እዚ ካብ 2014 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ንልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ወኪሉ ኣብ ሃገር እንግሊዝ ኢንባሲ ኮይኑ ተሸሙ ዘሎ ኮለኔል እስቲፋኖስ ወዲ ኮለኔል ሃብተማርያም (ወዲ-በላዕ ጣዕዋ)፣ መን ምዃኑ ትፈልጡዎዶ? ንምዃኑ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ብሓቂ ወደባት ድዩ? እዚ ሰብዚ “ወዲ-በላዕ ጣዕዋ”፣ ካብ ኣዲኡ ሂማን ዝተባህለት ኣብ ከተማ ግንዳዕ እንዳባር ዝነበራ ትግራወይቲ ኮማሪት እዩ ተደቒሉ። ስለዚ፣ ነዚ ሰብዚ ኣብኡ ኮሎኔል ሃብተማርያም “በላዕ ጣዕዋ” ካብ ሔማ ሰበይቱ ዘይኮነስ ብወሰን ዝደቐሎ እዩ። ኩሎም ኣብ ጭፍራ ህግደፍ ስልጣን ዝሕዙ፣ ብደም ዝጠልቀዩን ዝተቋማጥዑን ገበነኛታት ጥራይ ዘይኮኑስ ካብ ሔማ ዘይተወልዱ ደቓሉ እዮም። ንመረዳእቲ የማነ ማንኪ እዲኡ ወይዘሮ ገብሪኤላ ኣብ ገጂረት ጸማቚት ስዋ እየን ነይረን፣ ናይዝጊ ክፍሉ’ውን ኣዲኡ ኣብ መንደፈራ ጸማቊት ስዋ እየን ነይረን፣ ሓጎስ ኪሻ ምስ ኣቡኡን ኣዲኡ ንዘይኮነ ዓብዩ፣ ኮብሊሉ ንሰንዓፈ ምስ መጸ፣ ምስ ሓትንኡ ጸማቚት ስዋ ኣብ ከተማ ሰንዓፈ እዩ ዓብዩ። እዞም ደቂ ኮመርቲ እዚኦም፣ ሰይጣናዊ ገበናቶም ድኣ እዩ ዘዛርበና ዘሎ እምበር፣ ስዋ ምጽማቚ ሓደ ሞያ እዩ። ነውሪ ኣይኮነን። መሳኪን ኣዴታቶም፣ ንህዝቢ ኤርትራ ንኸጥፍኡ ኢለን ኣይኮናን ወሊደንኦም። ዘርኢ መርገም ስለዝኾኑ ግና ብጽዮናውያን ተመልሚሎም ኣብ ከምዚ ነውሪ ወፍሪ ተዋፊሮም ሰይጣናዊ ተግባር ይፍጽሙ ኣለው።እዚ ሰብዚ ድማ ካብ ሓንቲ ሂማን ዝተባህለት ብዓልቲ ባር ኮማሪት ዝተወልደ፣ እቲ ብስለላ መርበብ ዝሰልጠነድያብሎስ ኢሰያስ ከም ሓላፊ ክፍሊ መዚዙዎ ኣብ 1977/ 78 ንደቂ ርስትን ደቂ ባሕርን ደቂ ቁሸትን ደቂ ማእከል ዓድን ዝኾኑ ደቂ ድንበዛንን ዓንሰባን ካርነሽምን ብመደብ ብጸልማት ዘህለቐ ገበነኛ ድቓላ እዩ።

ኣቦታትና ክምስሉ ከለው “ዝበደለ እንተረሰዐስ ዝተበደለ ነይርስዕ”! ይብሉ። ስለዚ እዚ ሰብዚ ዘቐንጸሎምን ዘእሰሮምን ማእለያ ዘይብሎም ደቂ ድንበዛን፣ ቤተሰቦም ረሲዖሞም ክነብሩ ማለት ዘበት እዩ።  ወዲ በላዕ ጣዕዋ ግና ከይሓፈረ ኣብ ለንዶን ተጠሊዑ ዝነብር ዘሎ፣ ኣብ ድንበዛንን ዓንሰባን፣ ሰብ የልቦን ኢሉ እዩ። ተጋግዩ! ዘይወግሕ መሲሉዋስ ኣብ ቦኽራ ትጽሕጽሕ። ከምኡ ግና ከቶ ኣይክኸውንን እዩ። ደቂ ድንበዛን ይኹኑ ደቂ ዓንሰባ፣ ወይ ደቂ ካርነሽም ፈደይቲ ሕነ ከምዝኾና ኣይተረድኦን ኣሎ። ሓንቲ መዓልቲ ግን ክርድኦ እዩ። ስለዚ ሎሚኳ ኣብዚ ምዕራፍ እዚ፣ ዝርዝር እስማት እቶም ግዳይ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ዝኾኑ ከነቕርቦም እንተዘይከኣልና ኣብ ዝቕጽል ኣርእስትና ግና ግድነት ብዝርዝር ከነቕርቦም ኢና። ስለዚ ነቶም ኣብቲ እዋንቲ ኣብቲ ከባቢታት ዝነበርኩም ግዱሳት ደቂ ሃገር፣ ሓደራ ክንብሎኩም እንደሊ ለበዋ እንተድኣ ሃልዩ፣ ነቶም ኣብቲ ከባቢ ድንበዛንን ዓንሰባን ብትእዛዝ ኢሰያስን፣ ብቅድመ ግንባርነት ወዲ በላዕ ጣዕዋን ዝተረሸኑን፣ ብካራ ዝተሓርዱን ንጹሃት ደቂ ሃገር ኣስማቶም ክትልእኩልና ጥራይ እዩ። ምስ ናትኩም ሓገዝ ሓዊስና ነቲ ክሳብ ሎሚ ኣዋህሊልናዮ ዘሎና ዝርዝር ግዳያት ደቂ ሃገር ኣብዚ ቕጽል ከነቕርቦም ክንፍትን ኢና። እወ፣ ነንጭዋ ገዛስ ኣንጭዋ ደገ ተውጽኣ ከምዝብሃል፣ ኣሕዋትና ብደቓሉ ከም ብዓል ኮለኔል እስቲፋኖስ ወዲ ኮለኔል ሃብተማርያም (ወዲ-በላዕ ጣዕዋ) ኣብ ሓመድ እንዳበለዩ፣ ንሶም ድማ ኣብ ከተማታት ለንዶን ክዕንድሩ ትም ኢልና ክንዕዘብ ሃገራዊ ሓላፍነትና ኣይፈቕደልናን ስለዝኾነ፣ ብዝከኣል መጠን ብህይወትና ክሳብ ዘሎና ነቲ ሓቂ ከነውጽኦ ክንጽዕር ኢና። ጕጅለ ምርምርን መጽናዕትን መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ

