምርዓድ ኣምበር: ሕማም ተላባዒ ኮሮና ዝብሃል የልበን። Revelation 12:9 “….that old serpent, called the Devil, and Satan, which deceiveth the whole world.”God is Perfection in all things. They invert all things: Sickness is health; ugly is beautiful, false is true, injustice is justice, hate is love, misery is bliss, and vice versa.

In order to succeed, this would have to be a strictly stratified society with its rigid caste system, in which those who serve do so willingly and those who rule do so wisely and well in the common interests of all.

Eugenics ካብ ቋንቋ ግሪኽ ዝወጸ ቃል ኮይኑ ጭዋ ወለዶ ብህለትዩ። እዚ ኣምርዚ ብግሪኻዊ ፈልስፋ ፕላቶ ቅድሚ 2400 ዓመታት ዝተጀመረ ነበረ። እዚ ፍልስፍናዚ ብዛዕባ ምጽናዕቲ ዘራእቲ  ወይ መበቆል ደቂሰባትን፣ ማሕበራዊን ዝምልከት ትምህርቲ እዩ። እቲ ቀንዲ ጽንሰሓሳብ እዚ ፍልስፍናዚ ድማ ንሕብረተሰብ ተጽዕኖ ዝኾኑ ሰባት፣ ማለት ንሕብረተሰብ ሸኸም ዝኾኑ “undesirable” qualities (termed “negative” eugenics) ሰባት ከም ስንኩላት ወይ ሕሙማት ሰባት ኣልጊስካ፣ ነቶም ጥዑያት ዝኾኑ “desirable” traits (termed “positive” eugenics) ጥራይ ካምዝፋረዩ ምግባር ዝብል ነበረ። እዚ ማለት ድማ ብዝሒ ህዝቢ ምጒዳል እዩ ዓላምኡ።


Platon (Old Greece Πλάτων Plátōn, Latin Plato;  428/427 BC)

Thomas Robert Malthus ዝተባህለ እንግሊዛዊ ፈላስፋ ብግምት ብ14 ወይ 17 የካቲት 1766 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ዎቶን ዱርኪንግ ዝተባህለ ቦት ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተወልደ። ብ29 ታሕሳስ 1834 ዝሞተ እንትግሊዛዊ ፈላስፋ ነበረ። እዚ ሰብዚ ኣብቲ ብግሪኻዊ ፈላስፋ ፕላቶ ዝጀመሮ መጽናዕቲ ወለዶን ዓሌት ወዲሰብ ተመርኲሱ ምርምሩ ጀመረ።

Thomas Robert Malthus

 PRINCIPLE OF POPULATION ዝብል መጽሓፉ ድማ ዓለም (መሬት) ብጂኦመትሪ  ብትርብዒት ሜተር (ትርብዒት ሜተር) እያ ትዕቀን፣ ወዲሰብ ድማ ብቚጽሪ  (mathematics) እዩ ዝዕቀን ካብ ዝብል ኣምር ተበጊሱ: ትንታኔኡ ይጅምር። እቲ ትንታኔኡ ድማ መጎታዊ እዩ ዝነበረ። ስለዚ ኣምብኣር ቶማስ ሮበርት ማልቱስ፣ ኣብቲ ብ1798 ዓ.ም.ፈ. መሰረታዊ መምርሒ ህዝቢ (Essay on the Principle of Population) ዝብል መጽሓፉ ዘዳለዎ ሓተታ፣ ብዝሒ ሓደ ሕብረተሰብ፣ ንቊጠባዊ ምዕባሌ ሓደ ህዝቢ ጠንቂ  ቊጠባዊን ማሕበራዊን  ክኸውን ስለዝኽእል፣ ክጎድል ኣለዎ::

መኽንያት፣
ንኣብነት፣ ሓንቲ 40 ትርብዒት ሜተር ዝግፍሓታ ገዛ ሓንሳብ ምስተሰረተትን ምስተሃንጸትን፣ ካብቲ ዘላቶ ስፍሓት ኣይትውስኽን እያ። ወድሰብ ግን ከምታ ዕቅንቲ ገዛ ከይተባዝሐ ዘይኮነስ፣ እንዳተፋረየን) እንዳተራብሐን ስለዝኽይድ፣ ቁጽሩ ወይ ብዝሑ እንዳዛየደ እዩ ዝኸይድ። ማለት፣ ክልተ ሰብ ሓዳር (ሰብኣይን ሰብይትን) 4 ቆልዑ እንተድኣ ወሊዶም፣ እቶም 4 ቆሉዑ ድማ እንደገና ምስዓበዩ ኣርባዕተ ቆልዑ ወሊዶም፣ እቲ ብዝሒ ሕብረተ-ሰብ ወይ ህዝቢ መግቢ ወይ ቁጠባ ኣይክኣኽሎን እዩ ይብል። ብማተማቲክስ ፕሮግረስዮን እንዳወሰኸ ስለዝኸይድ: እቲ ቁጠባ ወይ መግቢ ድማ እንዳበዝሐ ክኽይድ ስለዘለዎ፣ ቁጠባዊ ጸገም ክፍጠር እዩ ይብል ቶማስ ሮበር ማልቱስ። ኣብዚ መጎታዊ ኣምርዚ ተመርኲሱ እምብኣር ቶማስ ሮበርት ማልቱስ፣ እታ መሬት ነቲ እንዳተራብሐ ዝቕጽል ሕዝቢ ንሓዋሩ ክትኣኽሎ ስለዘይትኽእል ክጎድል ኣለዎ። ስለዚ እቲ መስርሕ ምጒዳል ድማ ብውግእን፣ ብጥሜትን፣ ብሕማምን ክኸውን ኣለዎ ዝብል ስነሓሳብ ኣዳላወ።

