ካብ መዋእለ ባርነት ክሳብ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት!  እቲ ዘይፈለጠ ክፈልጦ ዘለዎ እዋናዊ ሓበሬታ።

ብሰፊሑ ንምክትታል ኣብዚ ጠውቑ

እዞም ሎሚ መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ዝብሃሉ፣ መቐጸልታ እቶም ብመዋእለ ባርነት፣ ብፍላይ ንጸለምቲ ቆርበት ኣፍሪቃውያን ከም እቕሓ ብኮንተይነራት ካብ ህገራት ኣፍሪቃ እንዳገፈፉ፣ ሸይጦም ለዊጦም ርእሰማሎም ዝኻዕብቱ ዝነበሩ፣ ብስም “ይሁዳውያን“ ዝፍለጡ መበቆሎም ግና ኤውሮጳውያን ዝኾኑ፣ ብፍላይ ካብ ከባቢ ካውካውሱስ ሎሚ ቱርክን ጆርጅያ ኣብ ከባቢ ኣስያ ዝርከባ ሃገራት ዝተኣኻኸቡ እዮም። ካብ 1600 ጀሚሮም ክሳብ 1900 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ዓሌት ኣፍሪቃውያን ዝፍጽሙዎ ዝነበሩ ኢሰብኣዊ ወፍሪ ድማ እዝዩ ዘስካሕክሕ ተግብር እዩ ነይሩ። ቀንዲ ዓላማኦም ድማ ምካብ ገንዘብ እዩ። መዋእለ ባርነት ካብ 16 ክፍለ ዘመን ጀሚሩ ክሳብ 19 ክፍለዘምን ንኣስታት 400 ዓመታት ዝጸንሐ ብፍላይ ንኣፍሪቃውያን ሕሱም መዋእል እዩ ነይሩ።

ይ ቕ ጽ ል

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
04.05.2020 ዓ.ም.ፈ.

እድሚን