ኮለኔል እስቲፋኖስ፡ ወዲ-በላዕ ጣዕዋ ወይ ወዲ ሂማን፡ ካብ ሰብዓታት ጀሚሩ ብገበን ይተመኮረ ክነሱ፣ ብኢሰያስ ግና ሓዲሽ ኢምባሲ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ተሼሙ ክሳብ ሎሚ የገልግል ከምዘሎ ቅድሚ ሎሚ ሓቢርና ነርና ኢና። እቲ ኣብ 1977 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከባቢ ድንበዛን ኣብ ፈቐዶ ሽንጭሮታት ጎቦታትን ንደቀባት ኣቦታትናን ኣያታትናን ኣሕዋትናን፡ ብትእዛዝ ኢሰያስ ዝቐንጸለን ዘቐንጸለን ዝጨወየን ዘጭወየን፡ ሽዑ “ጀማህር” ድሕሪ “ነጻነት ሓዳስ ኤርትራ” ድማ፡ ኮለኔል እስቲፋኖስ ወዲ-በላዕ ጣዕዋ፡ ሎሚ ከኣ ከይሓነኸ እምባሲ ኢሰያስ ተሸሙ፡ ኣብ ሃገር እንግሊዝ መጺኡ ኣሎ፡፡ በሉ እነሀልኩም እዚ’ዩ ብስእሉ ድማ ከተለልዩዎ ኮሎነል እስቲፋኖስ ወዲ በላዕ ጣዕዋ፡፡ እዚ ሰብ’ዚ፡ ኣብ 1977 ዓ.ም.ፈ.  “ሰብኣይ-ሰብኡት ደቂ ካርነሽምን፣ ድንበዛንን ዓንሰባን“ ኮይኑ፡ ብትእዛዝ መላኺ (ቲራኒ) ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ንንጹሃት ደቀባት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ኣያታትናን ኣብ ፈቐዶ ሽንጭሮታት ድንበንዛንን ዓንሰባን፡ ዝቐንጸለን ዘቐንጸለን ዝጨወየን ዘጭወየን እረሜን እዩ፡፡ ድሕሪ ነጻነት ከኣ ኣብዘን 23 ዓመታት ኣብ ማእከል ኣስመራ ኣብ ክፍሊ ህዝባዊ ድሕንነት ምስ ወዲ ሓወቡኡ ስምኦን ገብረድንግል ተመዲቡ፡  ንብዙሓት ደቀባት ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ክዳጒን ይጸንሐ ደመኛን ገበነኛ እዩ። ርግጽዩ እቶም ቀንዲ ንኢሰያስ ዘገልግሉ ላዕለዎት ሰበስልጣን ህግደፍ፣ ብደም ይጠስጠሱ ስለኡኾኑ፣ እዚ ሰብዚ ከኣ ሓደ ካብኦም እዩ።[/button]

እወ፣ እዚ ገበነኛ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ሰብዚ፣ ነቲ ዝፈጸሞ ባርባራዊ ወፍሪ፣ ዓስቢ ጻምኡ፣ ብእሰያስ ኣፈወርቂ ትሓርዩ፡  ኣብታ ካብ ቅድሚ ኮሎንያል ጣልያን ጀሚራ፣ ንኤርትራ ትውንን ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብመደብ ተላኢኹ ኣሎ። እቲ ስለላ መርበብ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ካብተን ኣብ ኤርትራ ዓቢ ወፍሪ ዘለወን ትካላት ስለላ መርበብ ዓለም ብቐዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ትካል ጽዮናውያን ዝኾነ መርበብ ስለያ እዩ። ኣብ ኤርትራ ዝኾነት ትኹን ትካል ዕደና ወርቂ ስራሕ ንኽጅምር፣ ሕጊ ኣልቦን ግይዛያዊ መንግስትን ህግደፍ ዘይኮነ፣ መንግስቲ መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ እያ እትውስንንእትፈቅድን። ንሳ ከይፈቐደት ዝኾነት ትካል ዕደና ወርቂ ትኹን ካልእ ዕደና ማዕድን ኣይፍቀደላን እዩ። ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ ካብ ዝትከል ጀሚሩ፣ ክሳብ ሎሚ፣ ኢንባሲታት ኮይኖም ንለንደን ዝልኣኹ ብስለላን ኮለላን ብግፍዕን እዝዮም ምኩራት ዝኾኑ ላዕለዎት ሰበስልጣናት ህግደፍ ጥራይ እዮም። ንመረዳእታ ናይዝጊ ክፍሉ፣ ካብቶም ቀንዲ ኣገልጋሊ ኢሰያስ ዝነበረ ገበነኛ ሰብ እዩ። እወ ንሱ ከኣ ካብ ሓንቲ ጸማቚት ስዋ ኮማሪት ትግራወይቲ ሰበይቲ ኣብ መንደፈራ ዝተወልደ ነበረ። እዲኡ ድማ ኣየናይ ኣቦ ከምዘጥነሰን ስለዘይፈልጣ፣ “ናይ እዝጊ ክፍሉ“  “ወዲ እግዚሄር“ ኢለን እየን ስም ኣውጺአናሉ። ብዙሓት ተኻታተልቲ ከምትፈልጡዎ፣ ናይዝጊ ክፍሉ ካብ ምምስራት ህይባዊ ግናባር ጀሚሩ ዝልዓለ እጃም ስለላን ኮለላን ይነበሮ የማናይ ኢዱ ንልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ዝነበረ ጭካነን ደማዊ ኣረሜን እዩ ዝነበረ። ድሕሪ ህግደፍ ስልጣን ህዝቢ ገቢቱ ኣብ ኤርትራ ግዝያዊ መንግስቲ ምእዋጁ ድማ፣ ኣብ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ከም ወኪል ኢሰያስ ኮይኑ ብኢንባሲ ደረጃ ኣብታ ካብ መላእ ዓለም ልዑልን እዝዩ ረቂቕን ወፍሪ ስለላን ኮለላን እተካይድ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ተመዚቱ፣ ክሳብ ሞይቱስ ረሳኡ ባኢሰያስ ነስመራ ንኸይኣቱ ተኣጊዱ፣ ኣብ ለንደን ዝቕበር ቀንዲ ዋርድያ ኢስያስ ብምዃን ንስልጣን ኢሰያስ ኣናዊሑ።