ቻርለስ ሮበርት ዳርዊን ዝተባህለ እንግሊዛዊ ተመራማሪ ስነፍልጠት (ፈላስፋ)ብ12.የካቲት 1809 ዓ.ም.ፈ. ክሳብ 1882 ዓ.ፈ. ዝነብር ዝነበረ: ኣብቲ THE ORIGIN OF SPECISE ዝብል ዘዳለዎ ክልሰሓሳባዊ መጽሓፉ: ከምዚ ዝስዕብ ኢቮሉሽን ቲዮሪ ኣቕሪቡ። ካብቲ ብዙሕ ተመራሚሩ ዘቕሮቦ መጽናዕታዊ ምርምራት ወይ ክልሰሓሳብ ሓደ እቲ ብ1864 ዓ.ም.ፈ. ዘቕረቦ Survival of the Fittest :ከምኡውን ብ1852 ዓ.ም.ፈ. ዘቕረቦ”Theory of population“ ዝብልን  ክልሰ-ሓሳብ፣ ምስዚ ዝቐርብ ዘሎ ትሕዝቶ ዓንቀጽ ዝመሳሰል ስለዝኾነ ለሊና ኣውጺኣና ከምዚ ዝስዕብ ክንጠቅስ ኢና።


ቻርለስ ሮበርት ዳርዊን


ብሕጽር ዝበለ እቲ ዝሓየለ ጥራይ እዩ ዝድሕን ይብል። እዚ ማለት ድማ ንኣምነት ኣብ ኣግራብ ጥራይ ዘሎዎ ቦታ ሓንቲ ጂራፍን ሓንቲ በጊዕን ክነብራ ዝኽእላ: እታ ነዊሕ ክሳዳ ጂራፍ ካብቲ ገረብ ቆጽሊ ቀንጢባ ክትጸግብ ከላ: እታ በጊዕ ግን ካብ ነዊሕ ገረብ ኣንጢጣ ቆጽሊ ክትበልዕ ስለዘይትኽእል: ክትነብር ኣይትኽእልን እያ ማለቱ እዩ። ኣብዘ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ዝኸይድ ዘሎ መግዛእትን ምሕደራን እንተድኣ ንዕዘቦ ኣሊና፣  ኣብቲ ቻርለስ ዳርዊን ዘዳለዎ ክልሰ ሓሳብ ዝተመርኮሰ መምርሒ ሒዘን እየን ኩለን ሓያላት ዝብሃላ ሃገራት ዓለም ንባህርያዊ ጸጋ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝዘምትኦ ዘለዋ። እወ፣ እቲ ዝሓየለ እዩ ባህርያዊ ጸጋ እቶም ድኹማት ዘሚቱ ሃብቱ ዘደልብ ዘሎ። ሓቂዶ ሓሶት? ንመረዳእታ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ዘመነ ባርነት ጀሚረን: ክሳብ ኮሎንያል መግዛእቲ፣ ካብ ኮሎንያል መግዛእቲ ጀሚረን ክሳብ ኮሎንያል መግዛእትን፣ ክሳብ ሃጸይነትን ጽዮንነትን፣ ከምኡውን ክሳብ ሎሚ፣ ከምቶም ኢውሮጳውያንን ኣሜሪካውያንን ኣጽዋርን ሓይልን ስለዘይብለን፣ ሃብተን ተጓሕጒሑ ንኤውሮጳን ንኣሜሪካን ዝውሕዝ ዘሎ። ህዝቢ ኣፍሪቃ ድማ ዘይተኣደነ ባህርያዊ ጸጋ ተዓዲሉ ከሎ: ኣጽዋርን ቴክኖሎጂን ስለዘይወነነ፣ ተጸባዪ ኮይኑ ይነብር ኣሎ።

Sir Francis Galton ዝተባህለ እንግሊዛው ተመራማሪ፣ ብ16 የካቲት 1822 ዓ.ም.ፈ. ተወሊዱ: ክሳብ 1911 ዓ.ም.ፈ. ይነብር ነበረ። እቲ ዓውዲ ምርምሩ ድማ፣ ባህርያዊ (Eugenik)፣ ዘርኢ ወድሰብን፣ ጆግራፍን፣ መትሮሎጊን፣ ከምኡውን፣ ኣእምራዊ ክእለንትን (ኢንተለጀንስን)፣ ተውህቦ ፍሉይ ክእለትን ክኸውን ከሎ፣ ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ኣፍሪቃ እዩ ዝመራመር ነይሩ። ንሱ ወዲ ሓወቡኡ ንቻርለስ ዳርዊን እዩ ዝነበረ። ተወሳኺ ዝገበሮ መጽናዕቲ ድማ ብዛዕባ ስነ-ኣእምራዊ ምርምር ነበረ። ከምኡውን ብዛዕባ  ብልሓትን ልቦናን (Intelligence quotient) ተባላሕነትን (Kreativity) ዓሚቚ ምርምር ዘካየደ ተመራማሪ ነበረ። እቲ ቀንዲ ዓላማ መጽናዕቱ ድማ: ብሉጻት ሰባት ጽዓዱ ምዃኖም ኮይኑ ብስነኣኣምራዊ ሜላ ገርካ ብኸመይንሓደ ሕብረተሰብ ክትቆጻጸሮ ከምትኽእል  መጽናዕቱ  ዘካየደ ተመራማሪ ነበረ። ኣብዚ በጺሕናዮ ዘሎና ዘመን ስነኣምራዊ ወፍሪ ኣብ ዝልዓለ ጥርዙ በጺሕ ከምዘሎ ክነስተብህል ንኽእል። ብርግጽ እቲ Sir Francis Galton ዝተመራመሮ ብዛዕባ ስነኣምራዊ ትሙርቲ: ንኣዎንታዊ ስራሕ እንተዝውዕል ነይሩ: ኣብ ዓለም ገጂፍ ሓባራዊ ጥቕሚ መምጸኤ ነይሩ። እቶም ነዞም ኩሎም ዘዋፍሩዎም ዝነበሩ ግና እቶም ሕቧኣት ሕይልታት ንዓለም ዝገዝኡዋ ስለዝኾኑ እቲ ኩሉ ካብ ፕላቶ ግሪኻዊ ፈልስፋ ጀሚሩ ክስብ ሎም ዝተኻየድ ምርምርን መጽናዕቲን: ንረብሂኣኦም ጥራይ ውዑሉው ክኢሎም።

