ካብ መላእ ዓለምከ ኣምልኾ ኣምላኽን፣ ንግስነትን፣ ምዕባሌን፣ ምዓስን ኣበይን እዩ ተጀሚሩ? እዚ ሎሚ ኣብ መላእ ዓለም ንርእዮ ዘሎና ብልጭልጭ ምዕባሌ ምዕራባውያን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ባዕሎም ኤውሮጳውያን ዘጥረዩዎ ኣይኮነን። ብርግጽ እዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ምዕባሌታት ምዕራባውያን፣ ኣምሆ ዘመን ካብ ኣፍሪቃን ግብጽን ዘሚቶም ዘምጽኡዎ እዩ። እወ፣ እቲ ቀንዲ ካብ ኣፍሪቃ ዝተሰርቀ ክቡር ነገራት፣  መሰረት ምዕባሌ ዝኾነ፣ መጽሓፍትን፣ መለለዪ ምርምርን መጽናዕት ወይ ፎርሙላን፣ ማለት መፍትሒ ግዳላትን   ዘሚቶምን ፈጊሮምን ግንከኣ ብውዲት ከም ናቶም ገሮም እናቕረቡዎ እዮም፣ ክሳብ ሎሚ ዝቕጽሉ ዘለው። ምዕራባውያን ብዘይካ ስርቅን ዓመጽን ካልእ ባህሊ የብሎምን።

ካብ ጥንቲ ወይ ካብ ቅድሚ 10 ሽሕ ቅድሚ ልደተ ክርቶስን፣ ቅድሚ ኣብርሃምን፣ ክርስቶስን፣ ጂሆቫን፣ ኣላህን፣ እምነት ዝተፋላለዩ ኣማልኽቲ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብፋላይ ድማ ኣብ ገማግም ኒል  ከምዝነበሩ ሊቃውንትን፣ መጻሕፍቲ ታሪኽን ኣረጋጊጾሞ እዮም። ኣብቲ ከባቢ ኒል ቅድሚ ኤውሮጳውያን እምነትን ኣምላኽን፣ ባህልን፣ ታሪኽን፣ ንግስነትን ነይሩ እዩ።

ኣማልኽቲ ጥንታዊት ኣፍሪቃን ግብጽን፣ ኣምላኽ ኣኑቢስ፣ ኣምላኽ ቶዅላ

ኣምላኽ ራ ኽ ራ ዝዓበየ ኣምላኽ ሰማይ aዩ ነይሩ። መጀመርያ ህይወት ከኣ aዩ ነይሩ። ንጽሓይ ከaa የመልክት። ኣምላኽ ሞትን ትንሳኤን ዝነበረ ድማ እዩ። ኣሜን ራ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ ነበረ።

ኩሎም ነገስታት ወይ ፈርዖናውያን ድማ ጸለምቲ aaፍሪቃውያን እዮም ነይሮም። ንገስታት ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮም ድማ ካብ ጥንቲ ፍጹም ማዕርነት እይ ነይሩዎም።

ancient Egyptian kings queens

ኣብ ኤውሮፓ ግና ሃይማኖትን ንግስነትን ኣይነበረን። ካብ 300 ቅ.ል.ክ.ግሪኻውያን ተቐልቂሎም። ዘውዲ ፈሮዖናውያን ነገስታት ከንምዚ  እዩ ዝመስል ነይሩ።doubleCrown ዘውድን ኣብ ርእሲ ዝኸውን ኣብ ክኲናት መከላኸሊ ከም ዋልታ ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ካብ ወርቂ ዝተሰርሐ ነበረ።

The best known crown is from Tutankhamun’s golden death mask.

warCrownThere was also a third crown worn by the kings of the New Kingdom, called the Blue Crown or war helmet.

NemesCrownThis was called the Nemes crown (shown above) and was made of striped cloth. It was tied around the head, covered the neck and shoulders, and was knotted into

ካብ 27 ቅ.ል.ክ. ድማ ሮማውያን ንንግስነት ግሪኽ ስዒሮም ስልጣን ሒዞም። ድሕሪ ሮማውያን ድማ ቢዛንታይን ዝብሃል ኣብ ሃገር ጣልያን ንንግስነት ሮም ተኪኡ። ድንቢዛንታይን ድማ ንግስነት ቱርኪ ኦስማን ዲናስቲ ተኪኡዎ። ካብዚ ንላእሊ ኣብ ኤውሮጳ ታሪኽ ንግስነት የልቦን። እቲ ቅንዲ መሰረት ደቂሰባትን፣ ጥንታዊ ንግስነትን  ድማ ኣብ ከባቢ ፈለግ ኒል  እዩ ዝነበረ።