እወ፣ “ንመን ትመጾ፡መን ይመጻ ትመጾ፡ ንመን ይመጻ ከኣ መን ትመጾ ይመጻ” ከምዝብሃል፡ ኢሰያስ ልኡኽ ባዕዳውያን ክሳብ ሎሚ ኣብ ስልጣን ጸኒሑ ዘሎ፣ ከም ብዓል ናይዝጊ ክፍሉን ኮለኔል እስቲፋኖስ ወዲ በላዕ ጣዕዋን፣ ከም ብዓል ሰመረ ሰላዪ ወኪል ኢሰያስ ኣብ ህገር ሱዳን ዘገልገለን፣ ከም ብዓል ማንክን ክሻን ንማሕበር ተማሃሮ ሰሜን ኣሜሪካ ዘጥፍኡን፣ ካልኦት ኮራዂርን ስለዘገልገሉዎ እዩ። ኮሎኔል እስቲፋኖስ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ድማ ሓደ ካብቶም ቀተልቲ ኣረሜን ስለዝኾነ እንሆ ሎሚ፣ ኣብ ሃገር እንግሊዝ ብደረጃ ኢንባሲ ግንከኣ ንስለላን ኮሎላን ጉዳያት ንምስላጥ ተመዚዙ ስለላዊ ስርሑ የካይድ ኣሎ፡፡ ብዓልዚ ትርእዩዎ ዘሎኹም  ኮለኔል እስቲፋኖስ በላዕ ጣዕዋ፡ ኣብ መዓስከር ግንዳዕ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ብወተሃደርነት ከገልግልሎ፡ ካብ ሓንቲ ሂማን ዝተባህለት ኮማሪት ጓል ኣኽሱም ዝደቐሎ ድቓላ እዩ። ቅልውላው መንነት ዘሳቐዮ ፍጥረት ስለዝኾነ ድማ፣ በቲ ምጻእተኛ ጎይትኡ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ተመልሚሉ፣ ብቐጥታዊ ትእዛዝ ኢሰያስ ጀጋኑ ደቀባት ኤርትራውያን ክቕንጽል ድሕሪ ምጽናሕ፣ ድሕሪ 23 ዓመታት ኣብ ሃገር እንግሊዝ ተሸሙ መጺኡ እንሆልኩም፡፡ ካብቶም ኣብ ኣስመራ ከሎ ንቤት ማእሰርቲ ዝዳጎኖም ጀጋኑ ሃገራውያን ድማ። ግንከኣ ከኣ ክሳብ ሎሚ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ማሲኖም ዘለው፡ ከም ብዓል ጅግና መጀር ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉን፡ ካልኦት ገዳይም ተጋደልትን እዮም፡፡

እወ! ንመን ትመጾ፡መን ይመጻ ትመጾ፡ ንመን ይመጻ ከኣ መን ትመጾ ይመጻ ከምዝብሃል፡ ሎሚ እቶም ኣምሆ ዘመን ኣብ እዋን ቃልሲ ህ.ግ.ሓ.ኤ ሎሚ ህ.ግ.ደ.ፍ.፡ ብስም ክፍሊ  ህዝቢ እንዳተጸውዑ፡ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ተጸፍዮም ደቀባት፣ ዘእስሩን፣ ዝኣስሩን፣ ዝቕንጽሉን፣ ዘቐንጽሉን ዝነበሩ ሰለልትን ቀንጸልትን’ዮም ኢንባሲታት ኢሰያስ ኮይኖም ኣብ ፈቐዶ ኲርናዕ ዓለም ተዘሪኦም በቲ ክልተ ካብ ሚእቲ ዝብሃል ገንዘብቶም ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን እንዳተቐለቡ ስለላን ኮለላን ኣብ ወጻኢ ገና ዘካይዱ ኣለው፡፡ እዚ ትርእዩዎ ዘለኹም ኮለኔል እስቲፋኖስ ወዲ-በላዕ ጣዕዋ ዝብሃል እምብኣር ሓደ ቀንዲ ካባኣቶም እዩ፡፡ እወ ከይሓነኸን ከይፈርሐን፡ ማለት ነቶም ደቀባት ኣብ ሃገር እንግሊዝ ዘለው ብፍላይ ደቂ ድንበዛብብ ዓንሰባን ንዒቑ፡ ዘይተኣደነ ገበናት ተሸኪሙ ከሎ ወኪል ጎይትኡ ሓለቓ ቀተልቲ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ ኣብ ሃገር እንግሊዝ ስለላዊ ስራሕ ከካይድ ንርእዮ ኣሎና፡፡ ብፍላይ ኣብ ኤውሮጳ እትነብሩ ደቂ ወረዳ ድንበዛንን ዓንሰባን ካርነሽምን፡ብሓፈሻ ከኣ ደቂ ሓማሴን ንኽትበራበሩን ሕነኹም ክትፈድዩን መድረኽ ይጠልበኩም እሎ!!!  ንሓደ ህዝቢ ውሑድ ጊዜ ከተታልሎ ይከኣል’ዩ፡ ብዙሕ ጊዜ’ውን ከተታልሎ ይከኣል’ዩ፡ ንዘልኣለም ከተታልሎ ግና ዘበት’ዩ፡፡