Margaret Sanger ዝተባህለት ኣሜሪካዊት ከም ነርስ ኮይና ከተገልግል ድሕሪ ምጽናሓ ብ1942 ዓ.ም.ፈ. ሓደ ምክልኻል ወሊድ ዝብል ማሕበር መስሪታ:: ምክልኻል ወሊድ ክግበር ኣለዎ ድኻታት ክወልዱ የብሎምን ዝብል Planned Parenthood መስረተት። ኣብዝ ጎኒ ጎኒ ፍልስፍናኣ እቶም ጭዋታት ዓሌት ግና ክባዝሑ ኣለዎም ዝብል ፍልስፍና ሒዛ እያ ተበጊሳ። እቲ ተበግሶ ግና ከምቶም ካልኦት ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስናዮም ፈላስፋታት ብድሕሪት ኮይኖም ዘዋፈሩዋ ሕቧኣት ሓይልታት ነይሮምዮም። እቶም ብሉጻት ኢሎም ንነብሶም ዝቕርቡዋን ክነብሩ እቲ ድኻን ክጸንት ቀንዲ ዓላማኦም እዩ።

Thomas John Watson, Sr. ብ17 የካቲት 1874  ኣብ Campbell, New York;ተወሊዱ::  ካብ ስኮትላንድ ብ1840 ዓ.ም.ፈ ንኣሜሪካ ዝተሰደ እንግሊዛዊ ወዲ ስኮትላንድ እዩ ዝነበረ። ብ 19 ሰነ 1956 ዓ.ም.ፈ. ድማ ዓሪፉ። እዚ ሰብዚ ካብ ክሰብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣሜሪካዊ ብዓል ትካል፣ ማለት ማናጀር ትካል ኣይቢኤም (IBM.) እዩ ዝነበረ። ኣብ እዋኑ እቲ ልዑል ኣሜሪካዊ ነጋዳይ ነበረ።


Thomas John Watson, Sr.
Thomas John Watson, Sr. ኣብ ጀርመን ብናዚ ዝተባርዐ 2ይ ኲናት ዐለም: ኣንጻር ፖላንድ ዓቢ ኢድ ዝነበሮ ወናኒ ትካል ኣይቢኤም (IBM.) ዝነበረ እዩ። ኩሎም ጀነራላት ጀርመን ብናዚ ተወንጂሎም ኣብ ቤት ፍርዲ ኑርንበርግ ንሞት ክፍረዱ ከለው Thomas John Watson, Sr. ግን: ቀንዲ ተዋስኣይ ናዚ ክነሱ ብነጻ ንግዲ ትካል (IBM.) ከካይድ ቀጸለ። እዚ ድማ ግሁድ እዩ ብድሕሪ ቶማስ ጆን ዋትሶን ስዉራት ሓይልታት ከምዝነበሩ። ኣብ መወዳእታ ምስ ኣረገ ነቲ ትካል IBM ንወዱ ቶም ዋትሶን ኣውሪሱዎ።

William “Bill“ Henry Gates III ብ 28. Oktober 1955 ኣብ Seattle,California USA  ዝተወልደ፣ ኣሜሪካዊ ወናኒ እቲ 110 ቢልዮን US-Dollar ዝግመት ትካል ሚክሮሶፍት እዩ። ስለምንታይ ቢልግይት ወናኒ ማይክሮሶፍት ክኸውን በቒዑ ንዝብል ሕቶ ድማ፣ ቢልገይት ካብ ማይቤት ቶማስ ጆን ዋትሶን ስለዝኾነ፣ ምስጢር ሲስትም ኣይቢኤም ሶፍትዋረ ብቐሊሉ ክረኽቦ ስለዝኸኣለ እዩ። መኽንያቱ ኣዲኡ ወላዲቱ ንቢልገይት ድማ ኣብ ዝልዓለ ጽፍሒ ትካል ኣይቢኤም (IBM) ትሰርሕ ስለዝነበረት ነቲ ምስጢር ንምቕዳሕ ቀሊል ስለዝነበረ እዩ። ቢልገይት እቲ ሲስተም ፕሮግራም ካብ ኣይቢኤም (IBM) ቀዲሑ እዩ ማይክሮሶፍት ሶፍት ዌር ዝምሃዘ። ቢልጌት ኣብዚ እዋንዚ ወናኒ ክሳብ 110 Milliarden US-Dollar ዝግመት ትልካል ሚችሮሶፍት ጥራይ ዘይኮነን፣ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዝውንኖ Bill & Melinda Gates Foundation ዝብሃል ትካል ድማ ኣሎዎ። እዚ ትካልዚ ኣስታት 37 US-Dollar ቢሊዮን ዝግመት ካፒታል ኣሎዎ።


William “Bill“ Henry Gates III 
ራዛ ናየቡኡ ሓዛ!

