ሓርበኛ ተጋዳላይ ወደባት ምድረባሕሪ “ፎሮ”፣ ነቲ ንፍርቂ ዘመን ንመላእ ሰራዊትን ህዝብን ስለላን ኮለላን ቅንጸላን ኣዓንጅሉ መሃነኑ ክጥፍኦ ኢሉ ንረብሓ ባዕዳውያን፣ እሞኸኣ ብደም ንጽሃት ደቂ ምድረባሕሪ ብባዕዳውያን ዝተላእከ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ “ቢግ ብራዘር ፕረሲደንት” ቁሸት ዓዲ ሓሎ: ብኣውድዮ-ቪዝዋል መንገዲ ኣቢሉ ኣብቲ ስመር ዝብሃል ማሕበር መንእሰያት ዘኢትነገር ኤርትራውያን ኣስተምህሮ ክህብ ከሎ። እስከበል ኣንታ ብፍላይ ወዲ ሩባ፣ ወዲ ጎልጎል ወዲ ኩርባ፣ ወዲ ባሕሪ ወዲ ዓዲ፣ ብሓፈሻ ድማ ወዲ-ምድረ-ባሕሪ ከማኻ ይብዝሑሞ፣ ውዲት ሰላዪ (ቢግ ብራዘር) ኢሰያስ ከኣ ኣልፋን ኦሜጋን ኮይኑ ንሓዋሩ ነበረ መታን ክብሃል!!

ኣብዚ ገጽ እዚ ድማ ብሓርበኛ ተስፋ-ጽዮን ወይ ደበሳይ፣ ካብ ሎሚ ዕለት 10 መስከረም 2016 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ብቐጻሊ ኣስተምህሮ ክቐርብ እዩ።

<h1><span style=”color: #0000ff;”>ብሓርበኛን ፈላስፋን መበል 21 ክፍለ-ዘመን፣ ወዲ ምድረ-ባሕሪ ወዲ ኣጋኣዝያን ተስፋ-ጽዮን ወይ ደበሳ-እዮብ፣ ኣብ ታሪኽን ሎጂክን ስነፍልጠታዊ መግለጺን ተመርኲሱ፣ ክሳብ ግብኣተ-መሬት ሰላዪ ኢሰያስ ኣፈውርቅን ኮራዂሩን ዓሰብቱን፣ ከምኡውን እቶም ንኣጋኣዝያን ክምንቁሱ ገልዳሕ ዝብሉ ዘለው መላፍንቲ ኢሰያስ መራሕቲ ወያኔን፣ ብቐጻሊ ንኹሎም ክምሃሩን ክፈልጡን ዝደልዩ ደቂ ኣጋኣዝያን፣ ማይፍልጠት ከስትዮም ተዳልዩ ኣሎ። ተዓወት ወደ-ኣቦታቱ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካን ይሃበናን፣ እወ! መታን ንኣልፋን ኦሜጋን ሰላዪ ኢሰያስን መወልቱን ኮራዂርን መሻርኽቱን ከነርክበሉ! ንስኻ ከኣ ካብዞም ኣብ ከባቢኻ ዘለው፣ ካብ ብኣእምሮኦም ብኸብዶም ዝሓስቡ፣ ዕዱጋትን ዑሱባትን ልኡኻት ኢሰያስ እጆኻ ኣይትተሃመል</span></h1> ካብ ኣሕዋትካ ደቂ ኣጋእዝያን