ኢሰያስን ኮራዂሩን ከምብዓል ወዲ በላዕ ጣዕዋ ግና ንህዝቢ ኤርትራ ስለዝንዐቕዎ፡ንዘልኣለም ክላገጽሉ ገልዳሕ ክብሉ ንዕዘቦም ኣሎና፡፡ እሞ ንሕናኸ ነዚ ኩሉ ገበናቶም ከም ሕጋዊ ገርና ዲና ክንቅበሎ ወይስ ዓገብ ክንብል ኣሎና፡፡ ርግጽዩ እቲ ብወለዶኡስኳ ወደ ባት ሕምብርቲ ሓማሴን ይኾነ፣ ተልእኾኡ ግና ሓደ ካብቶ ቀንዲ ኣገልጋሊ ኢሰያስ ዝኾነ ወዲ ገራህቱ፣ ደለይቲ ፍትሒ ኢና ብሃልት ኤርትራውያን መኪቶም ስለዝተቓወሙዎ፣ ካብ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ተመንቊሱ ንኤርትራ ተመሊሱ። ብትእዛዝ ኢሰያስ ግና ተጠዋዊዩ፣ ንሃገር ጀርመን ኮንስል ኮይኑ ተቐዪሩ ዛጊት ስለላዊ ስርሑ የካይድ ኣሎ ይብል ሓበሬታ ኣሎ፡፡ ኣስተብህል፣ ኩሎም ብስም ኢምባሲታትን ኮንስላትን ተባሂሎም ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ንወጻኢ ሃገራት ዝልኣኹ ኣባላት ህግደፍ ኣቐዲሞም ብቅትለን ብግፍዕን ተመኩሮ ዘለዎም እምበር ብትምህርትን ብፍልጠን ኣይኮነን መዓቀኒኦም። ኩሉ ወፍሮም ድማ ስለላን ኮለላን ጥራይ እዩ። ጸብጻቦም ድማ ብቀጥታ ንጎይትኦም ኢሰያስ ጥራይ እዮም ዘመሓላልፉ። እቲ ካብ ኩሉ ዝስደምም ድማ፣ ደሞዞም ካብቶም ክስልሉዎም ይውዕሉን ይሓድሩን ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን እዮም ዝረኽቡ። ንሱ ድማ እቲ ዘይሕጋዊ ዝኾነ ብኣዋጅ ህግደፍ ጥራይ ዝጸደቐ “2% ክልተ ካብ ሚእቲ ቀረጽ“ ተባሂሉ ዝጽዋዕ፣ መሰል ዘይህብ ብዘይካ ግቡእካ ክፈል ይብል ቅሉዕ ዓሎቕ እዩ። ከምኡ ስለዝኾነ እዩ እምብኣር ወዲ በላዕ ጣዕዋ ምስቲ ዘይተኣደነ ገበናቱ፡ “ሓጺሩኒ እንተበልኩዎስ ተደቢሩ ይስዕስዕ“ ከምዝብሃል፣ኢምባሲ ኢሰያስ (ወካሊ ኢሰያስ) ኮይኑ ብዘይ ሕንከትን ሕፍረትን ብኢሰያስ ትመሪጹ ንሃገር እንግሊዝ ተላኢኹ። እቲ ጉዳም ዝኾነ ነገር ኣንተሎ ድማ፣ እቶም ኣብ ሃገር ዓባይብሪጣንያ ዘለው “ሓርበኛታት ኢና ደለይቲ ፍትሒ ኢና“ ብሃልቲ ክሳብ ሎሚ፣ ነዚ ገበነኛ ሰብዚ ዓገብ ክብሉዎ ኣይተራእዩን።