ምስ ብዓልቲ ቤቱ  Bill & Melinda Gates Foundation ኣስታት 28 ቢልዮን
ዝግመት ይውንኑ። ነዚ ኣብ ቆርበት ዝጠብቕ ኤለክትሮኒክ ቺፕ ድማ ድሮ እታ ቢልጌትን ሮክፈለር ትካል [The Rockefeller Foundation] እያ ተካይዶ ዘላ። ቢል ጌት  ካብ ማይቤት ቶማስ ዋትሶን ኣዩ:: ኣቡኡ ንቢልጌት ዊልያም ገይት ድማ ኣክያዲ ስራሕ (ማናጀር) እቲ ማሕበር ወይ ትካል  eugenics፣ Planned Parenthood [Pro Familia]። እዚ ትካልዚ ኣብ ካብ 65 ንላዕሊ ዝኾና ሆስፒታላት ኣሜሪካ ብፍላይ ብዛዕባ ጊኖኮሎጂ Gynocology መደብ ስድራቤት ንምቊጽጻር Family Planning፣ መድሃኒ ጾታዊ ርክብ ጸረ ወሊድ መድሃኒት {Sexual Medicine] ፣ ጥኑሳት ምምርማር Pregnancy Tests,sexually, መከላኸሊ ወሊድ ከም ከኒናን ኮንዶምን Contraceptive transferable illnesses ከምኡውን ቆሉዑ ከይተውልዱ ከምዝወርዱ ምግባር and Terminations of pregnancy ኢድ ዝነበሮ ኮይኑ ብፍላይ እኳድኣ እቲ ረቂቕ ውፍሪ ኣብቶ ገርሀኛታት ጸለምቲ ኣሜሪካውያን  እዩ ብጻዕቂ ዝካአድ ነይሩ። ኣወ! እዚ ብኣቦ ቢልግይት ዝምራሕ ትካልዚ ኣብ ኣሜሪካ ብዙሓት ቆልዑ ንኸይውለዱ ብመደብ መከላኸሊ ወሊድ ዝዝርግሕ ዝነበረ ማሕበር እዩ። ብሕጽር ዝበለ ንቊጽሪ ህዝቢ ንክጎድል ዓቢ ተራ ዝነበሮ ትካል እዩ። እዚ Planned Parenthood [Pro Familia] ዝብሃል ትካልዚ ኣባል International Planned Parenthood Federation እዩ። እዚ ትካልዚ ከም መኽሰብ ዘይብሉ ማሕበር ተባሂሉ ዝተመስረተ እዩ። እምብኣር ቢል ገይት ካብ ባዶ ተበጊሱ ኣይኮነን ኣብዚ ሎሚ ዝዋናጨፈሉ ዘል ዕዳገ ክትባትን፣ ኤለክትሮኒክ ቺፕን፣ ራዝ ናየቡኡ ሓዛ ኣምበር፣ ባዕሉ ዝመሃዞ ሓደግኛ ትካል ኣይኮነን። ብድሕሪ መጋረጃ ቢልግይት ድማ እቶም ንህዝቢ ዓለም ከም ቅሕ ዝበሎም ከውሕዱዎን ክምንቁሱዎን ዝመደቡ፣ ወነንቲ ነዳዲ በልዚንን ባንክታትን፣ ፋብሪካታት ኣጽዋርን መድሃኒትን ዝውንኑ ስዉራት ማሕበር ጸልማት እዮም። ኣምብኣር ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ውሽጢ ኣሜሪካን ኣብ ኣኼባታት አብ ዓለልምለኽ ኤኮኖሚክ ፎርም ኣኼባታትን ብዙሓት ሃገራትን እንዳተዋናጨፈ ሕዝቢ ዓለም ካብ 7.8 ቢልዮን ኮይኑ ስለዘሎ ክጎድን ኣንተድኣ ኮይኑ ክታበት ክኽተብ ኣሎዎ እንዳበለ ይልፍልፍ ኣሎ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብቲ ዓለምለኽ ትካል ጥዕና  ዓቢ ተራ ኣለዎ። በዚ ትካልዚ ኣቢሉ ንመላእ ዓለም ዘሎ ሕዝቢ ክታበት ኣንጻር ኮሮና ቫይረስ ክኽተብ ኣሎዎ እንዳበለ ሬክላም ክገብር ዛጊት ጀሚሩ ኣሎ። እቲ ካብ ኩሉ ዝገርም ድማ ኣብዚ እዋንዚ ኮሮናቫይረስ ዝብሃል ተላባዒ ሕማም መጺኡ ኢሎም ንመላእ ዓለም ኣብ ራዕድን ኣብ ሽነራን ኣትያትሉ ዘላ ዓለም፣ ክታበት እዩ ፈውሱ እንዳበለ ቢልጋይት ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ። እቲ ኣዝዩ ዝገርም ሕዝቢ ዓለም በዚ ሓሶት ዝኾነ ፕሮፓጋንዳ ተዳሂሉ ኣብ ገገዝኡ ተወሺቡ ስለዘሎ ጽባሕ ብጊሓት ክትድሕን ተኸተብ እንተድኣ ተባሂሉ ብዙሕ ህዝቢ ክኽተብ እዩ። ድሕሪኡ እቲ ምጒዳል ብዝሒ ሕዝቢ ዓለም ክጅምር እዩ።

ቢልጌት በዚ ክታበት ኮሮናቫይረስ  ተጠቒሙ ንመስኪን ህዝቢ ዓለም ብፍላይ እኳድኣ ንገርሀኛ ህዝቢ ኣፍሪቃ መፈተኒ ክገብሮን፣ በዚ ንግዲዚ ገሩ ካፒታሉ ንኽኻዕብት ዝጓየ ዘሎ ሓደገኛ ላኡኽ መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት እዩ።