ኣብ ጥንታዊት ኣፍሪቃን ግብጽን ዝነበሩ ኣማልኽቲ

ንጉስ ትም ፣ እቱም ትም፣ ሽዑ እዋን፣ እቲ ኣብቲ እዋንቲ ዝዝውተር ዝነበረ  ቃላት እንተድኣ ኣስተብሂልናሊ፣ትግሪኛ እዩ ዝነበረ። ንመረዳእት፣ ንጉስ ፍታሕብ ብግሪኽ ተባሂሉ ዝተሰንዔ  ድማ = PTAH ጸኒሑ ኣምላኽ  መዓት  ተባሂሉ። ኣምላኽ  ማዓት = MAAT ከምኡውን ኣሙን ወይ ኣሜን ራ ዝብሃል ድማ ነይሩ።

ነገስታትን ኣማልኽትን ደቂ ኣንስትዮ ጥንታስዊት ግብጺ

ኣብ እፍሪቃ ክልተ ኒል እዮም ዘለው። እቲ ሓደ ጻዕዳ ኒል (ዋይት ናይል) ተባሂሉ፣ ካብ ኡጋንዳ ነቒሉ ንሱዳን ይውሕዝ። እቲ ሓደ ከኣ  ሰማያዊ ኒል (ብሉ ናይል) ተባሂሉ፣ ካብ ኢትዮጵያ ካብ ቀላይ ጣና ኣብ ከተማ ባህሪዳር (ወሰን ባሕሪ) እትብሃል ኣብ ኣውራጃ ጎጃም እትርከብ ከተማ ተበጊሱ ንሱዳን ይውሕዝ። ክልቲኦም እዞም ኣፍላጋት እዚኣቶም፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሱዳን እምዮ ዝራኸቡ። ካብ ካርቱም ተሓዋዊሶም እንዳተ ጓዕዙ ድማ ቀጺሎም ንግብጺ ሓሊፎም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ወይ ቀይሕ ባሕሪ ይፈሱ። ህይወትን ናብራን ህዝቢ ሱዳንን ከተማ ካርቱምን፣ ሃገር ግብጽን ከተማ ካይሮን ድማ ኣብ ፈለግ ኒል ዝተመርኮሰ እዩ።

River Nile map.svg

ማሕበራዊ ቅርጻ መንግስትን ሃገርን ፒራሚድ፣ ኣብታ ጥንታዊት ሃገር ግብጽን፣ ሱዳንንኤርትራን ኢትዮጵያን ክሳብ ንግስነት ኡጋንዳ ቅድሚ ኤውሮጳውያን ነይሩዩ።

I. ገባራይን ሓዳጋይ ቀዳማይ ብዓል ዓቢ ኃይለስልጣን ዝነበረ ድማ፣ ፎርዖን ይብሃል ነበረ። ፈርዖና ልዕሊኡ ኣምላኽ ጥራይ እዩ ዝነበረ።

II. ኣብ ትሕቲኡ ከም 2ይ ስልጣን ዘልዎም ኮይኖም ዝስርዑ ድማ፣ ኣባላት ቤተመንግስትን ሚንስትራትን፣ ከምኡውን ሊቃውንትን ፈሊጣውያንን፣ ካህናትንን፣ ወራዙት ደቀባት  እዮም ዝነበሩ።

III. ኣብ 3ይ ደረጃ ዝስርዑ ድማ ወተሃደራት እዮም ዝነበሩ።

IV. ኣብ 4ይ ደረጃ ዝስርዑ ድማ ደርስትን ጽሕፍትን ነበሩ።

V. ኣብ 5ይ ደረጃ ዝስርዑ  ድማ  ነጋዶ ነበሩ።

VI. ኣብ 6ይ ደረጃ ዝነበሩ ድማ ነጋዶን ሸቃጦን ነበሩ።

VII ኪነ ጥበባውያን፣ ጥበብን ጥንቆላን ዝሞያኦም

6ይ፣ሓረስቶትን ሓፋሽን እዮም ዝነበሩ።

ኣብ መወዳእታን ማለት ኣብ 7ይ ደረጃን ዝስርዑ ድማ ባረዩ እዮም ዝነበሩ።

ክፍሊ መጽናቍዕትን ምርምርን፣ መርበ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ

ክቕጽል’ዩ………