ብዙሓት ተዓዘብቲ ከምዝሕብሩዎ፣ ካብቶም “ደለይቲ ፍትሒ ኢና“ ብሃልቲ ኣብ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ንወዲ ገራህቱ፣ዝመከትዎ፣ መብዛሕትኦም ደቂ ኣከለጉዛይስለዝኾኑ፣ ይኣይ ወዲ በላእ ጣዕዋ ከም ወደባት ኣከለጉዛይ ገሮም ብምቕባል፣ ነዚ ድቓላ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ግና ታሪኻዊ መበቆሉ ስለዘይተረድኦም፣ ከም ወዲ ኣከለጉዛይ ተረዲኦም፣ ክሳብ ሎሚ ከምቲ ንወዲ ገራህቱ ዝመከቱዎ ከይመከቱዎ ትም ኣኢሎም ኣስቂጦም ይዕዘቡዎ ኣለው“ ይብሉ። እቲ ሓቂ ግና ብሓቂ ሃገራዊ እንተድኣ ኮንካ ሌላን ጉሌላን ከይበልካ እዩ መኸተ ይምከት። መኸተ ሎሚዘመን ግና ኣይግድን። ብዘይ ንቕሓት ክምክት እየ ማለት ካብ ጥቕሙ ጉድእቱ ይበዝሕ። እምብኣር ኣብቲ ኣርእስትና ክንምለስ፡ እዚ ወዲ-በላዕ ጣዕዋ ወይ ወዲ ሂማን ዝብሃል ፍጥረት መንነቱ ከምዚ ዝስዕብ’ዩ፡፡መጸውዒ ስሙ እስቲፋኖስ፡ ስም ኣቦኡ ከኣ ኮለኔል ሃብተማርያም ይብሃል፡፡ ኣዲኡ ወላዲቱ ድማ ሂማን እትብሃል ጓል ኣኽሱም፡ምቕማጣ ኣብ ግንዳዕ እትብሃል ንእሽቶ ከተማ ኤርትራ ኮይኑ፡ ሞያኣ ኮማሪት ብዓልቲ ባር እያ ዝነበረት፡፡ ስለዚ እስቲፋኖስ ኮለኔል ሃብተማርያም፡ ካብ ሓንቲ ኮማሪት ሂማን ዝተባህለት ኣዂስማዊት፡ ነዚ ሰብ’ዚ ብወሰን ዝደቐሎ ድቓላ እዩ፡፡ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ኣንጊሁ እዩ ንወዲ-በላዕ ጣዕዋ ወይ ወዲ ሂማን፡ መንነታዊ ቅልውላው ከምዘለዎ ኣለልዩ፡ እብ ልዕሊ ህዝቢ ወረዳ ድንበዛን ስለላን ኮለላን ቅንጸላን ንኸካይድ መዚዙዎ፡፡ ምናልባትውን ወዲ ሕትናኡ ክኸውን ይኻል እዩ። ወዲ-በላዕ ጣዕዋ ወይ ወዲ ሂማን ብጎይትኡ ተንቤናይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ ሳሕል ተመልሚሉ ብስም “ክፍሊ ህዝቢ”፡ ብስዉርን ብጸልማትን ንህዝቢ ድንበዛን ክስልን ክቕንጽልን ብ1977 ዓ.ም.ፈ. ተዋፊሩ፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ምዕራፍ ከምዝተሓበረ፡ ኣብ መጀመርያ ወፍሪ ስራሕ እስቲፋኖስ ሃብተማርያም፡ ኣብ ሓንቲ ዓዲ ብጸልማት ብሰላሕ-መላሕ ምስኣቶ፡ ኣብታ ዓዲ ዝነብሩ መንዮም፡ ደቂ-ርስትን ደቂ-ባሕርን ደቂ ከብዲ-ዓድን? መንዮምከ፡ ደቂ ወሰን፡መሬት ዘይውንኑ፡ ምጻእተኛን ደቓሉን፡ መንየንከ ካብ ትግራይ ዝመጻ ኮማሮን መበላሉን፡ ዝብሉ ሕቶታት ሓቲቱ መልሲ ምስ ረኸበ፡ ኩሉ እቲ ዝኣከቦ ሓበሬታ ኣብታ ክንዲ ዳዊት ትኸውን ጸላም መዝገቡ (ብላክ ፋይል) የስፍሮ፡፡ ድሕሪዚ ካብቶም  ብፍላይ በቲ ዓዲ ከም ምጻእተኛ ወይ ደቓሉን ዝኾኑ፡ ቅልውላው መንነት ዘለዎም መንእሰያት ዋህዮታት መልሚሉ የቕዉም፡፡ እዞም ዝተመልመሉ ዋህዮታት ድማ፡ “ገረብ ብሓኽላ” ከምዝብሃል፡ ካብታ ዓዲ ካብ ዝደቐቐት ክሳብ ዝፈረየት ሓበሬታ እንዳ ኣከቡ፡ ንወዲ በላዕ ጣዕዋ ብነጻ የቐብሉዎ፡፡ ካብታ መጽሓፍ ወይ ኦርኒክ እንዳርኣየ ከኣ በቶም ዝዓሰቦም መንነታዊ ቅልውላው ዘለዎም ዕሱባቱ ቅንጸላዊ ስርሑ የካዪድ ነበረ፡፡ንእዚ ማለት ድማ በቲ ዋህዮታት ዝሃቡዎ ሓበሬታት ተመርኲሱ፡ ንደቀባት ይቐዝፍን ይቕንጽልን፡፡ብኸምዚ ውዲት’ዚ እምብኣር ኣብቲ ብሓፈሻ ኣብ ወረዳ ድንበዛን፡ ብፍላይ ከኣ ኣብታ ካብ ጥንቲ ዘመን ክሳብ መግዛእቲ ህግደፍ ዋና ከተማ ወረዳ ድንበዛን ዝነበረት፡ ሎሚ ግና ብሰንኪ መንግስቲ ህግደፍ ባዲማን ዓንያን  ትርከብ  ዘላ ዓዲ-ተከሌዛን ካብ 60 ዘይውህዱ ደቀባት ቀንጺሉ፡፡ካብ ደቂ ዘርኡ ካብ 4 ንላዕሊ ደቀባት ቀንጺሉ፡ ካብ ዓደኮሎም ካብ 6 ንላዕሊ ደቀባት ቀንጺሉ፡፡ካብ ሽማንጉስ ታሕታይን ላዕላይን ካብ 8 ንላዕሊ ንጹሃት ደቀባት ቀንጺሉ፡ ካብ ኣቚሻት ዓዲ-ተከሌዛን ካብ 42 ንላዕሊ ደቀባት መንቊሱ፡፡ ነቲ ኣብ ደቂመሓረ ድንበዛብ ዝነበረ፡ ቀደም ከኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ምስ ወዲ-በላዕ ጣዕዋ ብሓባር 2ይ ዓመት ዩኒቨርሲቲ ተመሃራይ ዝነበረ የየሱ ይተባህለ ፈላስፋን በሊሕን ወደባት አርትራዊ፣ ንግሆ ስዓት 4:00 ኣብ ደቀመሓረ ደንበያን ቀንጺሉዎ፡፡