 ኣብዚ እዋንዚ ብኮሮናቫይረስ ኣምሲልካ ኣብ መላእ ዓለም ልሒሙ ዘሎ ውዲት። በቶም ብመሪሕነት ሄንሪ ኪሲንጀር ዝዓዩ ስዉራት ሓይልታት ዝተፈጥረ ምዃኑ ሰብ ክዝንግዖ የብሉን። ንዓለም ዝገዝኡዋ ዘለው ፕረሲደንትታት ሃገራት ዓለም ዘይኮኑ፣ ብሄንሪ ኪሲንጀር ዝውከሉ ስዉራት ሓይልታት፣ ብጽዮንነትን ሃጸይነትን ዝፍለጡ እዮም። እምብኣር እቶም ኩሎም ፈላስፋታትን ተመራመርትን፣ ካብ ግሪኻዊ ፈላስፋ ፕላቶ ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ ዘለው፣ ከም ብዓል ቢል ጌይት  (William „Bill“ Henry Gates III) ዘካየዱዎ ምርምርን መጽናዕቲን: እርይ ቁጽር ኣቢሎም ኣብ መደብ ዕዮኦም ሰዂዓም ዝሰርሑሉ ዘለው ንሶም እዮም። እተን ከም ብዓል ቻይናን ሩስያን ኣሜሪካን እንግሊዝን ጀርመንን ፈረንሳን ዘለው መራህቲ ሄንሪ ኪስንጀር ከይመረቖም ኣብ ስልጣን ኣይመጹን እዮም። ኪሲንጀር ድማ እቶም ስዉራት ሓይልታት ጎይቶቱ ዝሃቡዎ መልእኽቲ ጥራይ እዩ ዘበጻጽሕ ኣምበር ባዕሉ ኣይኮነን ዝፍርኾ። ብዙሓት ሊቅውንቲ ከምዘረጋገጹዎ። እዚ ብኮሮና ቫይራስ ገሮም ንመላእ ዓለም ኣብ ራዕድን ሽበራን እጥሒሎሞ ዘለው፣ ብዝረቐቐ ውዲታዊ ሜል ዳርጋ 3ይ ውግእ ዓለም ዝኸደሉ ዘሎ ወፍሪ እዩ። ካብዝ ተበጊሶም ንብዝሒ ህዝቢ ዓለም 6.7 ቢልዮን ንኸጒድሉ እዩ እቲ ቀንዲ ዓላማኣኦም።  ብኸመይንሓደ ሕብረተሰብ ክትቆጻጸሮ ከምትኽእል  መጽናዕቲ ኣክይዶም ገና ነቲ ኮሮና ቫይረስ እብ ክታበት ኣቃሚሞም ነዚ ኣብ ገገዛኡ ተዕጽዩን ተወሽቡን ዘሎ ህዝቢ ዓለም ንዓ ኮሮና ክይሕዘካ ተኸተብ ክብሉዎ እዮም። ሽዑ ክታበት ዝተኽወትበ ሕዝቢ ክምንቆስ ክጅምር እዩ።  እዚዩ እቲ ሕቡእ እጀንዳ ኣምብኣር።xt

https://pbs.twimg.com/media/EU68-SEWkAA217Q.jpgWilliam H. Gate Bill
Interview with David Icke regarding covid-19 and Bill Gate. No evidence that Coronavirus srarted in the WUHAN LAB. NO CLAR EVIDENCE THAT COVID-19 IS TRANSMITING FROM  PERSON TO PERSON

The implementation of Agenda ID2020

2020 at the World Economic Forum (WEF) in Davos – behind very much closed doors, of course. The Gates, GAVI (an association of vaccination-promoting pharmaceuticals), Rockefellers, Rothschilds et al, they are all behind this decision – see below.

After the pandemic has been officially declared, the next step may be – also at the recommendation either by WHO, or individual countries, “force vaccination”, under police and/or military surveillance. Those who refuse may be penalized (fines and / or jail – and force-vaccinated all the same). Source

Malthus would certainly have approved.

Instead of living in a poky high-rise apartment and commuting to work in a crowded train, crammed into a small space with your fellow commuters like sardines, you are now—after depopulation à la Malthus—living in an earthly paradise where you own a spacious mansion by the sea, surrounded by hundreds of acres of lush vegetables gardens and orchards. And once again you will be able to swim in a pristine clean ocean, the “wine-dark sea” of the Ancient Greeks celebrated by Homer a thousand years before Christ.

Ah, happy golden days of the New World Order!

The trouble is, you’re not going to be around to live that dream—life in Utopia when tikkun olam has been accomplished— if they’ve infected you and your family with AIDS or killed you off with compulsory vaccines.

The secret is to survive by being Bill Gates or one of the chosen elite. Not that one billion people will inherit the earth and live an idyllic life thereafter. The bulk of the population, roughly 90 per cent, will be slaves, serving the needs of a powerful oligarchy of the Chosen Ones. In order to succeed, this would have to be a strictly stratified society with its rigid caste system, in which those who serve do so willingly and those who rule do so wisely and well in the common interests of all.

ሄንሪ ኪሲንጀር መንዩ?

ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር (Henry Alfred Kissinger) ክውለድ ከሎ  ግን ሃይንስ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር (Heinz Alfred Kissinger)  ዝብሃል፣ ኣብ ሃገር ጀርመን ከባቢ ኑርንበርግ እትርከም ፉርት ዝተባህለት ከተማ  ብ27 ግንቦት 1923 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሓደ ዩዳዊ ስድራቤት ዝተወልደ ይሁዳዊ እዩ። ዝመጽእ ዘሎ ወርሕ ግንቦት 98 ዕድመ ክመልእ እዩ። እዚ ሰብዚ ኣብቲ መጀመርያ ስራሕ ክጅምር ከሎ  ፖለቲካዊን ዲፕሎማትን ከምኡን ጂኣ ፖለቲካዊ ኣማኻሪ ኮይኑ እዩ ኣብ መንግስቲ ኣሜሪካ ጀሚሩ። ጸኒሑ ድማ ምምሕዳር ፕረሲደንት ኒክሶን ን ጀራልድ ፎርድን ከም ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኮይኑ ተመዚዙ ክሰርሕ ጀሚሩ። እዚ ሰብዚ ከም ስደተኛ ይሁዳዊ ኮይኑ እዩ ካብ ሃገር ጀርመን ብመኽንያት መንግስቲ ኣዶልፍ ሂትለር ብ1938 ዓ.ም.ፈ.ንሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ተሰዲዱ። ብ1969 ዓ.ም.ፈ. ከም ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኮይኑ ክሰርሕ ዝጀመረ። ብ1973 ዓ.ም.ፈ. ድማ ልዑል ስልጣን Secretary of State ሴክረታቲ ሃገር ኣሜሪካ ኮይኑ ተሾመ። ኣብቲ መወዳእታ ኲናት ቬትናም ደው ዝበለሉ እዋን  ክልተ መወዳድርቱ ካብቲ ውድድር ምስ ኣንሰሓቡ  ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ግን ይሁዳዊ ስለዝኾነ  ዓለምለኻዊ ኖበል ሰላም ሽልማት ተሸሊሙ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ካብ መጀመርያ ጀሚሩ ኣባል ሰልፊ ረፓብሊክ ኣሜሪካ እዩ ዝነበረ።

