ንሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ጀኔቫ – 31 ነሓሰ 2018

ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ! ምፍልላይና ንረብሓና ዘይኮነስ ንረብሓ ጸላእትና ጥራይ እዩሞ፣ ንመንነትና ንመክት!

ሃገራዊ ጻዋዒት ንኹሉ ወዲ ሃገር ኤርትራዊ!

ምእንቲ ድሕነት ልዑላውነት ሃገር ብሓደ ደው ንበል! እቶም ብሰንኪ ህግደፍ ክሳብ ሎሚ ተሃሞልና፣ ተፋላሊና ዝጸናሕና ኤርትራውያን ቅድሚ ኲሉ ሕጂ ንደመር!