ወዲ በላዕ ጣዕዋ ኣብ ልዕሊ ዓበይትን ወራዙትን፡ ደቂ ዓዲ-ተከለዛን ዘይተኣደነ ላግጺ ከምተላገጸ ነፍሲ ወከፍ ወዲቲ ከባቢ ኣጸቢቑ ይፈልጦ ሓቂ ይዙ። እቶም ቀንዲ ምስ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ኮይኖም ዝቕንጽሉ ዝነበሩ ሸዑ እዋን ማናጁስ ዝነበሩ ተጋደልቲ፡ ኣስማቶም ከምዚ ዝስዕብ እዩ፡ 1ይ) ጋይም ተኪኤ ወዲ ደቂሽሓይ ሎሚ ኮረኔል ጋይም ተባሂሉ ስለላን ኮለላን ወጻኣኢ ጉዳይ ተመዚዙ ንጎይትኡ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ የገልግል ኣሎ። 2ይ) መድሃኔ ወዲ ቀሺ ምናሰ፡ብዓል ዓዲ ተከሊዛን ሎሚ ኣብ ከናዳ ዝነብር ዘሎ፡ 3ይ) ረዘነ ተስፋይ፡ ሎሚ ኮረኔል ረዘነ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ብዓል ዓዲ ተከለዛን፡ 4) ብፍላይ ነቲ ብሉጽ ካድረ ዘየሱስ ኣብ ደቀመሓረ ብትእዛዝ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ባዕሉ ተኲሱ ዝቐንጸለ ድማ ብዓል ደቂ ዘርኡ ድንበዛ፡ ካብ ዓሌት ጉጃር፡ ሎሚ ኣብ ዳላስ ይተባህለ ከተማ ኣሜሪካ ይነብር ኣሎ፡፡  ካልኦት ኣስማቶም ብሕጂ ክመጸና ንጽበዮ ዘሎና፡ ገና ብህይወቶም ዘለው ኮራዂር ወዲ በላዕ ጣዕዋ ዝነበሩ ብዙሓት ኣብ ኣስመራን ኣብ ወጻእን ከምዘለው ትሓቢርና ኣሎና፡፡  ሎሚ ነዚ ሰነድ እዚ ንኸንዝርግሖ ዝመረጽና፣ ብዙሕ ህዝቢ ነዞም ኢምባሲታት ኢሰያስ ኮይኖም ኣብ ፈቐዶ ሃገር ተዋፊሮም ዘለው፣ ሞያኣኦምን ዕዮኦምን ስለዘይፈልጥ፣ ነዚ ንምሕባር ኢና ንዝርግሖ ዘሎና። እወ እዞም ብስም ዲፕሎማታትን ኢንባሲታትን ኮንስላትን፣ ዲፕሎማትን፣ ቀንዲ ዕዮኦም ብዘይካ ስለላን ኮለላን ካልእ ቁምነገር ከምዘይሰርሑ ንምሕባር ኣእዩ። እስከ ገለ ሓበሬታ እንተኾኖም ኢልና ዘዳሎናዮ ሰነድ እዩ። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕዝን ድማ፡ መንእሰያት ደቂ ዓዲ ተከሌዛን፡ ንሃገር ክብሉ ኣብ ኣፍ-ታንኪ እንዳተጠብሱን፡ ብዓረር እንዳሕረሩን፡ እንዳብኦም ግና ብእልፊ ደቓሉ እሞ ብራሾማይ ኣብ እዋን ቃልሲ ዘየቐበሉ፡ ከም ብዓል ወዲ ኮማሪት ሂማን ትጠፍእ ነይራ፡፡ ኣብቲ እዋን “መሬተይ መቲረ፡ ገባረይ ቈጺረ” ብዝብል ማሕበራዊን ዓዳዊን ጭርሖ፡ተመርኲሶም ኣቦታት ዓዲተከሌዛን፡መሬት ዓደቦ ከማስሑ ክቀራረቡ ከለው፡ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ግና ንኹሎም ዓበይቲን ተጸዋዕትን ምስሌኔ ዓድን ብጸልማት ከካብ መደቀሲኦም ገፊፉ ንበረኻ ከብኪቡ ጨወዮም፡፡ ንኹሎም ከኣ ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ህድሞ ዳጒኑዎም ግዳይ ቊማልን ትዃንን ኮይኖም ተሳቒዮም እዮም፡፡

እቶም ዓበይቲ ዓዲ ብቚማልን ቆንጪን ትዃንን፡ ቊርን ኣስሓይታት እንዳተሳቐዩ ከለው፡ ዓዲተከለዛን ድማ ዋናታት ዘይብላ ምስተረፈት፡ እቶም ዋህዮታት ነቲ መሬት እንዳቦ ብኢደወነኒኦም ብፍትሒ ኣልቦ “ኣማስሔሞ፡፡ ድሕሪ ማይ ኣብ ብዓቲ ከምዝብሃል ድማ፡ ዋሬዳ ዓዲ ብዓመጽ ምስ ተዋረደ፡ እቶም ብወዲ በላዕ ጣዕዋ ዝተጨውዩ ኣቦታት ድሕሪ’ቲ ኩሉ ስቓይ ንገዝኦም ተመልሱ፡፡ ህዝቢ ዓዲ ተከሌዛን ሻዕብያ ገና መንግስቲ ከይኣኸለ ከሎ፡  እዚ ዂሉ ግፍዒ ካብ ፈጸመ፡ “ካብ ሎሚ ዝነቆ ዝብኢስ ነየሕድረኒ”፡ መንግስቲ ህግደፍ ምስ ኣኸለ ድኣ፡ ሃገር ከጥፍእ እንድዩ”!! እንዳበሉ የዕልሉ ነበሩ፡፡ መንግስቲ ህግደፍ ነዛ ሎሚ ዝፍጽማ ዘሎ ሽፍትነት፡  ዓበይቲ ዓዲ ተከለዛን  ብ1977 ዓ.ም.ፈ.  እጸቢቖም ፈሊጦሞ ነይሮም እዮም፡፡ ሎሚ ካብ ጒድጓዶም ወጺም እንተዝርእዩዎ ነይሮም ድማ ኣይበልናንዶ!! ምበሉ ነይሮም፡፡  እወ! ብኩርኩር ኢስያስ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ኣብ ከባቢ ድንበዛንን ዓንሰባን ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የልቦን፡፡ ግና ከምታሪኽ ኣብ መጽሓፍ ክሰፍር እዩ እምበር፡ ንኹሉ ጽሒፍካ ዝውዳእ ኣይኮነን፡፡