ንጆን ፎስተር ዱላስ ተኪኡ ድማ ካብ 1969 ክሳብ 1977 ዓ.ም.ፈ. ኣዝዩ ልዑለ ወጻኢ ፖሊሲ መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ነበረ። John Foster Dulles ቅድሚ ሄንሪ ኪሲንጀር፣ ኣብ ምሕደራ ፕረሲደን ደዊት ደ. ኣይዘንሃወር ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ዝነበረ እዩ። ብዓልቲ ቤቱ ንጆን ፎስተር ዱላስ ጓል እቲ ወናኒ በልዚን ዓለም ሮክፎለር እያ። እዚ ሰብዚ ኣብ ምውላዕ ኲናት ቬትናምን ዝሑል ኲናት ጸረ ኮሚንስትን ቺናን ሶቭየት ሕብረትን እዝዩ ልዑል ተራ ዝተጻወተ ብዓል ስልጣን ነበረ ብ24 ግንቦት 1959 ድማ ዓ.ም.ፈ. ብዛዕባ ጒድይ ኤርትራ ንዝምልከት ድማ፣ ኣብቲ ጆን ፎስተር ዱለስ ወካሊመንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ብ1952 ዓ.ም.ፈ. ከምዚ ዝስዕብ ቬቶ ድምጺ ሃብ፣-
John Foster Dulles
“ብፍትሓዊ ኣመለኻኽታ ድልየት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግምት ምኣተወ ነይሩ፣ እንተኾነ ግን፣ ብመኽንያት ስትራተጂካዊ ረብሓ ወይ ኣገዳስነት ኣሜሪካ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኤርትራ ምስ መሓዛና ኢትዮጵያ ክትጽመድ ኣሎዋ” ክብል ውሳኔ ደምደመ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር እንብኣር ንጆን ፎስተር ዱለስ ዝተለሞ መርግጽ ብዛዕባ ኤርትራ ሒዙ እዩ ገና ዝቕጽል ዘሎ።

ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ምስ መንግስቲ ሶቭየት ሕብረትን፣ ምስ መንግስቲ ቻይናን፣ ኣብ ማእከላይ ምስራቕን፣ ማለት ኣብቲ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣዕራብን እስራኤልን፣ ዂናት ዘብቀዓሉ እዋንውን ዓቢ እጃም ዝተጻወተ ሰብ ነበረ። ሽስብቲ መፈንቅለ መንግስቲ ሃገር ቺለውን ዓቢ እጃም ዝተጻወተ ብዓል ስልጣን መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ነበረ። ካብኡ ሓደ ሓደ ጂኦ ፖለቲካል ትካል መስረተ።

ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር 1969  ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ክሳብ ሎም 2020 ገና ንዓለም ዝዝውራ ዘሎ ኣዝዩ ዝልዓለ ብዓል ስልጣን ይሁዳዊ እዩ። ክሲንጀር ብዛዕባ ዲፕሎማስያዊ ታሪኽን፣ (On diplomatic history) ዓለምለኽ ምድናን (Iinternational relations) ዝትሕዝትኦም ደርዘን መጻሕፍቲ ዝደረሰ ሰብ እዩ።  ብ1974 ዓ.ም.ፈ. ፕረሲደንት ጂሚ ካርተን ኣብ ስልጣን ዝነበረሉ ግዜ፣ ንጉስ ሃይለስላሴ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ ግዝያዊ መንግስቲ ደርጊ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ ዘመን እዩ ዝነበረ። ኣብቲ እዋንቲ  ደርጊ ኣብ ስልጣን ምስ መጸ ከማኡውን ዝምድና ምስ ሶቭየት ሕብረት ምስተወዓዓለ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ህጹጽ መጋብኣያ ገበረሞ፣ ኢትዮጳያ ኣብ ኢድ ሶቭየት ሕብረት ስለዝወደቐት፣ ንስቲ ክንወቕዖን ክነዳኽሞን ዝጸናሕና ሰውራ ኤርትራ ሓጊዝና ኤርትራ ሓራ ንኽትውጽእ ክንድግፍ ኣሎና ዝብል ዛዕባ ቀረበ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ግን ልዕሊ መንግስቲ ኣሜሪካ ኮይኑ፣ ብፍጹም ኣይከውንን እዩ፣ ኤርትራ ሓራ ክትከውን የብላን፣ መኽናያቱ ድማ ኢትዮጵያ ክርስትያን ሃገር ስለዝኾነት ውዒላ ሓዲራ ክትምለስ እያ፣ ኤርትራ ግን እንድሕሪ ክይዳ ኣይትምለስንያ። ስለዚ ነቲ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓጊዝና ንደርጊ ከምዝስዕር ክንገብር ንኽእል ኢና። ኣብ መወዳእታ ድማ መሳርሒ ናትና ከምዝኸውን ክሰርሕ ኣሎና ክብል፣ ብቬቶ ድምጹ ንጉዳይ ኤርትራ ንኸይፍታሕ ንባይቶ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣእመኖ። ብድሕሪኡ ጀብሃ ከምትውቃዕ ብውሳኔ መንግስቲ ኣሜሪካ ተወሰነ። ሻዕብያን ወያኔን ድማ ብፍላይ ኣገልገልቲ መንግስቲ ኣሜሪካ ብሓፈሻ ድማ ትካል ሃጸይ-መጸይ ንክኾኑ ስለዝተወሰን፣ወያኔን ሻዕብያን ንጀብሃ ምስ ስዓሩዋ፣ ብሓገዝ መንግስቲ ኣሜሪካ ብጂሚ ካርተር ኣቢሉ ረቂቕ ዕጥቅን ስንቅን ተመጽዊቱሎም ንደርጊ ንኽስዕሩዎ በቕዑ።  ስለዚ እዚ ኲሉ ውዲት እዚ እምብኣር ብሰንኪ ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር እዩ ተፈጺሙ። በዚ መኽንያትዚ ድማ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ኣብዚ ዘላቶ ደልሃመት ተሸኺላ ትርከብ። ስለዚ ጉዳይ ኤርትራ ዝፍታሕ ምስ ሞት ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ጥራይ እዩ ክኸውን። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ክሳብ ሎሚ ንመንግስቲ ኣሜሪካ ጥራይ ዘይኮነስ ንምሉኣ ዓለም ዝገዝእ ዘሎ ኣዝዩ ሓደገኛ ፍጥረት እዩ። ሎሚ ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር እርጋን ተሓላሊፉዎ ንክመውት ሎሚ ጽባሕ ዝብል ዘሎ ወዲ 98 ዓመት ኮይኑ ይርከብ።