እወ! እንዳ ማፍያ ሻዕብያን ኣብ ሜዳ ከለው ዝፍጽምዎ ዝነበሩ እከይ ግብርን፡ ህግደፍ፡ ድማ ሎሚ ዝፍጽምዎ ዘለው ህልቀት መንእሰይን መግለጺ የብሉን፡፡ “ዝበደለ እንተረሰዕስ ዝተበደለ ነይርስዕ” ከምዝብሃል፡ ዋላኳ ኢስቲፋኖስ ኮለኔል ሃብተስላሴ ዘይተኣደነ ገበናት ተሸኪሙ ከብቅዕ፡ብኮለኔል ምዓርግን ኢንባሲ ለንዶንን ተሸሙ ደቂሱ እንተሓደረ፡ እቶም ኣቦታቶምን ሓወቦታቶምን ኣኮታቶምን ኣያታቶምን ዝስኣኑ ደቂ ድንበዛንን ካርነሽምን ዓንሰባን ግና ደቂሶም ከምዘይሓድሩ ክርዳእ ኣለዎ !!! ንደቀባት ድንበዛንን ካርነሽምን ዓንሰባን ዝመንቆሰ፡ ወዲ በላዕ ጣዕዋ፡ ኮርኔል እስቲፋኖስ ሃብተማርያ፣ ወዲ በላዕ ጣዕዋ ወይ ውን ኮማሪት ሂማን፡ ዝፈጸሞ ዘይተኣደነ ገበናት ኣብ ልዕሊ ደቀባት ድንበዛንን ዓንሰባን ካርነሽምን ከይዓጀቦ፡ ሎሚ ብመላኺ ኢሰያስ እኳ ኢንባሲ ኤርትራ ኣብ ለንደን ተሸሙ እንተመጸ፡ ንሓዋሩ ከምዘይነብር ክፈልጥ ኣለዎ፡፡  ዝኾነ ኮይኑ ግና ክሳብ ህግደፍ ተሓግሒጎም ዝወጹ እሞ ጥዕና ክሳብ ሃለወና ስዉር ጒዶም ከነቃልዖ ኢና፡፡ መኽንያቱ ድማ ንሓደ ህዝቢ ውሑድ ጊዜ ከተታልሎ ይከኣል’ዩ፡ ብዙሕ ጊዜ’ውን ከተታልሎ ይከኣል’ዩ፡ ንዘልኣለም ከተታልሎ ግና ዘበት’ዩ፡፡ ባህርያዊን መጎታዊን ከኣ ኣይኮነን፡፡ ኢሰያስ ግና ንዘለኣለም ከታልለና ገልዳሕ ይብል ኣሎ፡፡

ስለዚ ዕሱብ ባዕዳውያን መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ መሲሉዎ ድኣንበር፡ ህበይን ህዝቢ ኤርትራን ይውሕድ እምበር ኣይጠፍእን እዩ፡፡ ዘሕፍር ገበናት ተሸኪሙ ንኸንቱ ዝጠፍእ ኦሰያስ ኣፈወርቂ ጥራይ እዩ፡፡ካብ ብዓል መንግስቱን ሃይለስላሴን ዝገደደ ሕስረት ተሸኪሙ ዘሎ ፈዛዝ ኢሰያስ እዩ። እወ ንሕና ኤርትራውያን እንተንልብምን፡ ነስተውዕልን ነርና ግና፡ ኢሰያስ ክሳብ ሎሚ ኣይመቐነየን፡፡ ስለዚ ወደን ከይሓምያስ ሰይቲ ወደን” ከምዝብሃል፡ ኢሰያስን ህግደፍን ውጽኢት ናትና እዮም፡፡ ኣጣቒዕና ኢና፡ ሳዕሲዕና ኢና! ብሕጂ’ውን ማይ ኣይሓለፎን፡ ጣቒዒት ደው ኣቢልና! ብኣእምሮና ከነጣቕዕ ንፈትን፡፡ ጸላእትና ክንፈልጥ መድረኽ ዝኣኸለ ይመስል ኣሎ፡፡ ሓቂዶ ሓሶት?  እወ! ንሕና ደቀባት ኤርትራውያን ከይተገራህና እንተንልብን ኔርና፡ ኢሰያስ ዘይተኣደነ ገበናት እንዳፈጸመን፡ ብህዝቢ ኤርትራ እንዳተላገጸን፡ ክሳብ ሎሚ ኣይምጸንሐን፡፡ ርግጽ’ዩ ጎይተቱ ስለላ-መርበብ፣ ብፍላይ ማኣከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ሲኣይኤ፣ ስለላ መርበብ እስራኤል ሞሳ፣ ብፍላይ እኳድኣ ስለላ መርበብ ዓባይ ብሪጣንያ ኤምኣይ6 ለይን መዓልትን ከምይጓስዩዎ ንፈልጥ ኢና። ግን እዚ ሰብዚ ክሳብ ሎሚ ጸኒሑ ኣሎ፡ንሕና ስለተገራህና ድኣምበር፡ ንሶም ሓዪሎም ማለት ኣይኮነን፡፡ ዝኾነ ኮይኑ ግና ብዙሕ ዕንወትን ጥፍኣትን ፈጺሙ ክኸይድ እዩ እምበር፣ ንሓዋሩ ድኣ እዚ ነፋጥ እዚ መን ዝጸንሖ ክጸንሕ፡፡

ምስ ኩሉ ገበናቱ ሓደ መዓልቲ ክሕግሀግ እዩ፡፡ነዊሕ  ከኣ ኣይክጸንሕን እዩ፡፡ ብወዲ በላዕ ጣዕዋ ኣብ ከባቢ ዓዲ ተከሌዛን ዘይተገብረ የልቦን ዘይተነገረ ግና ብዙሕ ኣሎ፡፡ ግና ንኹሉ ጽሒፍካ ዝውዳእ ስለዘይኮነ፡ ከምታሪኽ ኣብ መጽሓፍ ክሰፍር እዩ እምበር፡ እንዳ ማፍያ ሻዕብያን ኣብ ሜዳ ከለው ዝፍጽምዎ ዝነበሩ እከይ ግብርን፡ ህግደፍ፡ ድማ ሎሚ ዝፍጽምዎ ዘለው ህልቀት መንእሰይን መግለጺ የብሉን፡፡ እቶም ዓበይቲ ዓዲ ብቚማልን ቆንጪን ትዃንን፡ ቊርን ኣስሓይታት እንዳተሳቐዩ ከለው፡ ዓዲተከለዛን ድማ ዋናታት ዘይብላ ምስተረፈት፡ እቶም ዋህዮታት ነቲ መሬት እንዳቦ ብኢደወነኒኦም ብፍትሒ ኣልቦ “ኣማስሔሞ፡፡ ድሕሪ ማይ ኣብ ብዓቲ ከምዝብሃል ድማ፡ ዋሬዳ ዓዲ ብዓመጽ ምስ ተዋረደ፡ እቶም ብወዲ በላዕ ጣዕዋ ዝተጨውዩ ኣቦታት ድሕሪ’ቲ ኩሉ ስቓይ ንገዝኦም ተመልሱ፡፡ ህዝቢ ዓዲ ተከሌዛን ሻዕብያ ገና መንግስቲ ከይኣኸለ ከሎ፡  እዚ ዂሉ ግፍዒ ካብ ፈጸመ፡ “ካብ ሎሚ ዝነቆ ዝብኢስ ነየሕድረኒ”፡ መንግስቲ ህግደፍ ምስ ኣኸለ ድኣ፡ ሃገር ከጥፍእ እንድዩ”!! እንዳበሉ የዕልሉ ነበሩ፡፡

መንግስቲ ህግደፍ ነዛ ሎሚ ዝፍጽማ ዘሎ ሽፍትነት፡  ዓበይቲ ዓዲ ተከለዛን  ብ1977 ዓ.ም.ፈ.  እጸቢቖም ፈሊጦሞ ነይሮም እዮም፡፡ ሎሚ ካብ ጒድጓዶም ወጺም እንተዝርእዩዎ ነይሮም ድማ ኣይበልናንዶ!! ምበሉ ነይሮም፡፡  ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ ከምዝብሃል ግና መንእሰያት ደቂ ድንበዛን ሕነ ኣቦታቶምን ኣባሓጎታቶምን ክፈድዩ መድረኽ ይጠልቦም ኣሎ። ንሕና ብወገና ግና፣ ንመስርሕን ተልእኾን ህግደፍ ኣጽቢቕና ስለዝበጻሕናዮ፣ ብፍላይ እኳድኣ ክሳብ ሰላዪ ኢሰያስ ምስ ጭፍራኡ ህግደፋውያን፣ ተሓግሒጎም ዝወጹ እሞ ጥዕና ክሳብ ሃለወና ስዉር ጒዶም ከነቃልዖ ኢና፡፡ መኽንያቱ ድማ ንሓደ ህዝቢ ውሑድ ጊዜ ከተታልሎ ይከኣል’ዩ፡ ብዙሕ ጊዜ’ውን ከተታልሎ ይከኣል’ዩ፡ ንዘልኣለም ከተታልሎ ግና ዘበት’ዩ፡፡ ባህርያዊን መጎታዊን ከኣ ኣይኮነን፡፡ ኢሰያስ ግና ነዚ ብዓል ጻማ ህይቢ ኤርትራ ብክቱር ንዕቀት ኣብ ቊሸት ዓዲሃሎ ኮብሊሉ ኣንዳነበረ፣ንዘለኣለም ከታልለና ገልዳሕ ይብል ኣሎ፡፡ ስለዚ ዕሱብ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መሲሉዎ ድኣንበር፡ ህበይን ህዝቢ ኤርትራን ይውሕድ እምበር ኣይጠፍእን እዩ፡፡ ገበናት ተሸኪሙ ንኸንቱ ዝጠፍእ ኦሰያስ ኣፈወርቂ ጥራይ እዩ፡፡ካብ ብዓል መንግስቱን ሃይለስላሴን ዝገደድ ሕስረት ተሸኪሙ እዩ ዝሽመም፡፡ እወ ንሕና ኤርትራውያን እንተንልብምን፡ ነስተውዕልን ነርና ግና፡ ኢሰያስ ክሳብ ሎሚ ኣይመቐነየን፡፡ ስለዚ ወደን ከይሓምያስ ሰይቲ ወደን” ከምዝብሃል፡ ኢሰያስን ህግደፍን ውጽኢት ናትና እዮም፡፡ ኣጣቒዕና ኢና፡ ሳዕሲዕና ኢና! ብሕጂ’ውን ማይ ኣይሓለፎን፡ ጣቒዒት ደው ኣቢልና! ብኣእምሮና ከነጣቕዕ ንፈትን፡፡ ጸላእትና ክንፈልጥ መድረኽ ዝኣኸለ ይመስል፡፡ እወ! ንሕና ደቀባት ኤርትራውያን ከይተገራህና እንተንልብን ኔርና፡ ኢሰያስ ዘይተኣደነ ገበናት እንዳፈጸመን፡ ብህዝቢ ኤርትራ እንዳተላገጸን፡ ክሳብ ሎሚ ኣይምጸንሐን፡፡

ርግጽ’ዩ፣  ነዚ ፈዛዝ ንብረት ጽዮናውያን ሰብዚ፣ ጎይተቱ መሃንድሳት ጽዮናውያን ስለላ-መርበብ ከምዝሕልዉዎ እኳ ፍሉጥ እንተኾነ፣ ንሕና ስለተገራህና ድኣምበር፡ ንሶም ሓዪሎም ማለት ኣይኮነን፡፡ ንሶም ብዘካ ስለላን ኮለላን ብድሎ ከይትዕሎ ተዋዳዲሮምና ኣኣይፈልጡን እዮም። ገረብ ብሓኽላ ይብል ውዲት ተጠቒሞም ንደቀባት በብሓደ እንዳ ቀንጸሊ፣ እንሆ እዚ ድያብሎስ ሰብዚ ክሳብ ሎሚ ጸኒሑ ኣሎ፡ ንሓዋሩ ግና መን ዝጸንሖ እዩ ክጸንሕ፡፡ ምስ ኩሉ ገበናቱ ሓደ መዓልቲ ክሕግሀግ እኮ እዩ፡፡ነዊሕ  ከኣ ኣይክጸንሕን እዩ፡፡

ንቕሓት ንሰራዊትን ህዝብን ኤርትራ!
ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ 01.10.2017 ዓ.ም.ፈ.