በቶም ንዓለም ዝቆጻጸሩዋ ዘለው ስዉራት ሓይልታት፣- ወነንቲ ባጤራ (ባንክታት)፣ ወነንቲ ዓለምለኽ ወርቂን ድያመንድን፣ ወነንቲ ዓለምለኽ መድሃኒትን፣ ወነንቲ ዓለምለኽ ኣጽዋር ውግእን፣ ተላኢኹ ብቅድመ ግንባር ብምስላፍ፣ ንኹሎም ዓበይቲ መራሕት ሃገራት ዓለም እንዳ መኸረን እንዳዘወረን ክሳብ ዝመውት (ድሮ ጽባሕ ግንቦት 98 ዓመት ክመልእ እዩ)  ብምርኲስ እንዳኸደ ዝገዝእ ዘሎ ብዓል ዓቢ ብዓል ስልጣን እዩ። ኣብዚ ዘሎናዮ መዋእል ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር (Henry Alfred Kissinger) ክሳብ ኣብ ጉድጓድ ዝኣቱ፣ ገና ወኪል ስዉራት ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ብዓል ዓቢ ሓይለ ስልጣን እዩ።

The New World Order?

The lockdown impoverishes both the developed and developing countries and literally destroys national economies.It destabilizes the entire economic landscape. It undermines social institutions including schools and universities. It spearheads small and medium sized enterprises into bankruptcy.

What kind of World awaits us?

A diabolical “New World Order” in the making as suggested by Henry Kissinger? (WSJ Opinion, April 3, 2020):

“The Coronavirus Pandemic Will Forever Alter the World Order”.

Recall Kissinger’s historic 1974 statement: “Depopulation should be the highest priority of US foreign policy towards the Third World.” (1974 National Security Council Memorandum)

The political implications are far-reaching.

 What kind of government will we have in the wake of the crisis?

Concluding Remarks

There is a lot of misunderstanding regarding the nature of this crisis.

Several progressive intellectuals are now saying that this crisis constitutues a defeat of neoliberalism. “It opens up a new beginning”.

Some people see it as a “potential turning point”, which opens up an opportunity to “build socialism” or “restore social democracy” in the wake of the lockdown.

The evidence amply confirms that neoliberalism has not been defeated. Quite the opposite.

Global capitalism has consolidated its clutch. Fear and panic prevail. The State is being privatized. The tendency is towards authoritarian forms of government.

These are the issues which we must address.

That historical opportunity to confront the power structures of global capitalism, –including the US-NATO military apparatus– remains to be firmly established in wake of the lockdown.

ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ልዕሊ Donald Trump ኮይኑ እዩ ንመንግስቲ ኣሜሪካ ዝገዝኦ።

Xi Jinping ካብ 2013 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ጀነራል ሴክሬታሪ ሰልፊ ኮሚኒስትን፣ ኣቦ-መንበር ማእከላይ ኮሚቴን ወተሃደራዊ ኮሚቴን ሃገር ቻይና ዘሎ እዩ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ልዕሊ Xi Jinping ኮይኑ እዩ ንመንግስቲ ቻይኑ ብስዉር ዝገዝኦ።

Watch this Video Henry Kisinger and Ethio-Eritrean Issue

ብ1974 ዓ.ም.ፈ. ፕረሲደንት ጂሚ ካርተን ኣብ ስልጣን ዝነበረሉ ግዜ፣ ንጉስ ሃይለስላሴ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ ግዝያዊ መንግስቲ ደርጊ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ ዘመን እዩ ዝነበረ። ኣብቲ እዋንቲ ደርጊ ኣብ ስልጣን ምስ መጸ ከማኡውን ዝምድና ምስ ሶቭየት ሕብረት ምስተወዓዓለ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ህጹጽ መጋብኣያ ገበረሞ፣ ኢትዮጳያ ኣብ ኢድ ሶቭየት ሕብረት ስለዝወደቐት፣ ንስቲ ክንወቕዖን ክነዳኽሞን ዝጸናሕና ሰውራ ኤርትራ ሓጊዝና ኤርትራ ሓራ ንኽትውጽእ ክንድግፍ ኣሎና ዝብል ዛዕባ ቀረበ። ሄንሪ ኣልፍሬድ ኪሲንጀር ግን ልዕሊ መንግስቲ ኣሜሪካ ኮይኑ፣ ብፍጹም ኣይከውንን እዩ፣ ኤርትራ ሓራ ክትከውን የብላን፣ መኽናያቱ ድማ ኢትዮጵያ ክርስትያን ሃገር ስለዝኾነት ውዒላ ሓዲራ ክትምለስ እያ፣ ኤርትራ ግን እንድሕሪ ክይዳ ኣይትምለስንያ። ስለዚ ነቲ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓጊዝና ንደርጊ ከምዝስዕር ክንገብር ንኽእል ኢና። ኣብ መወዳእታ ድማ መሳርሒ ናትና ከምዝኸውን ክሰርሕ ኣሎና ክብል፣ ብቬቶ ድምጹ ንጉዳይ ኤርትራ ንኸይፍታሕ ንባይቶ መንግስቲ ኣሜሪካ ዘእመነ ልዕል በዓል ስልጣን መንግስቲ ኣሜሪካ እዩ።

ቭላድሚር ፑቲን ፕረሲደንት ሃገር ሩስያ እንተኾነውን ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ሄንሪ ኪሲንጀር እዩ።

ካንስለር ሃገር ጀርመን ኣንጀላ መርከል ድማ እታ ጥቡቕ ርክብ ምስ Henry Kissinger ዘለዋ መራሒት እያ።

ዘስደምም! ገንዘብ ሓይሊ ዝኾነሉ ዘመን ኣርኪብና። Money and power as usual. ሓደ ካብ ሚኣቲ (1%)  ካብ 50% ሃብቲ ዓለም  ወኒኖም ከብቅዑምሏ ብምሉእ ሃብቲ ዓለም ንምውናን ይዋናጨፉ ኣለው። እዞም ካብ ዘመነ ባርነት ጀሚሮም ክሳብ ዘመን ሓዲሽ ዓለማዊ ሽርዓት ሎሚ ብጺሓቶ ዘላ ዓለምን መንግስታት ኩለን ሃገራት ዓለምን ፈሪሃ እግዚኣቢሔር ኣሎውም ኢልኩምዶ ትግምቱ ? እወ፣ ዋላኳ ነቲ መብዛሕትኡ ንኣምላኽ ዘምልኽ ህዝቢ ዓለም ከምዘየምልኽ ክገብሩዎ ኣእምሮኣኡ ይሓጽቡዎ እንተለው፣ ገና ግን ኣብ ኣምላኽ ዝኣምንን ዘፍቅርን ህዝቢ ይበዝሕ። ኣምላኽ ሓቂዩ! መብዛሕትኡ ህዝቢ ዓለም ከኣ ምስ ኣምላኽ እዩ። መኽንያቱ ኣምላኽ ጥራይ እዩ እቲ ሓቅኛ! ኣብዝ ዘሎናዮ ግዜ ንመላእ ዓለም ብሓሶት ፕሮፓጋንዳ ጌሮም ንመላእ ህዝቢ ዓለም ኣርዒዶሞ ይርከቡ። እዚ ኮሮናቫይረስ ዝብሉዎ ዘለው፣ንወድሰብ ኣርዒዶም ተሰልቢጦም ሕማም ክኸትቡዎ ኢሎም ዝምሃዙዎ እምበር፣ ብዙሓት ሊቃውንቲ ከምዘረገግጹዎ፣ እዚ ኮሮናቫይረስ ዝብሉዎ ዘለው ተላባዒን ሓደገኛን ሕማም ምዃኑ። ክሳብ ሎሚ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ክኢላታት ሕክምና  እየረጋገጹዎን። ብኣንጻሩ ግና ከም ኖርማል ጉንፋዕ ከምዝኾነ ጥራይ እዮም ኣረጋጊጾ። እቲ ውዲት ግና ንህይቢ ዓለም ኣርዒዶም ክበጽሑው ዝደለዩ ብዋጋ ህዝቢ ዓለም ቊጠባዊ ልዕልነት ንክረኽቡ ጥራይ እዩ።

እቲ ኣብ ቅድመ ግንባር ኮይኑ ዕዳጋኡ ከማዕብል ላዕልን ታሕትን ዝብል ዘሎ፣ ቢል ጌይት ክሳብ መርዛም ክታበት ኮሮና ንኸትበኩም: ኣብ ገዛኹም ተዓጸኹም ጽንሑ። ድሕር ግን ተሰሪዕኩም መርዚ “ፈውሲ” ኮሮና ክትክተቡ ኢኹም ይብለና ኣሎ። ስለዚ እዚ ሕማም ተላባዒ ኮሮናቫይረስ እንዳተባህለ ዝባራዕ ዘሎ ዓለምለኻዊ ፕሮፓጋንዳ፣ ውዲት እምበር ሓቂ ስለዘይኮነ፣ ደቂ ሰባት ነዚ ተርዲኦም፣ ንህዝቢ ዓለም ንምርዓድ ኣምበር: ሕማም ተላባዒ ከምዘይኮነ ተረዲኡ፣ ጸላእቱ ድማ እቲ ኮሮንቫይረስ ዘይኮነስ፣ ንሶም እቶም ንባዕሎም ቫይረስ ዝኾኑ፣ ግንከኣ ተላባዒ ቫይረስ መጸካ ኢሎም ዘርዕዱዎ  ዘለው ማሕበር ጸልማት፣ ቀንዲ ጸላእቱ ካብ ኮሮናቫይረስ ንላዕሊ ጸላእቱ ከምዝኾኑ ኣለልዩ ክዕንጅል የብሉ። እኳዳ  መን ምዃኖም ጸላእቱ ፈሊጡ ክምክት ኣሎዎ ኣምበር፣ ኣብ ገዛኡ ተዓጽዩ ብሓሰውቲ መድየን ዝንገሮ ፕሮፓጋንዳ ክኣምን የብሉን።

ብሓልዮት መረበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
19.04.2020 ዓ.ም.ፈ.